ቀዛሕታ - ኣይትርሓቅኒ - ሓጎስ ገብረሂወት ኣብ ቀዛሕታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 196

  • @wedimelesnebri363
    @wedimelesnebri363 5 ปีที่แล้ว +45

    ኩቡር ስነጥበባዊ ባባ ሓጎስ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
    ቀዛሕታ እዉን ነመስግነካ ከምዚኦም
    ዓበይቲ ድምፃዋን ኣቅርበልና ትብሉ እስኪ ኣበይ ኣለኩም?

  • @finfinie
    @finfinie 4 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፌ ዓለም ጎዶሎ ነብስኻ ይምሓሮ ባባ ሓጎስ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +61

    ኣታ ዞም መናእሰይ ኬፍ ዘልውዎም ዉዱኣት ቁመነኦም ስርሖም ግእዝ ባንድ ሽኮራይ ኢኹም ብሓቂ100%•√

    • @wttm7266
      @wttm7266 3 ปีที่แล้ว

      bsiru shikorat zikonu futurat eyom way egzabher edmen tinan selamin yihabom

  • @አፀደጎደፍ
    @አፀደጎደፍ 4 ปีที่แล้ว

    ዓለም ጎዶሎ ዓዓዓዓኽኽኽኽኽ ኣብ ገነት ንበሪ ንዘለኣለም😓😓😓😓😓

  • @yemeryemlij3192
    @yemeryemlij3192 5 ปีที่แล้ว +8

    ዕድመን,ጥዕናንን
    ንምነየሉኩም,ኣቦና

  • @adyamgualmekelle1380
    @adyamgualmekelle1380 5 ปีที่แล้ว +22

    አቦይ መዓረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +12

    እስይይይ ክቡር ኣቦና ባባ ሓጎስ ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ እዛ ደርፊ ከይስማዕክዋ ውዒለ ዘይፈልጥ ንክቡር ኣቦና ምስ ግእዝ ባንድ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
    እዚ ሊድ ጊታር ዝሕዝ ቆልዓ ክፈትዮ ኣነስ

  • @senaytgebremedhin3953
    @senaytgebremedhin3953 5 ปีที่แล้ว +2

    Kezahta wey gere zfetwekum tgray adey welolo

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 5 ปีที่แล้ว +3

    ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ ከያኒ ኣቦና ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @ሲሰይጓልዓባይትግራይ
    @ሲሰይጓልዓባይትግራይ 4 ปีที่แล้ว +5

    ዓለም ከምኣ እያ መንግስተ ሰማያት የዋርስኩም ኣያና😢😢😢😢

  • @gghvvh2491
    @gghvvh2491 5 ปีที่แล้ว +9

    *ባባ ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በረከት ነውና ንስለሙን ሃይለ አቅርበልና plesssss*

  • @akiaki3674
    @akiaki3674 5 ปีที่แล้ว +13

    ባባ ሓጎስ ዕድመን ጥዓና እምነየልኩም
    በረከት ብዝፈጠረካ ኣምላክ ቀፃሊ ሰሙን ሰለሞን ሃይሉ ኣምፀአልና ፕሊስ

  • @kchnhafteybselamadamlesele8122
    @kchnhafteybselamadamlesele8122 5 ปีที่แล้ว +1

    Hagos gebrihiwet admen tanan yhabka ftari nfetweka eina ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @richyewkroljrichyewkrolj3294
    @richyewkroljrichyewkrolj3294 5 ปีที่แล้ว +2

    Baba hagos edmen tenan yhabelna eti leul fetari

  • @fot3003
    @fot3003 5 ปีที่แล้ว +1

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባ

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 5 ปีที่แล้ว +28

    ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ወናም ሰብኣይ።

  • @ሄሪፍቅር
    @ሄሪፍቅር 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣባባ ሓጎስ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወዲ ስደይቶ ኣቦ ጥበብ ኣሃየላሎ የላሎይ የላሎይ ዛታወሊደ ዝዓበኩላ መሬት ገዛይ ቁሸተይ ናፊቀያየ ነፋሪት ሰማይ ሰድኒ ዓደይ ሑቡብ ድምፃዊ

  • @ንፍስነዉዘመዴ
    @ንፍስነዉዘመዴ 5 ปีที่แล้ว +5

    አሰይይይ አቤት ግርማ አቤት መልክዕ ደቂ ትግራይ ዓደይ ኩርዓትኩም ደስ ክብል እዙም ግእዝ ባንድ ደስ ክቡሉካ ❤❤❤❤ አቦና ኩሉ ግዜ ጥዑም ደምፀም እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 5 ปีที่แล้ว +2

    ሓጎስ ገረሂወት ኣዮኻ ብርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ቓፅልሃሙዙይ

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 5 ปีที่แล้ว +6

    Selamkum yibzah Tegaru 👁
    Baba Hagos gebrehiwet edmen tienan yihabkum
    Giez band kitinefu👏👏👏

  • @ዓጋመዓደይ
    @ዓጋመዓደይ 5 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ኢና እነመስግነካ በረከት ሓውና 💖💖 ኣቦና ሓጎስ ገብሪሂወት ሓወልቲ ትግርኛ ኢኻ እሞ ዕድመ ጥዕናን ንምነየልካ

  • @weldaygebrehiwot2999
    @weldaygebrehiwot2999 5 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሐጎስ ጀግና፡፡የዒስ ድምፂ

  • @lililove6588
    @lililove6588 5 ปีที่แล้ว +2

    WOW konjo hawey natey e.r edemen tenn yhabeka

  • @wttm7266
    @wttm7266 3 ปีที่แล้ว

    Anta kexebikelka ato gebrhiwet hawey Edmen tinan zihabka yihawey

  • @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
    @ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ 4 ปีที่แล้ว +2

    እፍፍፍፍፍ ዓለም ገዶሎ

  • @zaydgalltigray8825
    @zaydgalltigray8825 5 ปีที่แล้ว +2

    ባባ ሓጎስ ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣይትርሓቅኒ ትብልኮ ሰሚዐ ኣይሞንዋ

  • @meserettekle468
    @meserettekle468 5 ปีที่แล้ว +1

    Edmen tienan yhabka fetari kibur abona kab lebi ena nmesegenka kezhata hawina
    Ni Shewit Mezgeb eba bejaka mar tefiatina ala

  • @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ
    @ተዋህዶእዩእምነተይክሳብግ 5 ปีที่แล้ว +2

    እውይ ክንደይ ይጥዕም ትድምፁ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ብጣዕሚ ነክብራካን ንፎትየካ ኢና💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💚💛💛💜💛💙💙💙💙💙💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ
    @እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው ነው ድምጺ 👌👌👌👌👌👌👌💃💃💃💃💃💃💃💃🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🎶🎧🎧🎧

  • @አትፍረድይፈረደባሃል
    @አትፍረድይፈረደባሃል 5 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ና

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ-ቀ2ዠ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ-ቀ2ዠ 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውውው ደስስስስ ክብል እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመ ጥዒና ይሃብካ
    አቱም ጀጋኑ አጀኩም

  • @shewitshewit2318
    @shewitshewit2318 4 ปีที่แล้ว

    አብ ገነት የሰፍርኻ ባባየ😭😭😭

  • @17oo.tkklnademewozhiiwi32
    @17oo.tkklnademewozhiiwi32 4 ปีที่แล้ว +1

    effffffffffffffffffffff kubur babaye ab eidu yenbrka

  • @lettig.7040
    @lettig.7040 5 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: ኣቤት ክንደይ ከምዝፈትወካ......

  • @dearmom2633
    @dearmom2633 5 ปีที่แล้ว +2

    Baba hagos edmen tenan yhabkum 🙏

  • @abeaggergs3214
    @abeaggergs3214 5 ปีที่แล้ว +1

    hagosha jegena edmen tenan yehabka feteri

  • @sarahh6264
    @sarahh6264 5 ปีที่แล้ว +4

    ባባ ሓጎሰ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንበረልና

  • @merrymerry2356
    @merrymerry2356 5 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንካዕ ብስላም መፃካ ንብዛ ክብርቲ ዕድካ 😍 ንዞም ባንዲ ከየድነቅክዎም ክሓልፍ ኣይደልን ብጣዕሚ ጎበዛት እዮም 👍🏻👍🏻 ቢኪ ከምዚኦም ዝበሉ ስነጥበባውያን ኣቅርበልና በጃካ ናይ ስሙን ገለ ኣይተምፀኣልና ሐዚ ፅቡቅ ትኸይድ ኣለካ ሶ ቀፅለሉ ቢክዋኒ

  • @mahderbrhane9117
    @mahderbrhane9117 5 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን አብዚሑ ይሃብኩም ፈጣሪ አቦና

  • @gualtigray7667
    @gualtigray7667 5 ปีที่แล้ว +6

    ባባ ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንፈትወኩም ኢና😍😘😘

  • @ዜድየራያዋ-በ3ጰ
    @ዜድየራያዋ-በ3ጰ 5 ปีที่แล้ว +6

    ዋውውውዋውው እድሜን ጥዕናን ናይካ ኣቦኡን ድፎቱዉን ላየክ ይግበር እስት

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 5 ปีที่แล้ว +1

    ቀዛሕታ በረከት የቀኒየልና ስለቲ ኣፈሳሂ መደባትካ

  • @ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
    @ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ 5 ปีที่แล้ว +7

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ😍

  • @ዓጋመይጻዕዳ
    @ዓጋመይጻዕዳ 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣብየት ዶምጺ ምስ ግርማ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣለኩም ጅግና ስነ ጥበባዊ ኣያና ሓጎስ ገብረሂወት

  • @ጓልሓውዜንገረዓልታ
    @ጓልሓውዜንገረዓልታ 5 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ክቡር ኣያና

  • @ጋልካሕሳይ
    @ጋልካሕሳይ 5 ปีที่แล้ว +21

    ክቡር ኣቦና ሓጎስ ገብሪሂወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንቦርልና ክቦርሉና።

  • @ttyegaltigraymareywellagri20
    @ttyegaltigraymareywellagri20 5 ปีที่แล้ว +2

    Edman tienan yhabka fitari

  • @genirnyeneymaradnaki6588
    @genirnyeneymaradnaki6588 5 ปีที่แล้ว +1

    ይበል ድምፂ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @delinayemariyamlij2791
    @delinayemariyamlij2791 4 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍ ዓለም ከዳዕ

  • @tg-yh7mp
    @tg-yh7mp 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉ ❤❤❤❤💛💛💛💛

  • @حقصحقص-و4ص
    @حقصحقص-و4ص 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰያ ሓላለያ ዕደመ ጥዕና ያሃብካ ።ኣማራኛ ኣናሐወሳካ ምቅራብ ያገደፈ።

  • @BhHb32
    @BhHb32 5 ปีที่แล้ว +1

    ከምዚ ዝበለ ህርመት ሙዚቃ ኣብሂወትይ ርእየ ወይ ሰሚዐ ኣይፈልጥንየ ዋውውው
    ናይብሓቂ ናይብሓቂ ንፉዓት ሙዚቀኛታት

  • @demsieakele6699
    @demsieakele6699 5 ปีที่แล้ว +2

    አቦና ሓጎስ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
    @ኣደይማዓረይብርሃንገዛና 5 ปีที่แล้ว +15

    ባባ ሓጎስ ክፈትዎም ብፍላይ ኣብዛ "ኣይትርሓቅኒ" ትብል ሰሚዐ ኣይመንዋን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
    @ትግራይዓደይቅድስቲመሬት 5 ปีที่แล้ว +1

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ክቡር ኣቦና

  • @tedroshagos6297
    @tedroshagos6297 5 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @ሓበነይሓቡ
    @ሓበነይሓቡ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣቤት ድምጺ ኣኮኒ ዕድመ ይሀብካ

  • @እግዚኦተሰሃላለፅዮን
    @እግዚኦተሰሃላለፅዮን 5 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክብም ባባይ

  • @medigalltigray9742
    @medigalltigray9742 5 ปีที่แล้ว +2

    Edmen tenan yhabka jgna wedi tgray

  • @tigraweyti8564
    @tigraweyti8564 5 ปีที่แล้ว +3

    💕💕💕

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc5418 5 ปีที่แล้ว +1

    ባባ ሓጎስ አቦ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @biniamandegiorgis4065
    @biniamandegiorgis4065 5 ปีที่แล้ว +2

    ትኽክለኛ ብናይ ተፈጥሮ ድምጺ ኣታ ናይ ሎሚ ደረፍቲ ኣብ መድረኽ ክደርፉ ኣይኽእሉን ብኮፕተር እዮም ዝሕገዙ ብፍላይ ኣብ ኤሪትራ ፌቨን ጸጋይ ሰምዕዋ አቡነ አብ መድረኽን ስድዮን ፍልይ

  • @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ
    @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ 4 ปีที่แล้ว

    ጅግና ኣቦና መንግስተ ሰማያት ይዋረስካ ብቻ።

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም

  • @rozaroz6871
    @rozaroz6871 5 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyy desss ktblu enkan tigraweyti konku

  • @NeguGalTgray
    @NeguGalTgray 4 ปีที่แล้ว

    Bselam. Eref. Baba. Hagos. Abo. Tbeb

  • @welenguskahsu6101
    @welenguskahsu6101 4 ปีที่แล้ว +2

    😓😢😢😢😢😢😢😢rip

  • @frehiwotwoldemariam2242
    @frehiwotwoldemariam2242 5 ปีที่แล้ว +2

    My favorite song hagusha

  • @ናዝራዊብስራት
    @ናዝራዊብስራት 5 ปีที่แล้ว +11

    ዋውውውውውውው ጽቡቕ ድምጺ ይበል ferom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ዕባይመይዳሽምጣ
    @ዕባይመይዳሽምጣ 4 ปีที่แล้ว

    ነብስኻ ኣብ ገነት የንብርኻ😥😥😥😥💔💔💔

  • @hdbvzcyjnvxbn6544
    @hdbvzcyjnvxbn6544 4 ปีที่แล้ว

    አሕ ዓለም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💪

  • @tekleabzeray136
    @tekleabzeray136 5 ปีที่แล้ว +1

    Mara kif zelewom musikenatat

  • @alemtsegai1363
    @alemtsegai1363 4 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ኣቦና ሓጎስ ገ/ሂወት

  • @fmhabeshawit5079
    @fmhabeshawit5079 5 ปีที่แล้ว +2

    ኩቡር ኣያና ስነጥበባዊ ደስ ዝብል ድምፂ ብሬ ሓውና በርትዓልና

  • @fishayezeruteklenkiel5779
    @fishayezeruteklenkiel5779 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣየ ወኒ ወ √√√

  • @freweynikahsay2678
    @freweynikahsay2678 4 ปีที่แล้ว +1

    Rip betaemi yehizen betaemi yeak

  • @russomgebretsadik8637
    @russomgebretsadik8637 5 ปีที่แล้ว +9

    ዝበዝሕ ግዝየ ብኩነታት ዓለም ሕጉስ ኣይኮንኩን::ጥዑይ ሰብን ጥዑይ ደርፍን ስለ ዝርኣኹን ዝሰማዕኹን ግን ኣብ ሂወተይ ንመጀመርታ ግዝየ ተስፋ ኣሕዲረ:: ትፈልጡ ዶ? እቶም ዝረብሑ ኣግራብ ይተኽሉሞ ካብቲ ዝተኸልዎ ኣግራብ ይርበሑ::እቶም ዘይረብሑ ዘዝተተኽለ ገረብ የጥፍኡሞ መወዳእታኡ ይጠፍኡ::እንታይአ ክብል ደልየ እቲ ናይዚ ሕጂ ወለዶ ኣብ ምድረባዳ ምስ ዝበቖለ ቆጥቃጥዩ ዝመሳሰል::ኣብ ቆጥቃጥ ዶ ከተጽልል ይክኣለካዩ? ብቆጥቃጥ ዶ ገዛ ክትሰርሕ ይክኣለካዩ? ዓበይቲ ሰባት ምስ ዓበይቲ ኣግራብ ይመሳሰሉ::ዓበይቲ ኣግራብ ድማ ፍረ ይህቡ ;መስረሒ ገዛ ይኾኑ:: ብቀሊሉ ኣይስረቑን ኣይቑረጹን::ሰራው ;ኣውሊዕ;ጽሕዲ!እዚኣቶም ዝብሓትዎ ምድሪ እውን ብንፋስን ማይን ኣይሽርሸርን::ተሓዚኡ ይነብር:: ኣብ ትግራይ ዝጠፍኡ ዓበይቲ ሰባት ውሑዳት ኣይኮኑን::ንሳቶም ክጠፍኡ ከለዉ ምስኦም ሒዘሙዎ ዝጠፍኡ ፍልጠት ቀሊል ኣይኮነን::ንዓበይቲ ሰባት ክብሪን ሓለዋን ንሃብ ንሳቶምዮም መምህራንና ንሳቶምዮም ግርማና ንሳቶምዮም ገዛና ንሳቶምዮም ዓድና ንሳቶምዮም ሃፍትና ንሳቶምዮም ኣጽዋርና:: ክቡር ስነ ጥበባዊ ሓጎስ! ደቅኻ ተጋሩ ሙኻኖም ኣጸቢቖም ክፈልጡ ኣለዎም ::ኣይፈለጡን ማለተይ ግን ኣይኮንኩን::ሰበይትኻውን ትግራወይቲ ሙኻና ክትፈልጥ ኣለዋ::ኣይፈለጠትን ማለት ግን ኣይኮነን::ህዝቢ ትግራይ ሰቡን ዘይሰቡን ኣጸቢቑ ዝፈልጥ ህዝቢዩ::ትግራይ ጸዊዕኻ ትግራይ ክትውድእ ንህዝቢ ትግራይ ጠጠው ክትብል መንእሰይ ትግራይ ክትምህር ይምነየልካ::እንተቲ ካልእ ግን ናይ ነዊሕ ግዝየ ታሪኽ ትምህርቲ ስለ ዝኾነ ብደቂቕ ምስትውዓል የድሊ::ወያነ ግን ንዓኻ ጥራሕ ኣይበደሉን:: ማስቃ እቲ ዝበደሉዎ ህዝቢ ይስሕኑዋለዉ ሕጂ::

  • @Gualraya2112
    @Gualraya2112 5 ปีที่แล้ว +1

    አቤት ድምፂ ❤❤ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ💟💟

  • @genetberhe4341
    @genetberhe4341 5 ปีที่แล้ว +2

    ሓጎስ ኣቦ ትግርኛ ድምፀ መረዋ ፈጣሪ ይጠብቅህ ኣቦና

  • @ሽኹሽኹታሽኩ
    @ሽኹሽኹታሽኩ 5 ปีที่แล้ว +1

    ወኒ እኮ ችላወድያ ጅግና ኢኻ

  • @tirhasagw5728
    @tirhasagw5728 4 ปีที่แล้ว

    I😥😥😥😥😥🙏🙏🙏 love his music. May god bless you. 😥😥😥😥😥😥

  • @endahafene3354
    @endahafene3354 5 ปีที่แล้ว +1

    Anbesa zkone sebay music bflay jeganu

  • @fyoriselma6502
    @fyoriselma6502 5 ปีที่แล้ว +1

    Wowwwwww konjooooo

  • @asyaaumor5124
    @asyaaumor5124 5 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ዋውዋውዋው.........::

  • @ዜድጋልትግራይወለላዜድጋል
    @ዜድጋልትግራይወለላዜድጋል 5 ปีที่แล้ว +2

    ባባ ሓጎስ ወናም ተጨዋታይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ

  • @ትግራይዓደይ-ሠ3ፈ
    @ትግራይዓደይ-ሠ3ፈ 5 ปีที่แล้ว +4

    Wwawww ❤❤❤💋💋💋

  • @ttyegaltigraymareywellagri20
    @ttyegaltigraymareywellagri20 5 ปีที่แล้ว +2

    Wow wow wow Hagos welcome 😍😍😍😍

  • @temsegeamlekiy1161
    @temsegeamlekiy1161 5 ปีที่แล้ว +2

    ዕድሙ ጥዕና ይሃብኹም ኣቦና🇪🇹❤

  • @abagulgrmay1531
    @abagulgrmay1531 5 ปีที่แล้ว

    abeway mareyy admen tiena ywesekelkum

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይይይ 💖💖💖💖💖💔💔💔💔ጥዑም ድምፅ ጅጋኑ ትግራዋይ

  • @asekalugebru969
    @asekalugebru969 5 ปีที่แล้ว +1

    Hagos shikor tefetawi tieum derfi

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 5 ปีที่แล้ว +3

    ካብቶም ኣለውና እንብሎም ምሩጻት ስነጥባብያውን ሓደ ኢካ ኣቦና ሓጎስ ገበረሂወት

  • @nevergiveup3251
    @nevergiveup3251 5 ปีที่แล้ว +8

    ቀዛሕታዋኒ ሎምስ ምክረይ ሰሚዕካኒ መሰለኒ ከምዚኦም ዝበሉ በሳላት ከየንቲ እንዳሃለውስ እኒ ቤቲ ሃይላይ ናይ ክልተ ስሙን ሰባት ክተቅርበልና መዋእሎም ግብ ኪነት ዘለው ኣያታትና ኣቅርበልና ደድሕሪኦም እትም ንኡሳት ወለዶ እውን ተምፃእካልና ፀገም የለን ይቅሬታ ግን ኣብዚሐልካ መሰለኒ

    • @wendmachukassi8436
      @wendmachukassi8436 5 ปีที่แล้ว

      ሃለውለው

    • @tenafakit9136
      @tenafakit9136 5 ปีที่แล้ว +1

      Be tkkkl☝️

    • @ሄሪፍቅር
      @ሄሪፍቅር 5 ปีที่แล้ว

      እረ ኣብዘይምልከተኩም ኣይትእተዉ ቤቲየ ዘይ ቀረበት ዳኣ መን ክቀርብ ሶ ንጀመርቲ እንድዩ ሞራል ዝግቦኦም ቤኪየ ቀፅል ዳኣ ንዝዮም ከይትሰምዕዋ ኩሉ ተሳተፊ ብቃንቃ ትግርኛ ብሞያኡ ክክበር ኣለዎ ኩሉ ካብ ንእሽተን ጀሚሩ እዩ ዝዓቢ

    • @gualaragure8784
      @gualaragure8784 5 ปีที่แล้ว

      ትክክል

    • @ghgggnbjj5755
      @ghgggnbjj5755 5 ปีที่แล้ว

      ትክክል እዩ እቶም ንእሳት ወለዶ ኣይትምፅኡ ዘይኮነስ ቅድምያ ንኣያታትና

  • @samsonalem1263
    @samsonalem1263 5 ปีที่แล้ว +2

    Wwwww ney hummy

  • @selemongebru7079
    @selemongebru7079 5 ปีที่แล้ว +1

    ይበል ውህደት ሓቃዊ ስራሕቲ ትግርኛ ቤኪ ፅቡቕ መደብ እዩ ኣያና ኣርቲስት ክቡር ሓጎስ ገብረሂወት ንጉስ መድረኽ

  • @zufanneguse6828
    @zufanneguse6828 4 ปีที่แล้ว

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @zionzion8815
    @zionzion8815 5 ปีที่แล้ว +38

    እቲ ምልላይስ እንታይ ኮይኖም እዮም የ ዘይትና ጋዝ መከፋፈያ ዝብል ዘለዉ? ብ ትግርኛ ናይ ዘይትን ጋዝን መከፋፈል ዘይብሉ ። እዋይ ተጋሩ ቃንቃኩም ከም ኣገው ኣብ ሙዚቃ ኮይኑ ጥራሕ ከይተርፍ ይፈርሕ ኣለኩ እኮ ሕጂስ።

    • @wendmachukassi8436
      @wendmachukassi8436 5 ปีที่แล้ว

      ናይቲ ታፔላ ፅሑፍ መሰለኒ

    • @lemlemkahsay8956
      @lemlemkahsay8956 5 ปีที่แล้ว +1

      Edmen teina yehabka keyani hagos gebrehiwet

    • @rakitube21
      @rakitube21 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ

  • @salilove6510
    @salilove6510 5 ปีที่แล้ว

    ewyyy ne hagos gebrhiwet
    fatherey mara u zeftwo 👈🙆💋

  • @fthcthcfcyhcyvc2386
    @fthcthcfcyhcyvc2386 4 ปีที่แล้ว +1

    ታማ ክብሃል መንግስተ ሰማያት የዋርስካ እፍፍፍፍፍፍፍፍ ዓለም ጎደሎ

  • @ወይኒሓጎስ
    @ወይኒሓጎስ 5 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣቦና ብሬ ሰለማዊት ዬሃንስ ኣቅርበልና