Gere emun part 100 | ገሬ እሙን ክፋል 100

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 765

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 ปีที่แล้ว +280

    "ገሬ እሙን" መበል 100 ክፋል ! ኣዝዩ ዘገርም'ዩ 100 ክፋላት ክትሰርሕ ቀሊል ኣይኮነን እሞ ድማ ምስ'ዚ ዘሎ ኩነታት ናይ ትግራይ ፡ ልባዊ ኣድናቖተይ ትብጻሕኩም ኣባላት ገሬ እሙን 💚🖤።
    #ንፅልንቕድሚት🤭

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +3

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞💞

    • @sdssad1453
      @sdssad1453 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቃ

    • @akbbbbbhhb
      @akbbbbbhhb ปีที่แล้ว

      ክክክክክክክክ ጠርጙጝ ሰኪት 130 ጌሮም ከዕልብልካ ኢዮም ጀጋኑ ሽዕብያ &federal jeganu iyom

    • @brhaneye9521
      @brhaneye9521 ปีที่แล้ว +3

      @@akbbbbbhhb ምምራኽ ዳኣ እወ ጀጋኑ

    • @safsaf715
      @safsaf715 ปีที่แล้ว +1

      🤣😁😁ንፅል ንቅድሚት ናበልካ ትነብር ኣታ ግደፍ ሎምስ ደርብ😁

  • @user-kh7ik1pk2l
    @user-kh7ik1pk2l ปีที่แล้ว +70

    ለምለም ዓይነይ ምስሊ ኣደዋይ😢ኣደዋይ ዘላቶ ኩነታት ብሰንኪ ቡን ከምዚኣ ከም ዘላ ሓቢሮምኒ እህህ😢 ፈጣሪ እስቲ ሰላም የውርደልና ናይ ፃዲቁ ኣቡነ ኣረጋዊ በረከትን ፀሎትን ኣይፈለየና ንዓመታ ኣብ ዓድና ሰላም ኮይኑ ምስ ወለድና ነብዕሎ ይግበረና 🥰

    • @debromfsaha7452
      @debromfsaha7452 ปีที่แล้ว

      Wala adeway kdmi kursi nab bun eya tgoyi ahh kemey tahalfo thlu hji abeways aysetn neru ewi amne aregawi aboy selam awrdelna

    • @temsganamlak5494
      @temsganamlak5494 ปีที่แล้ว +1

      አጀኺ ማዓርይ ካሓልፍ እዬ

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. ปีที่แล้ว +155

    ከመይ ኣማኢትትት ዕድመ ይሃብኩም ኣቱም ብሩኻት💞
    ሎሚ እንዳ ገሬ-እሙን ንመበል 100 part እያ ቀጺላ,,
    100 ሰናብቲ ከይቋረጽካ/ኪ ተከታተልካ ኣብዚ ፈርም'-'

    • @user-rn2zj7vc6j
      @user-rn2zj7vc6j ปีที่แล้ว +1

      ane aleku

    • @brhaneye9521
      @brhaneye9521 ปีที่แล้ว

      ኣለና ኣብዙይ 😍😎

    • @user-xn5rr1tn3w
      @user-xn5rr1tn3w ปีที่แล้ว +3

      ኣንቱም ናይ ኪሮስ ፕሮፋይል ትገብሩስ ኩሉኩም ለባምት ሕማቅ ዘይትፅሕፉ🥰

    • @user-yo7oy4fb5x
      @user-yo7oy4fb5x ปีที่แล้ว +1

      አለና ጆስየ ሓላል ስንጊል ንቅድሚት የላን ድያ ሎሙስ ዳብል ግዲ ኮይንና ጆስየ ሃሃሃሃ

    • @Jossi_Mashi.
      @Jossi_Mashi. ปีที่แล้ว +2

      @@user-yo7oy4fb5x ታይ ክትረኽቢ በዚ ቁሪ ሲንግል ንቅድሚት ኣይብልን🤣🤣🤣 ሓውና @Mussie TN.እዩ ከምኣ ዝብል፣ዱልዱል ሲንግል'ዩ መስለኒ ቀደማኡዊ ሰብ እንዶ ግበርዮ 𝗸𝗸𝗸𝗸𝗸𝗸

  • @user-rx4jz6ep3o
    @user-rx4jz6ep3o ปีที่แล้ว +153

    ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና ኣሕዋት❤
    ሃገርና ሰላም የውርደልና😥

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +2

      ሳብክራይብ በለለይ ወዲ ረመይ💞💞

    • @yrodonossolomon2060
      @yrodonossolomon2060 ปีที่แล้ว +1

      አሜን(3)

    • @user-rx4jz6ep3o
      @user-rx4jz6ep3o ปีที่แล้ว +1

      @@user-uw8tf5bw4r እሺ🙏

    • @henislmahri1423
      @henislmahri1423 ปีที่แล้ว +1

      ሃገርና ሰላም የውርደልና 😥😥😥😥❤❤

    • @lite22vms36
      @lite22vms36 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ዛብይተዋይ🥰🥰

  • @vjr7453
    @vjr7453 ปีที่แล้ว +26

    ውይ ለምለም ዓይነይ ፀላእኺ ይሕመም😢
    ኩሉ ከም ናይ ኣያ ዘብረአብሩኽ ምትሕልላይ ምክብባር ዘለዎ ሓዳር ተዝመርሕ ክንደይ ምመቀረ🙏

  • @user-ob9bh7qh7c
    @user-ob9bh7qh7c ปีที่แล้ว +31

    ተጋሩዋይ ኣሽዓ ቀዲምኩምኒ እሰቲ ፀሎት ግበሩ ዓድና ሰላም ምእንተ ክገብረልና ፈጣሪ

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞💞💞

  • @zeromhabtemariam9587
    @zeromhabtemariam9587 ปีที่แล้ว +58

    እዛ ኣያ ዘርኣብሩኽ ጨው ክንስንሰላ ዝጸንሐት ጣይታ ኣደይ ተራእያትኒ:: ናይ ዕለት እንጀራና ሃበና ;: ክልቲኡ ህዝቢ ሰላም ይሃቦ:: ሕረስ ሓረስታይ : ንገድ ነጋዳይ ይኹን::❤❤❤

  • @DJTheDJ-im5ru
    @DJTheDJ-im5ru ปีที่แล้ว +112

    ሰላም ለተገፋች ሃገረ ትግራይ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
    💛❤💛

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞🙏

    • @fetawihaki3672
      @fetawihaki3672 ปีที่แล้ว

      This is your last episode ever Junta

    • @DJTheDJ-im5ru
      @DJTheDJ-im5ru ปีที่แล้ว

      @@fetawihaki3672
      Hehehehe... Brain washed it must be in your dream.!
      ህግደፍ ትሕቲ ሰብ
      በላዕቲ ሰብ ደቅቶም ርኹሳት እንታይ ኣዴኻ ትገብር ኣብዚ ዓስታኽ በላዒ ሰብ

    • @user-xl8xb1wq1t
      @user-xl8xb1wq1t ปีที่แล้ว

      ኣሚን ኣሚን ኣሚን 🤲

    • @biniamtekle715
      @biniamtekle715 ปีที่แล้ว

      አይ ጁንታ ከባክስ ተካኢሉለይ እዩ ፖሮፋይል ቀይርኪ ክክክ

  • @meserettigraweyt7541
    @meserettigraweyt7541 ปีที่แล้ว +56

    ብሩክ ሰንበት ይኩነልና
    ትግራይ ዓድና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ👏👏

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ኣሜን ሓላለይ ሳብክራይብ በልለይ ጋል ረመይ💞💞🙏

  • @yosefyinadu4283
    @yosefyinadu4283 ปีที่แล้ว +187

    ሳምንት አልፎ ይኽው በሳምንቱ ተገናኘን ፈጣሪ ሆይ ለዚህ ህዝብ ሰላሙን አውርድለት

  • @user-kg7se4qf5c
    @user-kg7se4qf5c ปีที่แล้ว +44

    ለምለም ክፍ ኢልኪ አደታትና ትመስሊ አየ አደዊተይ ከመይ ትህልዊ 👏😭 ደምፂ አድኡ ዘይሰመዐ ይህሊ ዶ 3 ዓመት ገይረ ካብ ድምፃ ዘይሰምዕ 😭 እግዚአብሔር ሰላም ይላአከልና አሕዋተይ👏👏👏❤

    • @zendozeray4267
      @zendozeray4267 ปีที่แล้ว +1

      ኣለና እወ እፍፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😭😭

    • @user-yc4mf5ye4q
      @user-yc4mf5ye4q ปีที่แล้ว

      ኣይዞኪ ማዓረይ ክወግሕ እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ
      ኣሜንን ሰላሙ ይልኣከልና☝️🥰❤

    • @user-kg7se4qf5c
      @user-kg7se4qf5c ปีที่แล้ว +1

      @@user-yc4mf5ye4q እሽኒ ክብረተይ እወ ክወግሕ እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ 👏👏

    • @user-kg7se4qf5c
      @user-kg7se4qf5c ปีที่แล้ว

      @@zendozeray4267 አጀና ክብረተይ👏😭

    • @user-yc4mf5ye4q
      @user-yc4mf5ye4q ปีที่แล้ว

      @@user-kg7se4qf5c 🙏🙏❤❤❤💊

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +27

    welcome እንዳ ገሬ ጀጋኑ🥰
    ሰላም ለሀገርና ለኹሉ ዓለምን ነቲ ውጽዕ ህዝብና😥
    ብሩኽ ዕለተ ሰንበት ይግበረልና

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan ปีที่แล้ว +73

    #ፆመ_ትግራይ_ካብ_ጥቅምቲ 14_16 🙏🙏💛❤️ ከማይ ሰላምን ቅሳነትን ትግራይና ዝናፈቆ ዶ ይህሉ ናፍቆት ትግራይና በዛ ዓይንና ክትወፅእ ኢላ ሰላምኪ ይመለስ ብሌን ዓይንና🙏🙏🙏

    • @lilitylility4864
      @lilitylility4864 ปีที่แล้ว +3

      እሺ፣ናይ፣ባሓቂ፣ትግራይ፣ዓዲና፣ስላማ፣የሪኢየና👏❤❤❤💊

    • @user-ex2uu9wf3m
      @user-ex2uu9wf3m ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን(3)💛❤️🙏

    • @baftahadas1264
      @baftahadas1264 ปีที่แล้ว +1

      እሺ ልዓዲና ሰላም ይላአክልና ፍጣር

    • @slamslam8991
      @slamslam8991 ปีที่แล้ว +1

      @@baftahadas1264 ኣሜን( 3)

    • @tigraweytieye6171
      @tigraweytieye6171 ปีที่แล้ว +1

      ኣምላክ ፆምናን ምህልላናን ይቀበለና

  • @user-xl9vr3tb7q
    @user-xl9vr3tb7q ปีที่แล้ว +19

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና 🌹🌹ወጋሕታኪ የሪእኒ ትግራይ ዓደይ 🤲🤲እንኳዕ አብፀሐኩም ንዓመታዊ ባዓል አብነ አረጋዊ ደቂ ቅድስት ሃገር 💊💊💘💘

  • @KokobStudio1
    @KokobStudio1 ปีที่แล้ว +32

    Well Come እንዳ ገሬ እሙን ድምቀትን ተስፋን ህዝብና♥♥
    ዓወት ንሰራዊትና ሰላም ንህዝብና ዝኾነሉ ግዘ የምፀአልና♥♥

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ሳብክራይብ በለለይ ማዓረይ💞💞

    • @makdatube8713
      @makdatube8713 ปีที่แล้ว +1

      💛💛❤❤❤

    • @KokobStudio1
      @KokobStudio1 ปีที่แล้ว

      @@user-uw8tf5bw4r Done!

    • @user-zp3ts9ji1v
      @user-zp3ts9ji1v ปีที่แล้ว +1

      @@KokobStudio1 ኣሜን ኮኮበይ መዓረይ🙏💖💖💖

    • @user-nb2wi8pp7q
      @user-nb2wi8pp7q ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

  • @nebeyatamare5032
    @nebeyatamare5032 ปีที่แล้ว +55

    ብርኽ ሰንበት ይግበረሉኩም 💛❤💛❤

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞💞💞

  • @bibiagame9923
    @bibiagame9923 ปีที่แล้ว +26

    ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ኣምላክ ምስቲ ውጹዕ ህዝብና ይኩን🥺🙏💚

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ሓላለይ ሳብክራይብ በልለይ💞💞🙏

  • @user-uz4qi8qd9s
    @user-uz4qi8qd9s ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ብዳሓና መፀኣኩም ተጋሩ ዓደና ስላም ያዉሪደልና ኣምላክ ሐዘስ ናፍቅና ትግራይዋ😢😢😢

  • @user-uh7sy9uy6j
    @user-uh7sy9uy6j ปีที่แล้ว +18

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ደቂ ሪመይ 🥰
    ኣይካኣልናን ጭንቀት ለምለም ዓይነይ ከምታ ኣደ ትግራይ ዘላታ እያ ትገልጸልና ዘላ እህ ትግራይ ዓደይ ራህዋኪ የርእየና 😥

  • @Zeni-q2v
    @Zeni-q2v ปีที่แล้ว +27

    ዋየይ ለምለም ዓይነይ ሓሚቃ 🥺❤💛💞

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ሳብክራይብ በልለይ ጋል ረመይ💞💞

    • @regbeokubay8948
      @regbeokubay8948 ปีที่แล้ว

      እዋይ😭😭ኣዴታትና ማዳ ብማዳ ኮይን😭😭
      ዎ እግዚአብሔር ነዚ ህዝቢ እዚ ብፅሓዮ🤲🤲

  • @user-jz9ue6ht3c
    @user-jz9ue6ht3c ปีที่แล้ว +230

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ቡሉፃተይ ብስም ኣያ ዘብርኣቡረክ ባ ላይክ ወቅጡ❤🙌

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ሳብክራይብ በልለይ ጋል ረመይ💞💞💞

    • @maymrobi
      @maymrobi ปีที่แล้ว +1

      wudoheፕሮፋይሉን በመንካት ደምሩኝ

    • @simonson5924
      @simonson5924 ปีที่แล้ว

      Enke dhane mexekumu

  • @yekaleenat6552
    @yekaleenat6552 ปีที่แล้ว +6

    ኦ ኣምላኬ ሕዝብኻ ሓደራ ኣጀና ተጋሩዋይ ብፆሎት ንበርትዕ እንዳ ግሬ ኡሙን እንካዕ ሰላም መፃእኹም ኣቱም ጀጋኑ

  • @nuguseegn5087
    @nuguseegn5087 ปีที่แล้ว +5

    ምሉእ ሰላም የውርደልኩም ጎይታ ተጋሩ ኡአሕዋተይ ❤🇪🇷

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti ปีที่แล้ว +9

    ህዝበይ ማዓረይ ዉፁዕ💔ንቅዱስ ኢዮብ ትዕግስቲ ዞሃበ አምላክ ትዕግስቲ ያሃብካ ንቅዱስ ዳዊት ሓይሊ ዞሃበ አምላክ ንሰራዊትና እዉን ሓይሊ ያሃቦም!ብሩክ ሰንበት

  • @salmasalm8448
    @salmasalm8448 ปีที่แล้ว +16

    ፈጣሪ ዓድናን ህዝብናን ሰላም ግበረልና ግፍዕ ህዝብና ይአክል በለና

  • @Axumawit844
    @Axumawit844 ปีที่แล้ว +9

    Well ብሩህ ሰንበት ይግበረልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላሙ የውርደልና እስቲ ህዝበይ ሓላል የዋህ 👏💛❤😥

  • @Endrtaweit
    @Endrtaweit ปีที่แล้ว +6

    ቡና ተበሉ ኣያ ዘብራኣሩኽ ከመይ አነይ ዘኪረ😭በዘይ ቡና ዘይትውዕል ሃመይ ትህሉው ተካል ግዜ ኣደኻ ኣብተሓመሉ ጽልምት የብለካ ኹሉ ነገር😢

  • @user-uy1tl1cq7m
    @user-uy1tl1cq7m ปีที่แล้ว +6

    ትግራይና ሰላምኪ ይምለሰሊና ፈጣር👏👏👏👏 ኣነሲ ኣብራህም ካብደይ ብሊዕ ያብለኒ የኔ ምስክን🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @genilove4177
    @genilove4177 ปีที่แล้ว +17

    እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ቀዳዊትና ሰንበት ትኩን🙏♥️♥️♥️💐💐💐

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ሓላለይ ሳብክራይብ በልለይ ጋል ረመይ💞💞

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 ปีที่แล้ว +14

    ብሩክ ሰንበት ይግበረና ደቂ ትግራይ ሓላላት❤❤❤💛💛

  • @selamtigray3173
    @selamtigray3173 ปีที่แล้ว +11

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ገርየ እሙን ናይ ሳቃቅ ምንጭና ንዓድና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ👏😍❤

  • @edltgaltigray9127
    @edltgaltigray9127 ปีที่แล้ว +12

    እንኳን ብድሓን መፃኣኩም ተጋሩዋይ♥️❤

  • @sdssad1453
    @sdssad1453 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብስላም መፂእ ከም እሕውትይ ንህዝቢና ፍቅር ንዓድና ስላም የምፅእልና ፈጣሪ 💔🙏🙏🙏

  • @user-oz5ih7wd3x
    @user-oz5ih7wd3x ปีที่แล้ว +19

    ዋው ብጣዕም መስሓቕት ገርየ አትኻአልኻይ ቐፁሉሉ ዓዲና ሰላም ይግበረልና ፈጣር ትግራይ ትስዕር

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ሳብክራይብ በለለይ ወዲ ረመይ ኣጀና ኻዓ 💞🙏

    • @user-kq7rz3ij8y
      @user-kq7rz3ij8y ปีที่แล้ว +1

      ህዝቢ ትግራይ ክሓልፈሉ እንተ ካይኑ እዚ ሩኩስ ህዋሓት ክጠፍእ ኣለዋ ኣከለ ::

    • @user-oz5ih7wd3x
      @user-oz5ih7wd3x ปีที่แล้ว

      @@user-uw8tf5bw4r እሽ ማዓረይ

    • @tigray5422
      @tigray5422 ปีที่แล้ว

      @@user-kq7rz3ij8y ውፃእ ባርያ ወድዛ ኣድጊ🇪🇷🦓🦓👎👎👎

  • @user-gq1is1eh2s
    @user-gq1is1eh2s ปีที่แล้ว +9

    እንቆዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤🙌

  • @genetsyom723
    @genetsyom723 ปีที่แล้ว +10

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ghfh3998
    @ghfh3998 ปีที่แล้ว +4

    ለምለም ዓይነይ ቅድመኺ ከብደይ በልዓቲኒ😔🙏🙏🙏🥰😥😥😥

  • @user-gm5qr4jk9f
    @user-gm5qr4jk9f ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም
    ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና
    ንህዝብና ሰላም ምሕረት የውሩዶሉ እግዚአብሔር 🤲
    ትግራይ ዓደይ ትንሳአኪ የርእየና አምላክ🤲

  • @ሲል
    @ሲል ปีที่แล้ว +8

    ኣቱም ሰባት እበር ከ ክወግሕ ድዩ በቃ ናፀልመተና እዩ ዛሓድር ዘሎ አረ ጨነቀና እኮ ለምዘበን 😢😢😥😥😭😭😭😭😭

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ ኣጀና ክወግሕ እዩ💞💞

    • @slamslam8991
      @slamslam8991 ปีที่แล้ว

      ኣይዞና ተጋሩዋይ 🌹🌹🌹

    • @user-zp3ts9ji1v
      @user-zp3ts9ji1v ปีที่แล้ว +1

      ኣጆና መዓረይ ክወግሕ እዩ ፀልሚቱ ኣይተርፍንቐ🙏💗💗

    • @fhjjhyyu9639
      @fhjjhyyu9639 ปีที่แล้ว

      ኣጆኺ ዝሓፍተይ

  • @Love-sl5dj
    @Love-sl5dj ปีที่แล้ว +4

    ጹቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ተጋሩ ኣሕዋትና ሰላም የውርደልኩም ብሓፈሻ ሰላም የውርደልና ንኩልና ህዝቢ ዓለም ፈጣሪ ሰላሙ የውርደልና❤🙏

  • @user-np5it3qr3s
    @user-np5it3qr3s ปีที่แล้ว +5

    ህዝበይ ህዝበይ ሩፍታካ የርእየኒ 🥺🙏🙏🙏

    • @user-xy9qb3tt7w
      @user-xy9qb3tt7w ปีที่แล้ว

      @🥰 ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️💕💕💕💕💕💕❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @user-lz5yy1wy8y
    @user-lz5yy1wy8y ปีที่แล้ว +4

    ፈጣሪ ዓድናን ህዝብናን ሰላም የውሪደልና እግዚአብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ 😥🤲

  • @boyemidya296
    @boyemidya296 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ብዳሓን መጻኢኹም እንዳ ገሬ እሙን💛❤

  • @user-uy7td9vg8u
    @user-uy7td9vg8u ปีที่แล้ว +2

    ቤሌናተይ ደቂ ዓባይ ትግራይ ❤😍❤😍
    ልዑል እግዚአብሔር ሰላምን ምሕረቱን ይልኣከልና ንውፁዕ ህዝብና🙏❤

  • @ara8066
    @ara8066 ปีที่แล้ว +6

    እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ብሩካተይ
    እንኳዕ እውን ናብ 100'ክፋል ኣብፀሐኩም
    ዝገርም ስራሕ ማሃራ ኣዘናጋዒ እሞ ክኣ ምስዚ ዘሎ ኩነታት ኣብዚ ምብፃሕኩም ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ፈጣሪ ንህዝብናን ንዓድናን ሰላም የውርደልና 👏💓💓
    ቀፅሉሉና ክዓ ደ'ገሬዋኒ♥️♥️

  • @user-cv9mh6gb3s
    @user-cv9mh6gb3s ปีที่แล้ว +15

    እንኳን ደስ አላቹህ ለ 100 ክፍል

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞💞

  • @lovemama7634
    @lovemama7634 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ድዩ ሕጂ ተሰሪሑ
    ንሕናሰ ድቃሰ ዘይብልና ንሓድር ኣለና
    ኣጆኩም አሰኪ 💊💊💊💊💊

  • @lilitylility4864
    @lilitylility4864 ปีที่แล้ว +4

    ፂብቅት፣ፃዓዳ፣ሊባ፣ዲሚቅቲ፣ከም፣እምባባ
    መን፣እለ፣ክፂወዐኪ፣ቃላት፣እይረኸቡሊኪልኺ
    እማን፣ፂባቀኪ፣ለባም፣መስተወዐሊት፣ባዓሊቲ፣ሊቦና
    ማዒረግ፣ልበይ፣ዘይብላ፣መዘና፣ሓላል፣ፍጥረት፣እማን፣ፂብቅቲ፣ወዘተ፣ትግራይ፣ዓደይ!
    ትግራይ
    ትግራይ
    ትግራይ💊💊💊💊💊💊✊✊✊✊✊❤❤❤❤

  • @seblegoitom3719
    @seblegoitom3719 ปีที่แล้ว +4

    Love you daki Adey Mareyyy ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @yoniEri92
    @yoniEri92 ปีที่แล้ว +12

    አንቃዕ ሓጎሰኩም 100 ክፋል በጺሓ ቀጽልዎ😍 ነቲ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ ድማ ራህዋን ቅሳነትን የምጽኣልም ኣምላኽ🙏ካብ ዝፈትወኩም ሓውኹም ኤርትራዊ አየ

  • @liliihntsa830
    @liliihntsa830 ปีที่แล้ว +5

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ሰላም የዉርደልና ኣምላክ ዓደይ❤🙏

  • @user-kw1lo7pm8v
    @user-kw1lo7pm8v ปีที่แล้ว +12

    ለምለም ይ ኣደዋይ ኮይንኪ ተራክኒ ሎሚ ምስ ናፍቆቴ 😢💔🥺ማዓዝ ዩ ዝወግሕ ትግራይ ዓደይ

  • @user-ds4tc5dv1p
    @user-ds4tc5dv1p ปีที่แล้ว +10

    እንዃዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ እሙናት ብሩክ ሰንበት ይግበረልና እግዚአብሔር ንትግራይና ሰላም ብህዝብና ቅሳናት የግበረልና ወረ ሓጎስ የስመዐልና🌷🌷🌷🌷 ሰላምምምም ንትግራይና 💛💔ስዕረት ንዞም ጩካናት ኣራዊት ሰራዊትትት ኤርትራ ኣምሓሩ😓😓

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞💞💞

  • @user-xn5rr1tn3w
    @user-xn5rr1tn3w ปีที่แล้ว +2

    እንዳ ገሬ እሙን ስድራና እንካዕ ድሓን መፃእኩም ሰላም ንህዝብናን ሰራዊትናን የውርደልና💛❤️

  • @makdatube8713
    @makdatube8713 ปีที่แล้ว +18

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ደቂ ሓንቲ ልቢ ዓድና ሰላም ይግበረልና ህዝብና ሰላም ይውርደልካ ትሻቂልና ህዝበይ 😢💛❤💛❤

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ጋል ረመይ ኣጀና ካዓ ክወግሕ እዩ💞💞

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 ปีที่แล้ว +9

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ገሬ እሙን😍😍😍 ኣምላክ ዓድና ሰላም የውርደልና ብጭንቂ ሞይትና😰😰😰😰

    • @makdatube8713
      @makdatube8713 ปีที่แล้ว

      😢😢🙏💛❤💛❤

    • @filmontv5961
      @filmontv5961 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen abeba haftey khalf eu amlak chinketki ydebso zahaftey

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 ปีที่แล้ว

      @@filmontv5961 ኣሜን ክቡር ሓወይ

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k ปีที่แล้ว +7

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ዳገሬ እሙን💕
    ተጋሩዋይ ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኩም ሰላምኩም ይብዘሐለይ ዞም ሐተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዘይሓሰብናዮ ብስራት የስመዐና🤲💕

    • @jsdhug9705
      @jsdhug9705 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ

  • @Erifunny333
    @Erifunny333 ปีที่แล้ว +3

    ትጭነቅ ዘለካ ካኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓስብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ።ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ።የቀኒለይ

  • @slamslam8991
    @slamslam8991 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም የዉርደልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-fb9ss3bv8b
    @user-fb9ss3bv8b ปีที่แล้ว +2

    ኣሕ ህዝበይ ፀቢቡዎ ኣምላክ ይርዳእካ💔 እካዕ ዳሓን መፃኩም እዳ ገሬ እሙን 😍

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩምልና ብሉፃተይ
    ብሩኩ ሰምበት ተጋሩዋይ ሃገርናን ህዝብናን ሰላም ይፍጠረልና🙏🙏💓💓💛
    ሞዴል ቤቲ ተረጋግዒ ገሬ ካባኪ እዩ ዝወልድዋ💓😁😁
    ንኣያ ተከስተ ዝፈትዉ👍 ገጭዩ💓💓

  • @user-fe8yr2mo1i
    @user-fe8yr2mo1i ปีที่แล้ว +15

    ስላምምምም ናዓኩም ሓላላተይይይ እንኳዕ ብስላም መፃኩም ኣጀኩም በርትዑ ኣብ ገንኩም ኣለና♥♥♥♥♥

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ💞💞

    • @smirhss4421
      @smirhss4421 ปีที่แล้ว

      Enkan bselam metsaekum kburatey

  • @ihateethiopia5865
    @ihateethiopia5865 ปีที่แล้ว +6

    No more ነፍጠኛ ። 🦓
    No more ለሐጫም።🦓
    No more ደብተራ።🦓
    No more ቡዳ። 🦓
    No more ጠንቅይ።🦓
    No more መጤ።🦓
    No more ኣህያ።🦓
    No more ኣድጊ።🦓
    RIP Ethiopia ⚰🇪🇹

  • @ruddhx8189
    @ruddhx8189 ปีที่แล้ว +3

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልክም ተጋርዋይ

  • @kassakassa6591
    @kassakassa6591 ปีที่แล้ว +22

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና

  • @Aaa-kx1kb
    @Aaa-kx1kb ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ብሩኻተይ ብሩኽ ሰንበት 🙏♥️

  • @tubechannal8457
    @tubechannal8457 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ዳጌሬዋኒ ተናፈቕቲ
    ዓደይ ሕማቕኪ ኣሪሑቑ ሰላምኪ ይብዛሕ 🙏💞

  • @ruthymeglas
    @ruthymeglas ปีที่แล้ว +7

    ህዝብና ይሀልወልና አምላኽ፣ ፅቡቕ የስመኧና💝💝

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞💞

    • @ruthymeglas
      @ruthymeglas ปีที่แล้ว

      @@user-uw8tf5bw4r ገይረ አለኹ ንስኽውን መልስለይ💜

    • @deemadeema8962
      @deemadeema8962 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ሽኮሪናታት እንዳ ገሬ እሙን💗💗💗💗💗💗 ትግራይ ዓደይ ወጋሕታኺ የሪኤኒ😢

  • @madmad2695
    @madmad2695 ปีที่แล้ว +5

    እንኮዓ ብሰላም ምጸኩም ድቂ ረመይ ቡሩክ ስንብት❤👏👏👏👏❤❤

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ጋል ረመይ ሳብክራይብ በልለይ💞💞

  • @hiwoetgerezgbher4924
    @hiwoetgerezgbher4924 ปีที่แล้ว +8

    እንኳዕ ፡ ብሰላም ፡ መፃእኩም ፡ እግዚብሔር ፡ ሰላም ፡ ይግበረልና ፡ ንህዝቢና ፡ ደቂትግራይ ፡ ሓላልት ፡ 🙏🙏🙏🙏ተጨንቅና ንህዝብና ፈጣሪ ምስኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞💞🏃

  • @abrahaleybeyene371
    @abrahaleybeyene371 ปีที่แล้ว +4

    ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @user-dx8bi9dk6w
    @user-dx8bi9dk6w ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብስላም መፃእኩም ድቂ ሓለል መሬት እግዚአብሔር ኣምላክ ስላም የውርደልና ልህዝብና እግዚአብሔር በቃ ይበለና 👏😥

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 ปีที่แล้ว +2

    ተመስገን ዓይንኹም ልምርኣይ ኣብቅዕና ፈጣሪ ሰላም ኣውርድልና ኣቦይ ማዓረይ 😍😍😍😍

  • @kiresaraya7120
    @kiresaraya7120 ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩ እንዳ ገሪ እሙን አምላክ ትግራይና ሰላም የርአና ምስ መላእ ቤትሰብኩሙ ሰላም የራክብኩሙ ኣብ ስደት ዘሉኩሙ

    • @user-rd9kw1hf5m
      @user-rd9kw1hf5m ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว +1

      ሳብክራይብ በልለይ ጋል ረመይ💞💞

    • @user-rd9kw1hf5m
      @user-rd9kw1hf5m ปีที่แล้ว

      @@user-uw8tf5bw4r ኢለልኺ ማዓረይ

  • @user-cf4lu2ll2k
    @user-cf4lu2ll2k ปีที่แล้ว +1

    ኡፍ ለምለም ዓይነይ ምሰረአኩ ወላዲተይ መፂአ አብ ዓይነኪ ኮፍ😭አየ አዶ ትግራይ ዋዛ ምሰቁነገር አንዳገሬ ኡሙን❤👏

  • @merrylove696
    @merrylove696 ปีที่แล้ว +4

    ብሩኽ ሰንበት ይገብሪልና ኣሕዋተይ ዓደና እውን ሰላም የውርድልና እግዚአብሔር ኣምላክ🙏♥️💛🥺

  • @senaytberhe4604
    @senaytberhe4604 ปีที่แล้ว +3

    አሕ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ከምዛ እንዳ አያ ዘብራአብርክ አዪ ዘሕልፎ ዘሎ ለምለም ዓይነይ ከብደይ በልዓትኒ💔💔💔

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 ปีที่แล้ว +8

    እግዚአብሔር ሰላም ትግራይ የሪእየየና 🤲🙏🙏🙏🌻❤🕊

  • @mahazhaz980
    @mahazhaz980 ปีที่แล้ว +3

    ዕልል እዩ እምበይ ቁሩብ ሓጺራትና እንበር Perfect🥰🥰🥰

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 ปีที่แล้ว +2

    እንደ ገሬ ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋኒ 🤲🤲🤲❤❤❤❤

  • @jfyfsd8335
    @jfyfsd8335 ปีที่แล้ว +5

    ቡሩክ ስንበት ይግበረልና 🙏♥♥♥

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞🙏🙏

  • @user-nt1gq9qh3g
    @user-nt1gq9qh3g ปีที่แล้ว +2

    ብሩክ ሰንበት ብሱም ለምለም ዓይነይ 👍

  • @user-zt3yc9or9m
    @user-zt3yc9or9m ปีที่แล้ว

    ናፍቆት ሕሱም ክንሞት ኢልና ሠላም ነቲ ውጽዕ ህዝብና♥

  • @ytub8615
    @ytub8615 ปีที่แล้ว +3

    ዎ አምላኽ ከም ሳህልኻ ምሓረና ይቅር በለና

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 ปีที่แล้ว +1

    እንኻዕ ድሓን መፃኩም ጀጋኑ ሙቁራተይ ንሃገርና ሰላምን ምሕረቱን ይላአከልና።

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣታ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ህዝብና ሰላም ዓድና ብርሃን ኣውርደልና😢

  • @segaidk7814
    @segaidk7814 ปีที่แล้ว +8

    ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ተጋሩዋይ ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና 💛❤

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞💞

  • @rcftcg3667
    @rcftcg3667 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ለምለም ዓይነይ ስስቡና ያሓማለዋ እተን ኣደታትና 😥💘💘💘💘👍👍👍👍👍በትይ ቅንእ ገለለታ ዋይ 😂😂😂😂ሰላምኩም ይብዛሕ ኣጆና ክሓልፊ እዩ

  • @user-hd7gk5lu8s
    @user-hd7gk5lu8s ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ✊💝✊

  • @selambrhane5825
    @selambrhane5825 ปีที่แล้ว +5

    እንካዕ ብዳሓን መፀኣኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ህያበይ💞💞

  • @kamfiusns8422
    @kamfiusns8422 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፅአኩም እንዳ ገሬ እሙን እንካዕ ንአቡነ አረጋዊ ዓመታዊ ክብረ ብዓል ብሰላም አብፀሓና ፀላእትና ካብ ዓድና ፀራሪጉ የውፅአልና

  • @user-hv1ux8tt2q
    @user-hv1ux8tt2q ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ንኩሉኩም ብሩክ ሰምበት ይግበረልና እንኳዕ ንዓመታዊ ብዓል ኣቡነኣረጋዊ ብሰላም ኣብፅሐና ህዝብና ካብ ፀበባንን ጭንቅን ይውፃኣዮ ለምለም ዓይነይ ግን ናይ ብሓቂ ኣደ ትግራይ ኮይና ትስምዐካ😓💔💋💋👈

  • @mebratbokuru1060
    @mebratbokuru1060 ปีที่แล้ว +3

    😘😘ቡሩክ ስንበት ይግበረልና እግዚአብሔር ሰላምና ይመልስልና🙏🙏🙏

  • @galtsadikjgna7787
    @galtsadikjgna7787 ปีที่แล้ว +8

    ✍️ብሩክ ሰንበት ይግበረልና ንዓድናን ህዝብናን ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና አምላክ አቦይ👏👏👏

    • @selam378
      @selam378 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምቅረተይ ❤💛

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r ปีที่แล้ว

      ሳብክራይብ በልለይ ጋል ረመይ💞💞

  • @SamiraSamira-ke6ep
    @SamiraSamira-ke6ep ปีที่แล้ว

    ተጋሩ ጀግናው አሕዊተይ ምቁረተይ 🇨🇳🇨🇳🙏🙏🙏🥰🥰🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪🙏🙏⛪️⛪️⛪️💪💪🙏🙏🙏

  • @mahlet7104
    @mahlet7104 ปีที่แล้ว +1

    Gereway😂😂😂 ayyyyy taeyu ke hawey zereba....chedi chedi wae😁😁

  • @titihabeshawit503
    @titihabeshawit503 ปีที่แล้ว

    tegaruway mukurat egzabiher amlak selamna ymelselna👏💊💋❤❤❤❤

  • @user-pt3dh4zb3y
    @user-pt3dh4zb3y ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ገሬየ እሙን ሓላላት ንዓደናን ንህዝብናን እዉን ካብዚ ወረዱ ዘሎ ኩናት ወረ ኩናት ሰላም የውርደልና🙏💔😥

  • @samrawittafere3168
    @samrawittafere3168 ปีที่แล้ว +1

    አንኮዕ ብሰለም መፃኩም ሓላላት ቡሩኩ ሰንበት ይግበረልና ኣምላክ ሰላምና ይመልሰልና ስቃይና የብቀዐልና 🙏🙏🙏❤❤❤❤