DW TV ታሪኽ ገዳም ቤተ- ጴራቅሊጦስ ፃድቃን ወ ሰማዕት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024
  • Subscribe ይግበሩ!
    ©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    -----------------------------
    Website www.dmtsiweyane...
    Facebook / dimtsiweyane
    Twitter / dimtsiweyane
    Telegram t.me/DimtsiWey...
    Instagram / dimtsiweyane

ความคิดเห็น • 70

  • @medhin8187
    @medhin8187 11 หลายเดือนก่อน +5

    በረከተ ቅዱሳን ሰማእታት ይብፅሐና

    • @medid.454
      @medid.454 11 หลายเดือนก่อน

      Amen

  • @easyandtastyrecipes4512
    @easyandtastyrecipes4512 11 หลายเดือนก่อน +10

    ሃገረ ጽዮን ትግራይ ትንሣኤኺ ቀሪቡ እዮ አጆኺ❤

  • @etenshegezahegn2326
    @etenshegezahegn2326 11 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቅ ፅቡቅ ታሪኽና ክንፈልጥ አለና ልህቃን ፋኖታት ታሪኻ ክውኑኑ ድቃስ ዘብሎም የሃድርለው 🙏🤗💕✝️

  • @avielavi990
    @avielavi990 11 หลายเดือนก่อน +3

    Rich culture of Tegaru 💪💯God bless the people of Tigray 🙏 💯

  • @ggt620
    @ggt620 11 หลายเดือนก่อน +6

    ሐፍተይ እዝ ገዳም ክቡር ገዳም እዩ ስለምንታይ ነጸላ ጉልብብ ዘይትብሊ ሕጊ ገዳማትናን ቤተክርስትያንን ንሐሉ በጃኽን አሕዋተይ 🙏

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 11 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ናይ ቅዱሳን አቦታትና ፀሎት በረከት አይፈለየና🙏💗

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 11 หลายเดือนก่อน +1

    Wow Tigray Adey❤️‍🔥🙏✝️🌼🙏💖💐🌻🕊️🌾✝️🌼🙏💛❤️‍🔥💖💐🌻🕊️🌾✝️🌼🙏

  • @selam801
    @selam801 11 หลายเดือนก่อน

    በረከት ቅዱሳን አቦታትና ይደርብን

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 11 หลายเดือนก่อน +2

    ድምፅ ወያነ ተግባር የብልኩምን ኩሉ ግዜ ጥራይ ዘራቦ ኣይትግበርዎ እስኽ ሓደ ገዳም ኣቅንዕኩም ልቀቅና🖐

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 11 หลายเดือนก่อน

    Egziabher. yemasgen. behake. 🙏🙏🙏🌿❤️🌿🕊️🙍‍♀️

  • @user-ym8wo5iu2h
    @user-ym8wo5iu2h 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-wc3xm5us2x
    @user-wc3xm5us2x 9 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ምድረ ፅዮን

  • @hggu4567
    @hggu4567 11 หลายเดือนก่อน

    Bereketom ayfeleyena amen amen

  • @user-yn6lp2wv4j
    @user-yn6lp2wv4j 11 หลายเดือนก่อน

    በጄኻቱኩም ተጋርዋይ ናይ ኢትዮጵያ ዝባሃል ኩሉ ደብሪና ፅሪቲ ሃገረትግራይ ንግበራ ፈጣሪ ያሓግዘና ኣሜን

  • @JawrahRiyadh-qs7eo
    @JawrahRiyadh-qs7eo 11 หลายเดือนก่อน +2

  • @berhebestphotokidu5219
    @berhebestphotokidu5219 11 หลายเดือนก่อน +3

    DW እዚይ ቪይዶዯ መዓዝ ዕዩ ተቀሪፁ ለበዘበን ተኮይኑ ንመታ ትልምፅ ባንዴራ ንምታይ ዘይተጥዕፍወ መሕመሚ ዕዩ

  • @user-yx5tm1tt9i
    @user-yx5tm1tt9i 11 หลายเดือนก่อน +4

    በሉ በል አቦታትና በይዛኹም አይቱህምሙና እዛ ናይ ቀታሊት ጨፍጫፊት እዲ ባንዲራማ ካብድህር ህዚአብትግራይ ክረእይ ይብሉይ ቀለም እኳ እንድህ ሲኢንኩም እታ ቆፃላይ ምጥፋእ ዪ በይዛኩም አቦታትና ❤️❤️🙏🙏

  • @maergmlessis1299
    @maergmlessis1299 11 หลายเดือนก่อน +2

    ጉሎምካዳ ዓደይ ዓዲ ፃድቃናት ❤

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id 11 หลายเดือนก่อน +1

    የቅኒየልና

  • @rtgh9245
    @rtgh9245 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay6273 11 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh2452 11 หลายเดือนก่อน

    በረከት ቅዱሳን ይሕደረና 🙏ደቂ ኣንስትዮ ግን ንበላሾዶ ኣለና ናብ በተ ክርስትያንስ ከም ናብ ምሪኢት እዋይ ይቅረ ግበረልና ኣምላከይ መዓርግ ኬ ዘይብሉ 😣

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos7981 11 หลายเดือนก่อน

    Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher yhagzkum amyen

  • @user-yn6lp2wv4j
    @user-yn6lp2wv4j 11 หลายเดือนก่อน +2

    እወ እወ እወ ቀሪባ ላ ትንሳኤ ትግራይ ክትከውን

  • @elsatesfay9974
    @elsatesfay9974 11 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ ዓደይ ዓዲ ታርክ መበቆል ስልጣነ🎉❤🎉

  • @eyasukflemariam8184
    @eyasukflemariam8184 11 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢❤🙏💕🙏💕🙏

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይተረደአክን ሓፍተይ ጭው ዝበልኩ ትግረዋይ ፀረ ፅንተትብዓቕመይ ዝተቃለስኩ ዝቃለስ ዘሎኹ እየ ግን ኣነ ዘጉሃየኒ ሕብረተሰብና ክንደይናይ ብጭፍን ዝኣምን ምኳኑ ይጉሂ
    ንስኺ ውን ሕሰብዮ እቲ ቤተ እምነት ናይ ምንሊክ ባንዴራ ደሚቁ ክርኢ ጉህይ እየ ዝብል
    መቸም ምንሊክ ንትግራይ ታይ ገይሩ ሕዝ ውን ኣምሓራ ታይ ገይረሙና ኣይጠፍአክን ናይ ማሕበረ ቁድሳን እንተዘይኮይንኺ
    ቁሩብ ክስመዐና ይግባእ ኣብሪሰሙና እዮም
    ስለ ዝሓረቕኩ እየ ክፈርስ ኢለዮ
    ኣሕዋትና ውን ተምሃሩ ተቋወምዎ ንቲ ዘይጉቡእ ኣሰራራሓ እምበር ኣነ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ዝኸዶ ቤተክርስትያን ብናይ ትግራይ ባንዴራ ዝማዕረገ እዩ

  • @binyam1578
    @binyam1578 11 หลายเดือนก่อน +6

    በጃክን አብ ገዳማት ክትመጻ ከለክ ጉልባብ ተሸፈና (ነጸላ) ንክብሪ ቤተክርስትያን😮ንክብሪ አቦታት ምእመናን። እቲ ኩሉ ጸጋ አምላክ 🕊👏✝️💒☔️👑⛱🔔🕊🕊⛪️🥰(❌🇪🇹❌😭🌗)።

  • @diyanaeyob8051
    @diyanaeyob8051 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂🙏🙏🙏

  • @romadiabrha253
    @romadiabrha253 11 หลายเดือนก่อน +3

    ብዛዕባ ባንዴራ ትዛረቡ ገንዘብ ሰዲድኩም እቲ ትደልይዎ ቀይርዎ በልዎም.
    ክጅመር ግን 🇪🇹 ፈላሚ ናይዚ ሕብሪ ሃፀይ ዬውሃንስ እዬም ኣምሓሩ ዘረፍቲ ስለ ዝኮኑ ኢና ናታቶም ዝመስለና...ብቲ በለ በቲ ግን ንምቅያር ገንዘብ ስለ ዘድሊ ሓግዙ ከምዚ ዳርጋ ኣብ መላእ ትግራይ እዩ ዘሎ .

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 11 หลายเดือนก่อน

      Yes you are right this flag for haqa Yohannes belong to as

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 11 หลายเดือนก่อน +1

    THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos5931 5 หลายเดือนก่อน

    Tegaru neza bandera hardtina bandera Ethiopia nay dergi wegid beliwa tebraberu Tegaru ina bahalti eway mergem ❌🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺❌🇲🇱❌🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱👺🇲🇱🇲🇱👺❌

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 11 หลายเดือนก่อน +2

    በይዛኹም እዛ ኣምሓረይቲ ባንዲራ ካብ ቤት ኣምላኽ ኣልግሱልና ባንዲራ ቀተልትና እናርኤኹም ከይነምልኽ ኣይትግበሩና ሕሰቡሉ ሓንቲ ብኣምሓራይ ዝተዓመጸት ኣንስተይቲ ኣብዚይ መጺኣ ጸሎት ትገብር ዶ ይመስለኩም?

    • @aberashreda2072
      @aberashreda2072 11 หลายเดือนก่อน +1

      Well you have to send money for painting

    • @NcKx-bv5fe
      @NcKx-bv5fe 11 หลายเดือนก่อน

      ባንዲራ ቀለም ካብ ቤት አምላኽ ኣልግሱልና ባንዲራ ቀተልትና❌🇪🇹🇪🇹👎👹👹🇨🇬🇨🇬👹👹👎❌

  • @zengisbagds4223
    @zengisbagds4223 11 หลายเดือนก่อน

    እዙኩሉ ገዳም ንህዝብና ታይ ኣድሒንዎ?

  • @user-yn6lp2wv4j
    @user-yn6lp2wv4j 11 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ እዛ ባንዴራ ናይ ኣረሜኔታት ክሬኣተለኹ ናቀብ ከብለኒ እዩ ዝብል ተጓሒፋ ናብ ሽቃቅ ነእትዋ

  • @ZenebechHadera-wv5xd
    @ZenebechHadera-wv5xd 11 หลายเดือนก่อน

    Please take care.The eritrian Troup are still around tgigray.

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 11 หลายเดือนก่อน

    ድምፅ ወያነ ብእንደረታ ዘለው ገዳማት ዘይታፎልጥና ስለምታይ እኩም🤔❗

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el 11 หลายเดือนก่อน

    Why are you showing this ? Didn't you learn from what our enemies did ? Tegaru please lebe gebaru

  • @NcKx-bv5fe
    @NcKx-bv5fe 11 หลายเดือนก่อน +3

    በይዛኹም እዛ ኣምሓረይቲ ባንዲራ ቀለም ቀተልትና ካብ ቤት ኣምላኽ ኣልግሱና❌🇪🇹🇪🇹❌🇨🇬👹👎🇪🇹🇪🇹👎👎❌

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 11 หลายเดือนก่อน +1

    7:20 እቲ ኣሕባር ናይቶም ቀተልቲ በጃኹም እለዩዎ

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 11 หลายเดือนก่อน

      Ezh bandera nay abona hqea yuhnise eyu natina eyu

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 11 หลายเดือนก่อน

    atum sebat hdegu ando mstir nay hzbi nayadi aytewtwo zraay siankum dikum ntelaati thburu alekum mehbiai nay hzbi

  • @kahsaytsadik1094
    @kahsaytsadik1094 11 หลายเดือนก่อน

    ቀስ ብቀስ እዩ ዝከውን እንበር ክጅመር ዘሪፎሙና እዮም እንበር ናቶም የብሎምን ስለ ዘይብሎም እዮም እንዛሩ ናይና ዝብሉ ዘለው ።

  • @didodido4814
    @didodido4814 11 หลายเดือนก่อน

    Nai fanno bandera?????

  • @lemlema2976
    @lemlema2976 11 หลายเดือนก่อน

    አታ በጃኹም እንዶ ካብ ህሉፍ ተማሀሩ.ጋዜጠኛታት ትግራይ ሀደ ለባም ዘይብሎም .

  • @etenshegezahegn2326
    @etenshegezahegn2326 11 หลายเดือนก่อน

    ሃደ ዝተአዘብኩዎ ነገር አሎ መአዝ ከምዝተቀረፀ አፈለጥክን ግና እታ ናይ ፋኖ ጨርቅ ቀለም እቱ በተ ክርስትያን አሸብርቁ ይረእ አሎ አነ ንዝአ ቀለም መጥፍዕ ወጫ ክኽዕል ቃል የአቱ ፃሃፉለይ

    • @mamayalemey9861
      @mamayalemey9861 11 หลายเดือนก่อน

      Less than 20 years ygeber kab zhdes eti kelem ka shue eu tegyrulu nay hji aykonn hawey or haftey

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 11 หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስን ኸበርቴ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ 4 ።TIGRAYAN WATCH OUT YOUR DEEPLY ENEMY IS TIGRAYAN WHO SPEAKING HELL LANGUAGE AMHARIC ! STOP SPEAKING EVIL HELL LANGUAGE AMHARIC IOR GO HELL ኣረጊት ተንኮለኛ ኢሳያስ ንምንታይ ድዩ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክትርእዩ ፈቂድልኩም ! ርኹስ ኣምሓርኛ ምስክኣልኩም መንፈስኩም ሼጥኩም ኩሉ ኽፋእ ከምትገብሩ ጌርኩም ቒቒቒትግራይ ክሳብ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ዘቋርጽዎ ኩልና ክንሳቀ ኢና ። ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ሳዕቤኑን ኣሸንዳ ኣብ ሚለንዮም ነውራማት ። ማዕቢልና ማለት ኸዳዕ ጀነራል ዮውሃንስ እሂ ብናይ ሳጥናኤል ጳጳስ ማትያስ ካብ ኣማሪካ መምለሲኡ ስሱዕ ማትያስ እሂሂሂ ርኹስ ኣምሓርኛ ተደጊፊም ጌና ከሳቅዩና ኢዮም ።እቱይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ህዝብታት ንዘመናት ዘሳቀኹሞ ኸ ! ደጊምኩም ርኹስ ኣምሓርኛ እህ ክትዛረቡ ነዉራማትመንነቶም ኽሒዶም ዝተኣኻኸቡ ጌና ሰብ ክቀትሉን ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን ግድንዩ ! ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ከቋርጽዎ ኣለዎም ! ኣምሓራይ ዝብሃል መንነት የሎን ትግርኛ ንህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ..... ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ብኣምሓራይ ስነልቦና ክሳቀዩ ጌርኩሞም ኢኹም ይኣኽልኣየ ትግርኛ ፍርቅኹም ኣምሓራይ ተቀይርኩም ፍርቕኹም መንነትኩም ኽሒድኩም መርገምኩም ተቀበሉ ! ዝቀለለ መገዲ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ ። ጆሲ ኣይትፍራሕ ተጋሩ ኤርትራ ተጋሩ ትግራይ በል ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ንዘመናት ህዝቢታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ..... ዘሳቀኹም ርጉማት ጠላማት ኢኹም እቲ ጽዋእ ይመጻኩም ኣሎ ።ጆን ትፈልጥዶ ኣገው ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ተዋህዶን ንዘመናት ዝተሳቀና ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትኖ ?ህዝብታት ኢስጦጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹሞም ንምንታይ ዘይትናስሑ ሕዚውን ኣሸንዳ ኣመኽኒኹም ንህዝብታት ክተሳቅዩ ሄል ።ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ዘምሓርሓሩን ርኹስ ጳጳስ ማትያስን ምጻሕጽሑ 4 ።ኣባ ገሪማ ኣብ ሆቴል ኣኣበባ ሰባት ዝሽርሙጡሉ ብኣቕሽሽቲ ተጋሩ ይረኽሱ 4።It is sad that priests pray in hotels where people are prostitutedህግደፍ ዕጥቆም ተጋሩ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡን ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ዝርእዩን ቒቒቒ ኣሸንዳ ኣብ ሚልንዪም ቒቒቒ ምስ ሓጢኣተኛታት ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ዓዲሞምኹም ጽገብዋ ከሙኡ ጌርኩም ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ህዝብታት ዘሳቀኹሞ ።PAIN OF EAST AFRICA IS HELL LANGUAGE AMHARIC SPEAKERS !! Why don't the liars, thieves and witches who invented the Amharic language that has made Tigrinya speakers suffer for centuries repentተጋሩኣገው ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀዩ ኸ ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትኖ ደንቆሮጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረብ ኢሎም ዝኸፍሉኻ ሓሳኽ ጨናዊ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ከ ?ኣምሓራይ ተደጊፎም ይዓፍሩ ኣየ ትግርኛ ጽገብዋ ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ እዪም ኢልኩም ተውርዩልና ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ህዝቢ ኣገው ቢለን ንስሕቀኩም ኣሎና ። ዕጫ ህዝቢ ኢትዮጵያ ከምታ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝና ምሂርና ዘሳቀነዮም ሕዚውን ናብ መንነቶም ክምለሱ ንናሳሕ በል ።ተጋሩ ትግርኛ ጽገብዋ ከሙኡ ኢኹም ንህዝብታት ኢትዮጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹሞም ።ጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረብ ኢሎም ብላዕ ጥረስጋ ዝኸፍሉኻ ዘምሓርሓሩን ሓሳኽ ጨናዊ ሬሳ ጳጳስ ማትያስን ቒቒቒትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ 4 ። ኣሸንዳ ኣብ ፊንፊነ ርኹስ ሓሳኽ ጠላም ጳጳስ ማትያስን ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ብታሕጓስ ዊስኪ ይችረሱ ! ትግራይ ንፊንፊነ ኣዲስ እንዳበሉ ይኸዱለው ኸሓድያን ድዮም ዝብሃሉ ወላስ ዝኸፍኤ ! ንህዝብታት ኢትዮጵያ ኣምሓራይ ተቀይሮም ዘሳቀይዎም ንሶምዮም ተዋህዶ ጥራይ ይመስለኒ ኔሩ !ምስ ኣምሓራይ ተዓሪቅኩም ንኦሮሞ ክተሳቅዩ ቂቂቂ ታሪኽ ስቃይ ተጋሩኣገው ክትሓቡኡ ደም ደም ደምብያ ደምበዛን እህህ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምንሰበይቲ ሎጥ ከም ጨው ደሪቃ !
    ሓሳኽ ጨናዊ ጠላም ጳጳስ ማትያስ ከ ንምንታይ ? ኣምላኽ ንዝኽሕድዎ ኡኡኡ ጨካንዩ ! እንድያው ማንኛው ተናጊርና ያው ያው ዉጪ ዓዲ ብጉብኝት ..በይዛኹም ኣቦታትና ርኹስ ኣምሓርኛ ከይሓወስኩም ተዛረቡ በጃኹም ጸጋኹም ክበዝሕ !ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ! ቋንቋ ኣዲኦም ጠሊሞም ብኣምሓራይ ስነልቦና ክሳቀዩ ጌርኩሞም ናብ መንነቶም ክምለሱ ንጸልን ንናሳሕን

  • @fisgeb5225
    @fisgeb5225 11 หลายเดือนก่อน

    እት ናይቶም ቀተልትና ቀይሕ:ብጫ:ቆፅለዋይ ባንዴራ ካብ ቤተክርስትያናት ትግራይ ክጠፍእ ይምነ

  • @yon7819
    @yon7819 11 หลายเดือนก่อน

    በቃ ታሪኽና ተበኪሉ። ሉሙጽ ባንደራ የሕዝን አዩ ብጣዕሚ። ከመይ ገይሩ እዩ እዚ ናይ ትግራይ ጥንታዊ ታሪኽ ክኸውን ዝክኽእል፦ ኣይኮነን ብፍጽም።

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 11 หลายเดือนก่อน

    Pls-remove the dirty flag from our churches.

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 11 หลายเดือนก่อน

    Uaye❌🇧🇴❌🤦‍♀️👎

  • @lemlema2976
    @lemlema2976 11 หลายเดือนก่อน

    አትን ሃፈትና ነፀላ ድርብ ዘይተብላ ናብ ቤተክርስቲያን እንዳኸድካድ ዶ ኸምዙይ ኢልካ ይኸየድ.

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 11 หลายเดือนก่อน

    ብፈንጂ ትድርምሶ

    • @salamb9556
      @salamb9556 11 หลายเดือนก่อน

      😈👿😈👿😈👿

    • @lemlema2976
      @lemlema2976 11 หลายเดือนก่อน +2

      እንታይ ''ሞ ሃይሊ ኣለኩም እምበር ጌርኩሞ እኮ ኢኹም.ምስ እግዝአብሄር ተባኢስኩም ቤተመቕደስ ብፈንጂ ደርሚስኩም ንግዚኡ ከህጉሰኩም ይኸእል ግን ግን ብዙህ ኣየኸይደኩምን.ፅቡቕ ምህሳብ ኣቢኩም ክተህዝኑ.

    • @medhin8187
      @medhin8187 11 หลายเดือนก่อน

      ምስ ፈጣሪ ዝተበኣስኩም ርጉማን

    • @bmtbmt9103
      @bmtbmt9103 11 หลายเดือนก่อน +1

      @@lemlema2976ኣነ ንቲ ናይ ምንሊክ ባንዴራ እየ
      የግዳስ ለምፅዎ በልዎም መለመፂ ዋላ ክንሕግዝ

    • @ggt620
      @ggt620 11 หลายเดือนก่อน +1

      አቤት ድፍረት አግዚኦ መኀረነ ክርስቶስ 🙏ንኸምዚኦም ዝበሉ ሰባት መልሲ አይትኀብዎም ንእግዚአብሔር ኀብዎ 🙏

  • @user-yt1vj3pr7r
    @user-yt1vj3pr7r 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @bcbc4594
    @bcbc4594 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤