It is a wonderful step furti shekor.. we wish to see another Referee experienced in part two ✌ keep going and wish a good luck to those who passed in first stage 🇪🇷
hji xbuq kone kalay medrk yors end እዮብ kuleyu medelku ner aflto zelwa aytmesln ey slezi da seb qeyri ኢልሳ bti natom bqat yhlefu mdngax ayserhn eu ab kalay bzhsh ktmxena tesfa ygebr love you deqi ኤረይ
Hope talented, Tray khalfu to z third round. N Yors n Eyob tewxewom tekilkum zbelexe tezeykoinu gn 5th dagna kem beal wedi quada, Zemach bebmealtu kemzi gasha dagna elkum yetwu. That is better.
Ruhus Awdamet n kuluna 🎉 @chinez please please we can't hear you sorry as you are expert on the field no need my advise. Thank you Furuti keep it up.... 🎉
ሰላም ዝኸበርኩም ተኸታተልት መደብ ፍሉይ ክእለት ኤርትራዉያን
1ይ ምዕራፍ ጀሚራ ክሳብ ትዛዘም ብልዑል ተገዳስነት ዝሰዓብኩምናን ዘይርብርብ ርኢቶኹም ከትቅርቡ ግዜኹም ዝወፈኹም ❤ ፍቅርኹም መግለጺ ይሓጽረና ::ነቲ መኣረምታ ናብ 2ይ ወቅቲ የዐሪና ክንምለስ ኣብ ምድላዋት ንርከብ ::
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ንምነየልኩም:: 2024
Bejakum nmusse makrefon aytwetfo belulna nimntay zerebu aysmaen eyu zelo kindeshae elnakum mismae abikumuna ❤❤❤
deyan qeyrwom pls
elsa tesfa zelewa kab kulom zbelexe eya kbrn msganan ygba❤❤❤
ab qexali ka elsa zelato ena ndeli ❤❤❤
Please dayeno qeyrawom 🙏
Furti btaemi nemesgneki gn dyanu wesenti ksab zkonu bzaeba deyanu aythazley ember yors bota aykonen msnay yqreteu thank you
Neska eka botka zey kone ab comment.nesa nay dance eya
@@dawitmicheal-cd4xg m'en konka eika nska eika botaka zey kone tbleni weyley hjiskea rieitokum aythabu dikum ktbuluna
Hawey .xebhi bzey chew mekeret yeblun..
@@dawitmicheal-cd4xgገሌኹምስ ጣዋሉ ኤኹም
ዮርስ ኣብ ሳዕሲዒት ዋላ ኣብ ደርፊ ብቕዕቲ ኣይኮነቲን በቲ ዝበልዎ ኢያ ትኸይድ
Ya xbuk aleka brother yerus nfetni endia gn teklala kea ember bota aykonen
Frtuna we love you good job .
እዞም ኣዚና ንፈትዎም ስነጥበባውያን እዮብ ሃፍትኣብን ብዓቢኡ ድማ ዮርስ ሓፍትና ብቅዓ ናይ ዳንነት የብሎምን ስለዚ ኣብዘይ ቦቶኦም የእቲኺ ኣይተሸግርዮም ኢኺ..... ሙሴ ብፍላይ ድማ ኤልሲ ዘገርም ብቅዓት እዩ ዘለዎም ኣድኒቀዮም .
sorry bro...gn entay ykunu ika tbl zeleka...first yorus nay dance eya bezi mknyat abti zerebatat bzhu aykonetn....so pls astewilka tezareb OKEY💚🇪🇷
ኤልሱ ናይ በሓቂ ፍትሓዊት እንተ እታ ሳዕሳዒት ኣብ ካልኣይ መድረኽ ተትቅይርዋ ጽቡቅ ኔሩ ዋላሓንቲ ኣፍልጦ የብላን ፓፓጋሎ ኢያ እቶም ደያኑ ተፈቲዮሞ ትፈትዎ ተዘይ ከኣ ትጸልኦ ስለዚ ናታ ሪኢቶ ወይ ውሳነ ዘይብላ ትርጉም ዘይብላ ኣሻንጉሊት ኢኩም ኮፍ ኣቢልኩም ዘለኩ ካልኦት ግን ናይ በሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ምሉእ ዓወት ንምነ ንኣዳለውቲ ነዚ መደብ ሩሑስ በዓል ልደት ይግበረልኩም ንኩሉኩም ደቂ ኤረይ🎉❤❤❤❤❤🎉
ዮሩስ ክትእለ አለዋ።
ፉርቲ ጽቡቅ ስራሕ ግን ዮርስ ቦትኣ ኣይኮነን ዝበልዎ ጥራይ ኢያ ትደግም 🙏
Temesgen eyorus tealya part 2 kikatatel tesfa ygebr ember aqarixeyo nere miray ❤️❤️❤️
I hope ን ዮርስ ክትቅይርዋን ዝሓሸ ርዲት ዘለዎ ሰብ ከትምጹኡ !!
Absolutely
ክብ ስርሓ ትስጎግ ኢልካ ርኢቶ ክትህብ ጽቡቅ ኢይኮነን ሕሰበላ ።
ንስኻ ስባት ካብ ትቅይር
ነብስኻ ተማሂርካ ቀይሮ ሐንጎልካ አስፉሐዮ ,ታሪኸ ኤርትራ ተማሀር.
አብ ዝደለካዩ ስዓት ኪብሪ ዘለዎም ስባት ንስካ አብ ዝፈተኻየምን ዝጸላእኻየምን ከተደይብ ከተወሪድ መን መሰል ሂቡካ
Tesfalem deglel i know you are one of the best. Please continue. GBU.Furti atebabeeyo.
Musie Love ❤ until 2nd miss u
ኣነ እዛ ክትደርፍ ትኽእል ኢካ ትብል ቃል ምርዳእ ኣብያትኒ ምድራፍ ዳኣ ማንም ኣብዛ ዓለም ዘሎ ሰብ ክደርፍ ይክእል 10 ግዜስ ንዝኮነ ሰብ ክትደርፍ ትክእል ኢኻ ይብሉ ያዓክ ህውከት😢
Hawey zkone seb kderf aykiln eye i mean eti tewhbo maletey eye,ktderf tkil eka kblu kelewu tium dmxi aleka wey abti tecnic wey kea ab derfi mmrax tray eyu eti gega malet eyu
Fortey haftey we love you so much. We are very proud of you foor this initiative. God bless you.
Simon he have a great voice please support him
ፍርትና nice ver mich
It is a wonderful step furti shekor.. we wish to see another Referee experienced in part two ✌ keep going and wish a good luck to those who passed in first stage
🇪🇷
hji xbuq kone kalay medrk yors end እዮብ kuleyu medelku ner aflto zelwa aytmesln ey slezi da seb qeyri ኢልሳ bti natom bqat yhlefu mdngax ayserhn eu ab kalay bzhsh ktmxena tesfa ygebr love you deqi ኤረይ
tesfealem deglel aziu zehegus naybhaqi xubuq srah nice ❤ &happy new year &merry criss mass EGT kulatkum deqita halal meriet love u
Bravo wedi DC
ደያኑ ይቀየሩ እንተበልና እንጀርኦም ምቁዋም ከይከውን እምበር ብፍላይ ዮርስ
ኤልሳ ትህቦ ሪኢቶ ጽቡቅ ኢዩ ምድንጋጽ ግን ጽቡቅ ኣይኮነን እዚ መሚኻ ዝወሓዱ ሒዝካ ምጉዓዝ ኢዩ ንኹሉ ተሕልፍ እንተኾንካ ደኣ ንምንታይ ፍርዲ ተደልዩ
ቺነስ ኢዮብ ከምዘሎውዎ እንተቀጸሉ ጸገም የብሉን ኤልሳ ትርር ኢላ ክትምለስ ዮሩስ ወላ ዘረባ እኮያ ዘይትኽእል
Elsi❤❤❤❤ mara shkor kexlyo Yorsi gn aytemxewa ab kexali medrek
Furtey yors wiatna shwya ab zkxl gele kgber ❤
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️🇪🇷
Furti dongikumba eba entay da txbit newhina ab srahki asalto yhabki amla love u furti❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Betami xebok medab ab kalay medab gin ne yorsn ne eyobn ketkyrwom bekbri nehatet beztrfa xebok❤
Eziom deyanu aiykonun Please kali giberi furti Please ❤❤❤
ያ ሳይሞን ብጣዕሚ ቡሩቱዕ ድምጺ ኣለካ ክራር ድ ኣ ኣግዲዓትካ እንበር ሓቆም እዮም ሸለልትነት ኣለካ ጎሮሮ ድምጺ ግን ናይ በሓቂ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Sorry part two mimihiyash nay deyanu giberu except chintz ❤
Mejemerya furti tanks shukorina so ane Hanti reayto alatni plieas time yHaxr alo kaleay kab qedamay medrek AtHizna yors bqeat yeblan ilna teazebti gn lewTi ayreanan furti so reayto mkbar xbuq koynu ysmeani zterefe thanks nkulu Hzbi eri selam yewrdelna Happy new year ❤❤❤❤
ሳይሞን ስሑል ድምጺ እዩ። መምዝኒ የብልካን ኣቶ እዮብ
Bass Kabzom derifom zelewu kesse hehl top 10 iyu Mara Teum demxu
Welcome 💖 👈🏽
Well First Good Job Furti kemzi aynet srah ab qedamay srahkum btaemi ewut eyu emo kbri ygibiakum ❤👏. Qexile kistekakel zelewo negeratn nay teazebti commentn astekakilkum bzhashen zbelexen srah ktmexuna bhanqewta nxbe Good Luck ❤❤❤
So far zireakwo, the most talented person, tewaseay, derafay, derasay.
🎉🎉🎉🎉🎉ብድንግላ❤
Hope talented, Tray khalfu to z third round. N Yors n Eyob tewxewom tekilkum zbelexe tezeykoinu gn 5th dagna kem beal wedi quada, Zemach bebmealtu kemzi gasha dagna elkum yetwu. That is better.
ደያኑ ኣብዛ ካልኣይ ምዕራፍ ክም ቺነዝ ተረርቲ ኩኑ ምድንጋጽ ክይንርእይ ውድድር ውድድር ክከወን ኣለዎ 🇪🇷❤️
Elesa nabehqu fetehawut eye
Selam kemey xenihkum.. deki rimey 💚🇪🇷
Sorry gn ezom yorus tkeyer tblu zelekum entay yu xegemkum......mejemerta nata ብቅዓት ኣብ ሳዕሲዕት እዩ. Bezi mknyat yu dma abti frdi kone zerebatat bzhu zeytsatef...slezi pls...kdmi bzaba zkone seb hmak rdit mhazkum slementay komu koynu tetblu ymrex.....ኣኣብ ዘለክሞ ሰላምን ጥዕናን Thanks❤🇪🇷
Xbuk medeb thanks all of you, ab 2y zurya gn guday deyanu dagme gmt ente tgebrulu xbuk bflay yors 🎉🎉🎉
Elesa is the best
❤❤❤❤❤❤❤❤
frtuna we love you❤❤ መጀመርያ ኣብ ሂወትኩም ኣወትን ኣሳልቶን ይምነየልኩም አዚ ትሰርሕዎ ዘለኩም ብታአሚ አዩ ጽቡቅ ቀጽልዎ ብዛአባ ደያኑ ከኣ ኤልሳ ዝበለጸት አያ ። ወላ ሙሴ ከማን ዝበለጸ አዩ ። ዮርስን አዮብን ግን ኣብዘይ ቦቶም አዮም ዘለዉ ? ብፍላይ ዮርስ ኣብዘይ ቦታ አያ ዘላ ። አዮብ ካአ ሰብ አንዳ ደሃለ ኮይኑ ኩሩብ ከማን ተስፋ ዘይህብ ኮይኑ ። ምስ ምስናይ ይቅሪታ ❤❤❤ን አልሳ ካአ ኣብ ቀጻሊ ክር አያ ደልየ ኣለክይ ❤❤❤
Bejakum yours ab 2 medrek keytemxuiwa
Furti bejaki deyanu qeyirelna kineketatel inte koyna❤❤❤❤❤
Good job keep going.
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ካብ ክፉእ ይሰውረኩም፡ ገጽ ትፈትዎም ወላዲኹም የርኢኹም፡ ስደትና ይሕጽረልና።
ርሑስ ቅንያት ሓዱሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና 🎉
ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣህዋተይ።
Ab kalei medrek kensebyekum ena❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ ዝቅጽል ሙሴ እታ ማክሮፎን ካብ ኣፉ ቁሩብ ፍንትት እንተዘብላ ጽቡቅ ኔሩ ብዙሕ ኣይስማዕን እዩ❤
Eyob & yors ykeyeru
ኣታ አዛ ገልዒ ኤልሳ ዘይትሶጉልና ኢኩም። ኣብ ሳልሳይ ክፋል ቀይርልና ንኤልሳን ንእዮብን ወላ ነታ ሜንታል ዮርሳሌም፡ ክፈርዱ ኣይኩኡልን ዮም፡ ፉርቲ ጽቡቅ ስራሕ የቀጽልኪ❤ ቀይርዮም ግን ሶሪ😊
ጂንጂብስ መን ኢካ እንተበሉካስ መን ትብል!
ካብ ንስባት ክትቅይር ኡሌካ ትሐስብ ?
መጽሐፈ አንቢብካ ወይ ተማሂርካ ነብስካ ምቅያር ሐንጎልካ ምስፉሕ ይበልጽ
ኢዚ ናይ አዲጊ ንሐመዱ ብግቡእ ዝተዐስብኩ ኢኩም.
ኤልሳ አብ ኤርትራ ተወሊዳ ኢያ ተቃሊሳ ኢያ አብቲ ንሳ ትፈልጦ ትክእሎ ክትሰሪሕ መሰላ ኢዩ.
Merihabe deqi rimey jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 enqa biselam mexakum ruhus hadishe amet yehebinena
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብምጅማር ጽቡቅ ስራሕ ምስጋና ይግብኣኩም ፡ ብምቅጻል አቶም ደያኑ ኣኪድ ጽቡቅ ወገን ኣለዎም፡ ግን!! አቲ ኣፈራርዳ ኣይኣትወልካን ብፉጹም ክእለት እዛራርባ 0 ስነጥበቤና ኤልሳ ጹብቅ፡አዝኣ አንተትሓስቡላ ጹቡቅ ወዳሓንኩም።
2ይ እበረ ዳኛታት ብኮሎም ይቕየሩ
Hi egt chinze entay aynet ferday
Else goo job morale
ክንዳይ መንሳይት ኣለው ቦታ ዝይረክቡ ኣብሽር ንበሎ
ደያኙ ክቅየሩ ኣለዎም ርስቤክት የብልኩምን 😊😮😮😮
ሳይሞን ጂግና አነ ብጣአሚ እየ ተሀጉሲ አጆኻ አሽ አሽ ሳይሞና
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
frutey btaemi sbuk srah❤❤❤❤❤❤
ናይ ቀዳማይ ምዕራፍ መወዳእታ ስለ ዝኮነት ጠቅሊሊና ሓሳብና ክንህብ
1,ብ ፍሩትና ክጅምር ብጣዕሚ ክትናኣዲ ዘለኪ ጻዕራም ጎል ኣንስተይቲ ኢኪ ቀጽልዮ
1,ብዛዕባ ኤልሳ ክዛረብ ተኮይነ ካብዞም ዳኛኑ ተባሂሎም ዝተመረጹ ዝበለጸት ኮይና ረኪበያ ንምንታይ ተሪፎም ዝብል ሕቶ ብግቡእ እያ ትምልሶ ንዝሓለፍ ውን ኣዝያ እያ ተታባብዕ ከምኡ ውን ልቢ ሰብ ዘይትንክፍ ቃላት እያ ትጥቀም ወሳኒት እያ ክኣ ብሓጺሩስ ዝጎደሉ ናኣሽቱ ነገራት ኣማዓርያ ተቀጸለት ጽቡቅ ኔሩ
4, ሙሴ ውን ካብ ኤልሳ ብዘይ ሓምቅ ዳኛ ከብል ዝክእል ብቅዓት ኣለዎ እታ ዘላቶ ውን ብጽፍፍን ኣሕጽር ኣቢሉን እዩ ሓሳቡ ዝገልጽ ዝጥቀመሎም ቃላት ውን ብዙሕ ተረርቲ ወይ ክትሰምዖም ደስ ዘይብሉ ኣይኮኑን ሓንቲ ነቀፌታ ክዛረብ ከሎ እታ ሞክሮፎን ኣብ ኣፉ ወቲፍ ዳተዛረበ ድምጹ ብጽፍፍ ኣይስማዕን እዩ ስለዚ ነዝን ክንድዝን ንኣሸቱ ነገራት የዐርዩ ናብ next ተቀጸለ ጽቡቅ እዩ
3, ናብ እዮብ ክሰግር በቃ ክምልስ ከሎ ምቅልሉነት የብሉን ንምንታይ ኣትሪፍዎም ውን ኣነጺሩ ኣይነግሮምን እዩ ኣብ ገለ ገለ ውን ኤልሳ ብምንታይ ተሪፎም ንገሮም ኢላ ኣጥቢቃ ትሓቶ ኔራ ስለዚ ምናልባት እቲ ጉድለት ተተዓርዩ ጽቡቅ ከምዚ ዘለዎ ግን 🤷🏻♀️
4, ናይ መወዳእታ ብዛዕባ የሩስ ርእይቶይ ክህብ i am sorry ከምዚ ኢሉ ብዙሕ ሰብ ርእይትኡ ከጽሕፍ ከሎ ደስ ኣይብላን ይከውን ግን ትሓቂ ንሱ እዩ እዛ መደብ ተጀሚራ ክሳብ ትውዳእ ዋላ ሓንቲ ናይ ዳኛ ምስሊ ኣይርኣኩላን ንሶም ተሕሊፎሞ ፈቴካ ተሓጊሰ ዝብል ቃላት ወሲካ ተሕልፎ ወይ ክኣ መግለጺ ዘይብላ በቃ ኣይፈተኩካን ብምባል ተትርፎም በቃ መግለጺ ዘይብሉ ስለዚ please ኣብ ምምራጽ ዳኛኑ ኣስተውዕሉ ምስክነይቲ ንሳ ውን እኮ ኣብዘይዓቅማ ኣቲያ ኣምጺኢላ ዘሎ ጸቅጢ ይርድኣካ እዩ ስለዚ ንዓዓን ንትዓዛብን ዝሓይሽ የሩስ ኣብ ቀጻሊ ተትቅየር ጽቡቅ ርእዩተይ እዚ ይመስል
ኣብ ዝቅጽል ብዝበለጸ ክትመጹና ተስፍ ንገብር ሰላም ዘበለ ኩሉ ይምነየልኩም ኣብዚ ርእይቶይ ትሰማምዑ ርእይቶኩም ክትህቡ ክጽበ እየ 👋
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Milkas nice voice 👌 ❤
Elsi Yahoo nay moral seb we lov u❤❤❤❤❤
መድብ ጽብቅ ❤❤❤እየሩስ ግን ኣብ 2 መድርክ እልይዋ ክትዳይን ብቅዓት የብላን ፓፓጋሎ ኢያ ዝላ።😊😊😊❤❤❤❤
ደያኑ ብጣዕሚ ተሪሮም
ንስኻኸ ብምንታይ ኢኻ ተመሪሕካ ሐሊፍካ
ወይ ተመሪቅካ PH degree ሐሊፍካ
Chines gn please eti microphone kab afka krub arhk ablo entay tzareb aleka clear aykonen.
Furti hanti kea dekone aynet kerar ketqebluwum kolekum camira eleywu❤
በጃኩም እዞም ደያኑ ዘይትቅይሩልና ኢኩም ተስፋ ዝብሃል ዘይብሎም ብፍላይ ዮሩስን ኢዮብን ተስፋ የብለኦሚንፉርቲ በጃኪ ደያኑ ዕግበት ሲኢነሎም
Nay behaqi furty Tsebuq Serah 🎉 nay Deyanu Gina Miqiyar yedeli yorsalemin Iyob Ab kalay Aytemetsanan Tekawen .
ፍርቲ ሽኮር ክናፍቀኩም ኢና ካልኣይ ስዚን🥰 ኣይተደንጉይዋ I Love you deqi ereyyyy❤️🥰
ካልኣይ መድረክ አንተዘይ ከይርኩሞም አዞም ዳያኑ ኣነ ኣይረይን አየ በዛ ነብሰይ ሱቅ አልኩም አኩም 4 ዳያኑ ገርኩም አምበር ኣርባኤቲኦም ሓደ አዮም ሓደ ጥቡቅ አንተ አሉ ኩሎም ጥቡቅ ይብሉ ዋላ ሓደ ፍሉይ ረእቶ ክህብ ኣይረኣኹን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፉርቲ ፉርቲ ፉርቲ ፕሊስ ኣብ ዝመጽእ በዓል ባርኒባስ ዞማች ሳልሕ ፕሊስ ናፍቅናዮም
Dc special one
Please change the judges okay specially for yorsalem and eyob
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Anbesa qexlo ❤❤❤
Ruhus Awdamet n kuluna 🎉 @chinez please please we can't hear you sorry as you are expert on the field no need my advise.
Thank you Furuti keep it up.... 🎉
እንቃዕ ብ ሰላም መታእክም
ደያኑ please
Nyorse kerwa bjakum an wssna hmak alla
Frtuna❤ alsa ❤ yorus ❤
ኣብ ካልኣይ ክፋል መቸም ናይ ደያኑ ብፍላይ እታ ሓንቲ ???
Ab leali Odin's kbret telekum deyanu keyrulna🤕🙈
yerus & eyob bqat nay dannet yeblomn
Dyanu ykeyeru ab 2 medrek hkot
2 medrek yors tezey wesya sabcraib kishb ye
Dehar keas deyanu dom wela kindi nenatom rito zihbu yitemametu bflay yors kunetat natom deyanu riya ya tferd welehanti aflto yeblomn
Tetekalu n barnabas amsuelna
ዮሩስ ኣይትሓጎስኩን ትብል ሓጎስ ኣይሃብኪ ሞያኺ ድለይኢ በጃኺ
ዩሩስ አብ ሞያአ እያ ዘላ አብታ ተወለደትላ ዝተቃለሰትላ .
እንድሕሪ ደሊኪ ንስኪ ኪዲ አብ ካልእ ሽወ ረአይ
Elisa Kidane is some times reasonable.
Entay aynet deyanu eyom tereweti gohafyom bejaki furti ayney
I hope n eyobn yorsn ktkiyirwom selchina bsenkom tirlet nay frdn zereban yelen
Yeros yeakila aqum yebelan
ካብ ሃገር ምሉእ ብቚዓት ደያኑ ከምዝተሳእኑስ፡ነዛ ወላ ሓንቲ ኣምር ዘይብላ የሩስ ኣምጺኹም ብሰብ ትላገጹ ኣለኹም! ክብሪ ናይ ተዓዘብቲ ከ የብልኩምን ድዩ?
Banderana ab kubaya eleywa
Season one si mara newhu Ewa.. Next time kuxri wusunat geberu n kulu Kea broadcast kitgebrwo aytfetinu... It's boring
ደያኑ ኣብ 2ይ መድረክ ክቅየሩ ኣለዎም ብዘይካ ቺነዝ
ከመይ ከመይ
እዚ ተዋሳአይ ክልተ ድምጺ ዝጥቀም ዝነብረ፥አብ ባህሊ ክ!ሰ 52 ዝነብረ ብመስዋእቲ ኩነታት ናደው ዝተፈለየና ዝትክእ ኮይኑ ረኺበዮ።አጥናፉ ብድርሰት ክእለቱ እውን ብዙሕ ጽሒፉ ዝገደፎ ፡በዓል ዲሶሎ ዝተጠቀምሉ ይመስለኒ።ክሳብ ሕጂ ነጥናፉ ዝትክእ ኮይኑ ረኺበዮ፥ማና ኢታይ ሙቁር ኮይና ክትሰርሕ ከላ እውን ይማሳሰል።
ፍጹም እየ ካብ ኬንያ።
ዋ እንኳዕ ተወድአ እዘን ኣዋልድ ብቕዓት ትብሃል የብለንን ናይ ብሓቂ እየ።
ቺነዝ ሰብኣይ ጅግና እዮብ ውን ከምኡ።
ኤልሳ ሓደ ጸገም ኣለኪ ኣብዚ ምምስኻን ኣይሰርሕን'ዩ በታ ብቕዓቶም ከተሕልፎም ወይ ከተትርፎም እዩ ዘለካ። ብዓል ችነዝ ውን ጨካናት ኮይኖም ኣይኮኑን እቲ ኣጋባብ ግን ንሱ እዩ። ነቲ ሰብ ክትሓልየሉ ብኻልእ ኢኻ ትሓሊ።
ናይ ዮርሳሌም'ሞ ዘረባ የብሉን ኣፍልጦ የብላን ግን ካብ ናይ ኤልሳ ከማን ናታ ይሓይሽ በቲ ንሶም ዝበልዎ ገምጋም ሂባ ትፈርድ ትፍትን።
ኣብ መጻኢ ካልኦት ኣዋልድ ተትምጽኡ ምሓሸ። ሰሰናዩ ንዓኹም።
ሰበይ ! እዚ ትብሎ ዘሎኻ ሓቂ እዩ : ግዳ ናይ መጀመርያ መድረኽ እዩ : ንሓደ መንእሰይ ኣብ ቅድሚ ኣማኢት ሰባት ደርበሽበሽ እንተበለ ካልኣይ ዕድል ክወሃቦ እሞ ኣብ ካልኣይ መድረኽ ካብ ሚሐ ናብ መንፊት ድለዝኸውን እቲ ሓቀኛ ዓቕሞም ኣብኡ ክርአ እዩ :: ስለዚ ኤልሳ ምስቲ ገዲም ስነጥበባዊት ምኳና ዝርኣያነገር ነይሩ ይመስለኒ እሞ ግርም እያ ዝገበረት :: ቺነዝ ከምዚ ናይ መንእሰይ ነገር ሓጺር : ሓጺር ስጉምቲ ይወስድ ነይሩ ክሳብ ዝውድኡ'ኳ ዓቕሊ ኣይነበሮን :: የሰምብዶም ነይሩ ::