ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

Atv Asena Live - 4ይ ጉባኤ ህግደፍ ዘጋጥሞ ዘሎ ዕንቅፋት / ምስጢር ጠለብ ኢሳያስ ንርክብ ምስ ኣመሪካ - መልእኽቲ ካብ ኣስመራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ส.ค. 2024
  • Atv Asena Live - 4ይ ጉባኤ ህግደፍ ዘጋጥሞ ዘሎ ዕንቅፋት / ምስጢር ጠለብ ኢሳያስ ንርክብ ምስ ኣመሪካ - መልእኽቲ ካብ ኣስመራ

ความคิดเห็น • 75

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay หลายเดือนก่อน +7

    Excellent reporting! BRAVO, Emma! Thank you.....

    • @sexx1se317
      @sexx1se317 หลายเดือนก่อน

      Selam

  • @belaberhe3177
    @belaberhe3177 หลายเดือนก่อน +2

    Wow Amanual borather it is true 👍 😕 👏 😳

  • @yemanetesfai6119
    @yemanetesfai6119 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 หลายเดือนก่อน +6

    እቲ ቀንዲ ጸገም አርትራ ፡ ብ አርትራውያንን ቀንዲ ክ አ ላዕለዋይ ጽፍሒ ዝሓዙ ኢትዮጵያውያን ዝምራሕ ውድብ ሻዕቢያ ፡ ዘይተጸበናዮ መዓት ወሪዱና ! መርዛም ሰይጣናዊ ውድብ !

  • @afeworkighebrehiwet1490
    @afeworkighebrehiwet1490 23 วันที่ผ่านมา

    Thanks Ema!!! You addressed Eritrean dilemma clearly.

  • @amanbb
    @amanbb หลายเดือนก่อน +3

    Hasawi hasawi. Wedi berad wedi sharmuta

  • @ThedalLjam-iz3ck
    @ThedalLjam-iz3ck หลายเดือนก่อน

    💪💪💪

  • @joypeace3170
    @joypeace3170 หลายเดือนก่อน +6

    If he can’t manage the country, he should give the power to people who can do it. He is complaining as if the country is run by someone else. Very strange guy! God have mercy on Eritrean people!

    • @BusyLine-fw6oj
      @BusyLine-fw6oj หลายเดือนก่อน +1

      ምናልበባት እቶም ተቐማጦ ዒራዒሮ ጂ15 ኮን ዶ ኾን ዘካይድዋ ደለዉ አታ መንግስቲ !

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ሰናይት ደበሳይ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 4 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @genocidalstate
    @genocidalstate หลายเดือนก่อน +2

    🤔 🤔 🤔

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 หลายเดือนก่อน +2

    No doubt soon Abrham will come to power and he will be supported by the hgdf supporters and the generals for their safety for years to come obviously our only chance is can Abrham manage the job like his old dad 🤷‍♂️

  • @belaberhe3177
    @belaberhe3177 25 วันที่ผ่านมา

    Gudosat liven in Eritrea very good information god bless 🙌🏼 🙏, they thalel Haway Amanual work hard god bless 🙌🏼 🙏 👏!

  • @tsegaywerede
    @tsegaywerede 29 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ፡ መደብ ፡ ሓውና ፡ ኤማ ፡ ቀጽሎ ፡ 💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 28 วันที่ผ่านมา

      Brave! Journalist Amanuel Eyasu we really appreciate your hard work and your efforts . God bless you and your family

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Asena. Esayas the negative sadist told us we did nothing. We are rich in minerals 95.9 % of all Ethiopians. Let God help us to use our resources.

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay หลายเดือนก่อน +2

    Ab alem eti diyablos setaqi hasawi hmum hzbi hmum mrahi yftr

  • @petermesghina4867
    @petermesghina4867 หลายเดือนก่อน

    Your program is good at informing viewers.... having said that your programs are very long...people that watch you don't have 2 hours to watch... please make your daily programs a little shorter.

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjns หลายเดือนก่อน +2

    Isayas kone elu eyu dikimti Ertra serihu . Neti ni Ertra nab Ethiopia nay mihlak medebu kiselto . Ertran hizban kab Ethiopia bi miflayom kikefiom ember kitimom yeblomn elu eyu zihasb .

  • @AsmeromAsmerom-zr9su
    @AsmeromAsmerom-zr9su หลายเดือนก่อน +2

    Assena btemi geltkayo nzey metaleli srat

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    መተካኤታ ቁዋም ኢዪ።

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 หลายเดือนก่อน +2

    ይበል መእተዊት ገጥሚ: 'ኣሰና'!
    ናይ ኢሳያስ ናይ መፈራርሒ ምጉጣጥን ቆየቛን: ናይ ወትሩ ህዝባዊ ሽሕጣኑን ንዕቀቱን ዝገልጸሉ ኣገባቡ ሙኻኑ ደጊም ኩሉ ሰብ ዝስሕቶ ኣይመስልን።
    Thank you.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ኔራያ ክብ ውርስ አይመጸቲን ባኒዴራ መለይ አቢሒቡራት ንገሲቲቱ ተሰቂላ ነይራ አቢሓጎኻ ሃይለሲላስ አውሪዲዋ ናቲካባኒይ
    ዴራያ ክልል ኢቲዮጲያዘላ ተኾሊፊና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Systematize
    @Systematize หลายเดือนก่อน +1

    Isayas Afewerki kekatle Alweo

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay หลายเดือนก่อน +1

    Senbida mana kidane bezeka iseas kale merahi kmexe aythasbon eya nbaela kedamit iseas slezkonet

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    መለይ በሉለይ ናህጊደፍ ባኒዴራ ኪሊል ኢትዮጵያ ኢያቢታሒቲ ባሕሪናያ።ተኾሊፍና።❤❤❤

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 หลายเดือนก่อน +1

    Eritrean people you don’t know what the dictator job is ok let me tell you he job is how he can stay in power::

  • @fthi3585
    @fthi3585 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabahaile4297
    @sabahaile4297 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ከባቢ ቃሩራን ገርግሱም ነዳዲ ፡ኣብ እንባ ደርሆ፡ድባርዋ ወርቂ ኣብ ዳህላክ ነዳዲ......

  • @bingo8314
    @bingo8314 หลายเดือนก่อน +1

    Abey koyna knhato dhri kurub gehanebu kikeyd u.
    Just kemzi zerei zakorkayo nekez katwo kelo hisebo.
    Ezi dma Birgied Nhamedu kfetho mikeale gn entay ygeber. Abza nay German trah Brgied n hamedu ab klte temekilu nska netom hade thbhib eti hade dima netom hade yhbihib...... eti zbluna nay kfltat hzbawi hayltat tgebru alekum.
    Silezi Ema nska etom abeyti gazetengatat nblekum nay beynkum akieba gberu

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj หลายเดือนก่อน

    NI ITALIA MIHTAT IYU PROJECT EXPLOR ZITEGHEBREN KINEGRUNA..KIDMY KUNAT 1974..ASMERA ERITRA BI ATEKALAY....BI KULU MEDAYAT TSIBUK IYA NERA,,ELECTRIC,GAS,BENZIN,WERKY ETC NERU

  • @Berhane-
    @Berhane- หลายเดือนก่อน +1

    💪💪💪🙏🙏🙏👍👍👍👍💙💙💚💙💙😘🥰🌹

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay หลายเดือนก่อน +1

    Ab marsa atika tebonqos ladro setay dem rkus dictator

  • @user-yq6zt7bp1u
    @user-yq6zt7bp1u หลายเดือนก่อน +2

    Good idea

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 หลายเดือนก่อน +1

    🤣🤣🤣😢😢🤔🤔

  • @lmuielnebirezene600
    @lmuielnebirezene600 29 วันที่ผ่านมา

    Amanuiel, ezi medebatka chewww zeybilu koynu.

  • @user-ib4zx6lf4x
    @user-ib4zx6lf4x หลายเดือนก่อน

    amanuel ambesa abo hakin fthn.amlak msaka ykun sleti tgebro xaeri kea msgana ybxahka edmen tienan kea yhabka.

  • @ghebhaile
    @ghebhaile หลายเดือนก่อน +1

    እዚስ ጻዕዳ ንዕቀት ንህዝቢ ኤርትራ እዩ ፡

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay หลายเดือนก่อน

    Nezi aremenawi gujile beti nsu zamnelu hayli bret knmkto ygbae nay iseas afwerqi hlmu ethipia ngus kkewn eyu zdeli ms weyane zetebaaselu mknyat nsu eyu

  • @G.M.-yg2gj
    @G.M.-yg2gj หลายเดือนก่อน

    HADE WEDI 12 AMET AB GHIZIE NAYSNET 2024 GAZETEGNA INTAY KITIKEWIN TIDELY MIS BELETO...KEB ABOY IYE ZIDELY BELA..ABOKA IINTAY DITU INTE BELETO ,,,TEGADALAY IYU TEGADALAY IYE ZIDELI BELA

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 หลายเดือนก่อน +1

    አብ አጠቃቅማ ወደባት አትኩሩ ፍርቂ ጅቡቲ እትረኽቦ ገንዘብ ክትረኽቡ። ማእድን ሃላቂ ሀፍቲ እዩ። ንኣብነት ወርቂ ብሻ ድሮ ተወዲኡ።

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 27 วันที่ผ่านมา

    👍🩵🎉🙏

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 หลายเดือนก่อน +6

    ኣየ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ትዛረቦ ዘይትፈልጥ ሓደ ዓዋን ሰብ ኢኻ ::
    እቶም ተቓወምቲ ደለይቲ ፍትሒ ዳኣ ካብቲ ትብሎ ዘለኻ ሓሊፎም እንታይ ዶ ኢሎም ኢዮም ::
    ንስኻ ባዕልኻ ካብ ደለይቲ ፍትሒ ንላዕሊ ተቓዋማይ ናይ ስልጣንካ ኢኻ :
    ከማኻ ዝንጉዕ ኣእምሩኡ ዝሳሓተ ኣብ ስልጣን ኮፍ ኢሉ ዘረባታት ዝደባልቕ ገባቲ ጮቃኒ ውልቀ መላኺ ኣብ ዓለም ርኢና ኣይንፈልጥን ::
    ብጣዕሚ ተሕዝን ::

  • @drardrar7665
    @drardrar7665 หลายเดือนก่อน +2

    Isayas is a gambler! Based on the current condtion he says something right now and after few hrs if not minutes reverses and says totally opposite thing. This is because it is him who has the right to speak others have only the right and obligation to only listen without any comment.

  • @user-fv2gp7kk2g
    @user-fv2gp7kk2g หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ንዓኹም ይኹን፡
    ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝብስ ደሓን፡ ደንበ ተቓውሞ ተኾነ'ውን ኢሳያስ በተሓሳስባን ብትውልድን ኢትዮጵያዊ ምኻኑ ብድፍረት ክዛረብ ኣይደፍርን ፡
    ምስ ኢትዮጵያ ክሕውሳ'ዩ ዝደሊ ዝብል ስክፍታታት ኣሎ፡ ኢትዮጵያዊ መራሒ ሒዝካ እንታይ ትጽበ፡ ቅድሚ ሕጂ 25ዓመታት ዝፈቶኖ ተኾሊፉ፡ ካልኣይ ግዜ እቲ ዕድል ረኺበዮ ኣብዝበለሉ እዋን እንደገና ተኾሊፉ።
    እዛ ሃገር ኣምላኽ ደኣ ይሕልወልና ኣሎ'ምበር እዚ ህዝቢ ሰብ ኣምሊኹ'ዩ፡
    እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ "ኢሳይያስ 44፥18 "
    ዘሎ ጽሑፍ ኣብ ኣእምሮኻ ይመጻካ።
    ኣብ ዘለኹሞ ሰሰናዩ ይምነየልኩም፡

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 27 วันที่ผ่านมา

      ኣነዉን ከማኻ ሃገርና ኣምላኽ ናይቶም ብንጽህና ተጋዲሎም ዝሓለፉ ስዉኣት ኮንቱ ከይከዉን ይሕልዋ ኣሎ።

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 หลายเดือนก่อน +1

    ሰብኣይን ሰበይትንውን አይራኸቡን አዮም።
    ለይቲ አብ ሓለዋ ዝሓድሩ ብዙሓት አዮም።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ሺያጢ ዉሩቂ ብሻ ቢመጺሐፍ ኢዛም ገዛ ኢትዮጵያ ኢዮም።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi หลายเดือนก่อน +1

    ጉሊ ፊሊጶስ ኒወጻኢ ናጅሪ ከይዳ።

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 หลายเดือนก่อน +1

    ብጥስጣስ ሰነድ አሚንኩም ብዛዕባ ነዳዲ ቀይሕ ባሕሪን ማእድናት ኤርትራን ብተጋነነ መልክዑ ናብ ህዝቢ ምቅራብ ካብ ሥራሕ ሻዕብያ ዝገደደ እዩ። ብworld bank ብዛዕባ ነዳዲ ቀይሕ ባሕሪ ካብ ግብፂ ጀሚሩ ክሳብ ጅቡቲ ብክልቲኡ ወሰናትን ውሽጢ ቀይሕ ባሕሪ ስለ እተጸንዔ ውፅኢቱ አብኡ ኣሎ። ኢትዮጵያ 11 ጉድጓድ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኩዒታ ኣብ ሓደ ጉድጓድ ጋዝ ተረኺቡ ነይሩ 60 ምዓልቲ ናብ አየር ተንፊሱ ባዕሉ ጠጠው ኢሉ። መጀመርያ አፍቲ ጉዳይ ሰብ ሙያ ርኸቡ አዘራርቡ።

  • @haileyohannes404
    @haileyohannes404 หลายเดือนก่อน +3

    ሓሳድ ዝኾነ ስርዓት ዩ

  • @habtugebreab6801
    @habtugebreab6801 หลายเดือนก่อน +2

    ሓቅኻ ኢኻ ክቡር ሓወይ ካብ ንግሆ ንምሸት ኢሳያስ ይሃድም ይኸውን

  • @user-qq3je7ix3s
    @user-qq3je7ix3s หลายเดือนก่อน

    ኢሳያስ ኣምሰሉ እዚ ኩሉ ዝሓቶ ሕቶታት ንመን ኢዩ?ንሱ እንድዩ ጠንቂ ናይ ኩሉ።ንመን ከታልል ኢዩ ዝግዕር ዘሎ፧

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 27 วันที่ผ่านมา

      ንደገፍቱ ንመን ዳኣ ከታልል ምሽ ስጋዕ ሕጂ የጣቅዕሉ ኣለዉ

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 หลายเดือนก่อน

    In the end Eritrea will collapse in the end ❗️❗️

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 หลายเดือนก่อน

    ንሕና ኤርትራውያን ደኣ ሞ ከመይ ገይርና ክንምዕብልን ባህርያዊ ጸጋታትና ክንምዝምዝን፣ ኣብ መግዛእቲ ናይ ስርዓት ኢሳያስ እንዲና ዘለና? ኤርትራውያን መሳርሒ ናይዚ ውሽጣዊ መግዛእቲ ምዃን ገዲፍና፣ ነብስና ነጻ ነውጽእ። ካልእ ኣማራጺ የለን።

  • @ghteklu2921
    @ghteklu2921 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራውያን ናይ ሎሚ ካብ ናይ ቀደም ኤርትራውያን ዝተፈለዩ እዮም። ናይ ቀደም ክቃለሱ ካብ ወፃእ ንዓዲ ይምለሱ ናይ ሎሚ ከይቃለሱ ንደገ ይስደዱ።

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 หลายเดือนก่อน

    እዝጊኣብሄር ንኢሳያስ ልኢኹ ኢዩ ንኤርትራውያን ዝቐጽዓና ዘሎ። ስርዓት ኢሳያስ ከኣ፣ ብዘይ ናይ ኤርትራውያን ምትሕግጋዝን መጋበርያ ምዃንን ክሳብ ክንድዚ ዝንውሓቱ ግዜ ኣይምጸንሐን። ስለዚ ኤርትራዊ ነብስኻ መርምር።

  • @yemanemebrahtu1477
    @yemanemebrahtu1477 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ኢሰያስ ምምጻእ ጸገም ኣይነበሮን እቲ ጸገም ሕልሚ ናይ ኣቡኡ ኣንድነት ከቐጽል

  • @cruushidaar2616
    @cruushidaar2616 19 วันที่ผ่านมา

    ንኢሳያስ ገና ኣይፈለጥኩሞን ትመስሉ ። ኢሳያስ ምሽ ንወዱ ምል ኢቶ አርትራ አንተዝሻጣ ብሒም ኢሊ ዝዛረብ አርትራዊ የለን
    ። ካብ ወዱ ምንጋስ ኣብ አርትራ ኣውርዲዎ ዘሎ ብርሰት ዝዓብን ዝገዽድን የለን ። ናይ አርትራ ሽግር ብስደት ተፈቲሑ ኢዩ
    ።ኩሉ አርትራው ኣብ ስደት ናብ ስደት ምካድ ሕጉስ ኢዩ። ካብዚ ንላዕሊ ውርደት ስለዘየ ብዛዕባ ጉባአ ምዝራብ ትርጉም የብሉን ድሓር ከኣ ሓደ ውልቀ ሰብ ብዘይ ናይ ህዝቢ ሰናይ ድልየት በይኑ ከምዚ ገሩ ሃገር ከፍርስ ኣይክአልን ኢዩ።

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 หลายเดือนก่อน +1

    እቶም 6 ጀነራላት ዓዲ ንፋስከ ህዝቦም እንዳንከራተቶ ስቕ ኢሎም ድዮም ዝርእይዎም !

  • @druyagordat9020
    @druyagordat9020 23 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ከዳዕ ተበላጺ ንስኻ ምስታ ሕቆኣ ብዋርሳይ ዝተመሰሰት ወይን ሓቢራክ ንአርትራውያን ሓርበኛታት ዝነዛሕካዮ ሓሶት ግዚኡ ኣኺሉ ነበርየ ነበርየ ኮይኑ ተሪፉ ኢዩ። ጝናኸ ኢታ ነዋሕን ሰውራዊትን አድ ሻዕብያ ግን ኣብ ሓደ አዋን ዘይተብጽሖ ስለዘየለ ከተርኪብልካ ምዃና ኣይትረሰዕ>

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 หลายเดือนก่อน +1

    ንታንኪ ንኣጽዋር ዝኸውን መጥፊኢ መንእሰያት ኤርትራ ግን ኣሎካ መሕፈር

  • @tedrosrussom4137
    @tedrosrussom4137 หลายเดือนก่อน +1

    ከማአጋላልጻኻ መሰረት ተጻብኦ ሃገርና ኤርትራ ባህርያዊ ጸጋታታ ንዝበልካዮ ሓቂ ይሳማማዓሉ እዬ.።ምኽንያቱ አብ ኤርትራ ዘሎ ምድረ ከርሳዊ ሃብቲ ማእለያ የብሉን ።ምስእቲ ውንኖ ስትራተጂካዊ አቃማምጣን ምስ እትውንኖ ዝዓበየ ክፋል ቀይሕ ባሕሪን ተጠማቲትን ታሃራፊትን ከምዝገብራ ዘጠራጥር የብሉን።ስለዝኾነ ድማ ካብ ቅንእን ሕስድናን ምግባት ዘይናትካ ሃብቲ ዝመበገሲኡ ግዳይ ተጻብኦ ጌሩዋ ንዝበልካዮ ድማ ይሰማማዕሉ እዬ ።
    ሓደ ካብዚ ብስዉር ዓባይ ትግራይ ባሕርን ሃብቲ ኤርትራን ንኽዘምት ወትሩ ከይደቀሰ ህርዲግ ዝብል ዘሎ ወያነ እዩ ።ንስኻ ድማ ትግራይ ትስዕር ኢልካ ምስ ወያነ ተውደኽድኽ ከም ዝነበርካ ትስሕቶ አይመስለንን።
    1) ስለዚ ንምንታይ ምስቲ ሃብቲን ባሕርን ኤርትራ ንኽዘምት ዘንቀደ ሓይሊ ወያነ ወጊንካ ትግራይ ክትስዕር ሃብቲ ባሕርን ኤርትራ ክትዘምት ኤርትራ ክትሰዓር ህዝባ ድማ ብወያነ ክራሰን ክቕተልን ጎኒ ህዝቢ ኤርትራ ገዲፍካ ጎኒ ተጋሩ ወጊንካ ??
    2) መንግስቲ ኤርትራ ኸ እንትርፎ መንእሰያት እኽቲቱ ሃብቲን ባሕርን ላዕላውነት ሃገርን ካብ ምክልኻል ሓሊፉ ካልእ እንታይ ምርጫ አሊዎ ?
    መልስኻ ናይዘን ክልተ ተጠቒሰን ዘለዋ ክጽበ እዬ !!!

    • @BETESEB1972
      @BETESEB1972 หลายเดือนก่อน

      ሃለፍታ ጌርልካ ካብቶም ብህዝብና ዘይሓስቡ ደቂ ሰተይቲ ደም ዲካ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂