ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Good job!!!!❤❤❤❤
Wwww tebarek
ብኽብረትኪ መዳለዊት "ብዝቀነሰ" #ትግርኛ ቃል ተጠቐሚ
Next time focus on ceeling lighting , ambient lighting, door and window frames, finishing and functionality.
Wow it is amazing house 😍😍👌👌👌
The bedroom is too small. What about the ventilation system? There is no seating bath?
ቀጽሊሉ ሃፍትና 🥰🥰🥰🥰
ዋዉዉ!👌 ብጣሚ ጎበዝ ፅብቕ ገሊፅካዮ ! 👍 በርትዑ ዞምሓተይ ግን ዝተመጣጠነ ዋጋ ኣምፁኡ እና ኣብ ዲያስቦራ ሰፈር ነፃ መሬት ካብ140 _ 200 ካሬ ተዝርከብስ ፅብቕ ብዝሙቹወና! መታን ክነሰርሖ የቕኔለይ🙏
6,500,000-10,000,000
👍👍
The handwash sink it too small? Is it made for chines? I am a big dude how am going to fit in there? lol . I like the island tho.
I like the second house
They used the space wisely(140 M2 only)- the first house
አስተየት ንምሃብ ዝአክል "ክራይ ገዛ " እውን ትኩረት ሂብኪ ተትሰርሒ ዝበለፀ ተገልገልቲ ካብ ብዙሕ ድካም ትቅንሲ ትኽእሊ ኢኺ ። አጠናኺሪኪ ቀፅልሉ
How much is this?
❤❤❤❤
ገዛ ዳኣ ቆንጆ እዩ ግን ቁርሹ ካበይ ንረክቦ😂
Liserekiwo yigeziewo alewu
😍😍😍
❤❤❤❤❤❤
140 kare eske reaylna gali abeti
Good niche
So what u doing in my country ....wede metachubet eritrea weyim tigray hidu . Enezih dehawoch
ሰላምኩም ይምለሰልኩም ተጋሩ ኣሕዋትና።
ኩሉ ሓሪፍ ገዛ ዩ ። ግን እቲ ሽቓቕ old fashion እዩ ። it will be super hard to me to use on it
ኣብ ላዕሊ ኣለዎም
ኣዛብእ ዝኾኑ ፍጥረት 20 million ይብል ብክልተ ሚልዮን ሰሪሑስ እቲ ዝነበረ ጦርነት እኮ ንከምዚኦም ዝበሉ ኣዛብእ መንቀርሳ ህዝቢ እዩ ክበልዕ ነይሩ ። እዚ እኮ ሕጂ ብናፃ ጉልበት ኣስሪሑ እዩ ክንድዚ ዝብል ዘሎ
Hiw meny bu usd
Entay mmlae yedli kem kalea zega eg kem eritreawi konka ktgezea ms tdeli
JUTA BANDA !
It is not modern.
Sei'dea zikenese 19 million?
እቲ ቖንጆ ዝብል ኣምሓርኛስ ናብ ጽቡቕ ቀይርያ፡ፕሊስ
Konjo is tigriga word
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ወደይ። ብፍላይ ደቀንስትዮ ኣሕዋትና ኣማርኛ ምውሳኽ ምዕባለ ኢዩ ዝመስለን።
ብጣዕሚ ኩቡር እዩ 140 ካሬ ።
4 ሜትሮ? ዋው ናይ ምፍራስ /collapse/ዕድሉ ዝላዓለ እዩ። ventilation zero እረ እቲ ዲዛይን ዝሰረሐ ዘይኮነስ እቲ ዘፀደቀ ክስቀል ኣለዎ። ዝኸበርካ ባዓል ገዛ ኣብ መቀለ ዞሎ ገዛ ኩሉ ሴሜን ጥራሕ ድዩ?
ስራሕኺ ሸገ ነይሩ ግን አቃራርባኺ በደንቢ ተትሓስብሉ ፅቡቕ ነይሩ ካብ አቃራርፃ ጀሚሩ ማለት እዩ ብጣዕሚ ገራሚ ቻነል ትገብርዮ ትኽእሊ ኢኺ ለይስልቺ 12 to 14 minutes maximum
ሰላምኪ ይብዛሕ ምቅርተይ👏💞🌺አጉላዕ እማ ዳሓን እያ ማእከለይቲ እያ ዓባይ ለ አይትባሃልን ዋ አታ ብስሩሲ አብ ስደት ድዮም ከንብሩና ደልየም ገፊፊና ዶ ነምጸኦሎና ገይሮምና አታ ብስሩ እማ አብ ስደት ዘለና ተአኪብና ዓገብ ንበል 😁😄 አብ ስደት እዮም ከብለዩና ደልዮም ዋ አታ ዝመንግሲተ ገለ ዘይገብር 🙅♀️🤷♀️🤦♀️
Hizom yimutu yiblaeloya tebahilu meret kindizi kikebr ayy tigray😢
ልክዕ ከምቲ ናይ አዳማ አቀራርባ ሕዝር ዝበለ ተዘይ ኮይኑ አብ TH-cam ኩሉ ቪድዮኩም ዝውድኦ የለን ።
ሪኢቶ- ገዛ ትሰርሁ ተለኩም ኮለን ከይረኸ ግበሩ ናተይ ገዛ ከምኡ ሰሪኸ ብጣዕሚ ምቁር ‘ዩ
ኪቺን የብሉይ
ደሞ አብ ዉቅሮ እሰኪ ጠይቅና 150 -200ካሬ አብ ዳመስቀል ዉቅሮ ላበልኩ ክጽለል ኢለዋ ቅርሺ ላሓጸረኒ እምበር በጃኪ ተገዲስኪ ጠይቅለይ ሕጋዊ 👏💞
ካልአይተይ ረኪበ 😁😁🙄😋
The home is That's good but too much praise 😁😁😁😂
2 ሞቶ ሽህ ዶላር ማልት ነው ባጣም ውድ ነው
ናይ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣሉሚንየም በሪ ታይ ማለት እዩ?😉
ሳብስክራይብ ከይትሓልፉኒ ጀማሪት እየ ዋ
ደምርኒ ንዓይ ውን ማዓረይ
ልቃሕ ምለሲ ሰብ ግበርኒ
ዝሓሰረ ዘይኮነ ዝባሃል መላአከ ሞት ዝወስድ ዋጋ እዩ ዝባሃል
ኣበይ ዓዲ ማለት እዩ ኣሕዋት
ንፅበየኪ ኢና ሓፍትና
20mill dea ab Europe endo aygezien
20 million birr mallet 200000 usd mallet eyu.Kemey zbele geza ba ygzae ab europe b 200k usd ?
Bzkone geza ab mekelle Kemu eyu zshwet.
Please pick up the phone 📞
ጋና ዘይተፈፀመስ 20m ኢልካ ዘረባ አሎ🤣 ዋጋ ናይ መርየትስ ሓይሉ ዋአይ አብ ሰማይ ዳአ 70 ካሬ ከይተወደአ ክንሳለ እንበር🤣🤣🤣
😂😂😂😂😂😂
Gina hantyee negere zeyteredanyee etyee million kinday genzeb kemzkonee yeredom alo deyoo. 20 million malet ekeo 200, 000 dollars malet eyoo, erebejakatkoom zibahal beloo
የገርም እዩ ንብላዕ ንብላዕ ዝኮነ ግዜ
ናይ ኣስመራ ገዛውቲ መሲሉ ካንሸሎ ዘይብሉ መኪና አንተ ኣትያታ ክዳውንተን ኣበይ አየን ክሰጥሓ 😊
ካሜራ ማን ግን ነቶም ሰብ ገዲፍካ ነቲ ገዛ ዘይትቐርፆ ጀማሪ ዲኻ😂😂😂
ኣነ ዘይ ተረደአኒ 140 ካሬ ክንደይ ብክንደይ ሜትሮ ወይ ሜተር እዩ ንገርና እባ ጋል ዓበይቲ
10,14,mituro eyu kab 70kare atsfi malet eyu 70+70,140
20 ቅረሺ ተበለኪ ሱሱ😂
ወርቂ ድዩ ዝስራሕ ዘሎ ግን ብስሩ ኣብ ምንታይ ዲኩም ክተንብሩና ደሊኩም ዝተመጣጠነ ዋጋ ዘይትገብርዎ ንህዝቢ ዘይሓሊ መንግስቲ እቲ ህዝብና ዘለዎ ናብራና ደመወዝ ታሕቲ እቲ መሬት ካብ ሰብ ዝከበረሉ ግዜ በፅሕና ወይስ ጥራይ ናይ ሃፋታማት ኢኩም ክትገብርዋ ደሊኩም እታ ትግራይ ጉድ 😢
Ab tigray nexa edaga sle zkone eyu ymesleni waga negado eyom ztmnwo.
ታይ ግበሩና እዩ ኢድና ኣብዚ ንሕፀብ መስትያት ንሪኢ ማለት ከ? 😂:: ኣድለይቲ ዘይኮኑ ነገራት እንዶ ግደፉ
ነገር ነገዴ ዕፍን ዕፍን ደላሊ ይመስል ዝስብኣይ😂
ኣነ ኤረትራዊ እየ ይፍቀደኒ ዶ ይከዉን
This houses are poorly done, bad materials and ugly design! If this is how the houses look in person I might not buy in Tigray its sad!
ኣቲ ሽኮሪና ናብ ጫፍባ ኣይቕረቢ ከይትጸድፊ ልብና ተፍርሕዮለኺ
ብነፃ ድዩ?
እወ😂😂
@@albadralbadr3948 ግዝኣልናስኪ
ርካሸዮ 20M 🤣🤣🤣
ኣይ ፈሊጣስ😂😂😂
😂😂😂😂
😂😂😂@@tmab3064
እንታይ እዩ 19 ሚኢቲ ድዩ?😂
Million defarat 😢eko eyom
@@Zizuyosan ይገርም እኮ እዩ
ስራሕተኛ ተሃልያትና ኣብክችን ፍርናሽ ገይራ ትድቅስ ኣይበለይ ኣይ ሃፍታም ሓበሻኮ 😂
😂😂😂😂 i can't
I can't stop😂😂😂
😢😢😂😂😂
Where
Good job!!!!❤❤❤❤
Wwww tebarek
ብኽብረትኪ መዳለዊት
"ብዝቀነሰ" #ትግርኛ ቃል ተጠቐሚ
Next time focus on ceeling lighting , ambient lighting, door and window frames, finishing and functionality.
Wow it is amazing house 😍😍👌👌👌
The bedroom is too small. What about the ventilation system? There is no seating bath?
ቀጽሊሉ ሃፍትና 🥰🥰🥰🥰
ዋዉዉ!👌
ብጣሚ ጎበዝ ፅብቕ ገሊፅካዮ ! 👍
በርትዑ ዞምሓተይ ግን ዝተመጣጠነ ዋጋ ኣምፁኡ
እና ኣብ ዲያስቦራ ሰፈር ነፃ መሬት ካብ140 _ 200 ካሬ ተዝርከብስ ፅብቕ
ብዝሙቹወና!
መታን ክነሰርሖ የቕኔለይ🙏
6,500,000-10,000,000
👍👍
The handwash sink it too small? Is it made for chines? I am a big dude how am going to fit in there? lol . I like the island tho.
I like the second house
They used the space wisely(140 M2 only)- the first house
አስተየት ንምሃብ ዝአክል "ክራይ ገዛ " እውን ትኩረት ሂብኪ ተትሰርሒ ዝበለፀ ተገልገልቲ ካብ ብዙሕ ድካም ትቅንሲ ትኽእሊ ኢኺ ።
አጠናኺሪኪ ቀፅልሉ
How much is this?
❤❤❤❤
ገዛ ዳኣ ቆንጆ እዩ ግን ቁርሹ ካበይ ንረክቦ😂
Liserekiwo yigeziewo alewu
😍😍😍
❤❤❤❤❤❤
140 kare eske reaylna gali abeti
Good niche
So what u doing in my country ....wede metachubet eritrea weyim tigray hidu . Enezih dehawoch
ሰላምኩም ይምለሰልኩም ተጋሩ ኣሕዋትና።
ኩሉ ሓሪፍ ገዛ ዩ ። ግን እቲ ሽቓቕ old fashion እዩ ። it will be super hard to me to use on it
ኣብ ላዕሊ ኣለዎም
ኣዛብእ ዝኾኑ ፍጥረት 20 million ይብል ብክልተ ሚልዮን ሰሪሑስ እቲ ዝነበረ ጦርነት እኮ ንከምዚኦም ዝበሉ ኣዛብእ መንቀርሳ ህዝቢ እዩ ክበልዕ ነይሩ ። እዚ እኮ ሕጂ ብናፃ ጉልበት ኣስሪሑ እዩ ክንድዚ ዝብል ዘሎ
Hiw meny bu usd
Entay mmlae yedli kem kalea zega eg kem eritreawi konka ktgezea ms tdeli
JUTA BANDA !
It is not modern.
Sei'dea zikenese 19 million?
እቲ ቖንጆ ዝብል ኣምሓርኛስ ናብ ጽቡቕ ቀይርያ፡ፕሊስ
Konjo is tigriga word
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ወደይ። ብፍላይ ደቀንስትዮ ኣሕዋትና ኣማርኛ ምውሳኽ ምዕባለ ኢዩ ዝመስለን።
ብጣዕሚ ኩቡር እዩ 140 ካሬ ።
4 ሜትሮ? ዋው ናይ ምፍራስ /collapse/ዕድሉ ዝላዓለ እዩ። ventilation zero እረ እቲ ዲዛይን ዝሰረሐ ዘይኮነስ እቲ ዘፀደቀ ክስቀል ኣለዎ።
ዝኸበርካ ባዓል ገዛ ኣብ መቀለ ዞሎ ገዛ ኩሉ ሴሜን ጥራሕ ድዩ?
ስራሕኺ ሸገ ነይሩ ግን አቃራርባኺ በደንቢ ተትሓስብሉ ፅቡቕ ነይሩ ካብ አቃራርፃ ጀሚሩ ማለት እዩ
ብጣዕሚ ገራሚ ቻነል ትገብርዮ ትኽእሊ ኢኺ
ለይስልቺ 12 to 14 minutes maximum
ሰላምኪ ይብዛሕ ምቅርተይ👏💞🌺አጉላዕ እማ ዳሓን እያ ማእከለይቲ እያ ዓባይ ለ አይትባሃልን ዋ አታ ብስሩሲ አብ ስደት ድዮም ከንብሩና ደልየም ገፊፊና ዶ ነምጸኦሎና ገይሮምና አታ ብስሩ እማ አብ ስደት ዘለና ተአኪብና ዓገብ ንበል 😁😄 አብ ስደት እዮም ከብለዩና ደልዮም ዋ አታ ዝመንግሲተ ገለ ዘይገብር 🙅♀️🤷♀️🤦♀️
Hizom yimutu yiblaeloya tebahilu meret kindizi kikebr ayy tigray😢
ልክዕ ከምቲ ናይ አዳማ አቀራርባ ሕዝር ዝበለ ተዘይ ኮይኑ አብ TH-cam ኩሉ ቪድዮኩም ዝውድኦ የለን ።
ሪኢቶ- ገዛ ትሰርሁ ተለኩም ኮለን ከይረኸ ግበሩ ናተይ ገዛ ከምኡ ሰሪኸ ብጣዕሚ ምቁር ‘ዩ
ኪቺን የብሉይ
ደሞ አብ ዉቅሮ እሰኪ ጠይቅና 150 -200ካሬ አብ ዳመስቀል ዉቅሮ ላበልኩ ክጽለል ኢለዋ ቅርሺ ላሓጸረኒ እምበር በጃኪ ተገዲስኪ ጠይቅለይ ሕጋዊ 👏💞
ካልአይተይ ረኪበ 😁😁🙄😋
The home is That's good but too much praise 😁😁😁😂
2 ሞቶ ሽህ ዶላር ማልት ነው ባጣም ውድ ነው
ናይ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ኣሉሚንየም በሪ ታይ ማለት እዩ?😉
ሳብስክራይብ ከይትሓልፉኒ ጀማሪት እየ ዋ
ደምርኒ ንዓይ ውን ማዓረይ
ልቃሕ ምለሲ ሰብ ግበርኒ
ዝሓሰረ ዘይኮነ ዝባሃል መላአከ ሞት ዝወስድ ዋጋ እዩ ዝባሃል
ኣበይ ዓዲ ማለት እዩ ኣሕዋት
ንፅበየኪ ኢና ሓፍትና
20mill dea ab Europe endo aygezien
20 million birr mallet 200000 usd mallet eyu.
Kemey zbele geza ba ygzae ab europe b 200k usd ?