ይትረፍ ንሰማዒኡ ንነጋሪኡ ዘስደምም ታሪኽ፡፡ እሞ ድማ ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
    • ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
    ይትረፍ ንሰማዒኡ ንነጋሪኡ ዘስደምም ታሪኽ፡፡
    እሞ ድማ ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ።
    zarafltet@gmail.com
    #ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
    Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

ความคิดเห็น • 31

  • @kasay67
    @kasay67 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ዘገርም።

  • @rahwagere4062
    @rahwagere4062 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ዝገርም 🤔

  • @sofanit5174
    @sofanit5174 2 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ተምስገን ኣምላኽ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
    እንቃዕ ኣቦ ደቁ ገብሩ ዝፈጣሪ ደስ ዝብል ዩ

  • @noah4567
    @noah4567 2 ปีที่แล้ว

    A fair trial.

  • @arsu4ever231
    @arsu4ever231 2 ปีที่แล้ว +14

    ንኽንፈልጦን ክንምሃረሉን ስለ ዝሰራሕክሞ የቀንየልና::ኣርእስቲ ግን እዋይ ምግናን!! ካብቲ ታሪኽ ንላዕሊ ናትኩም እዩ ኣስደሚምኒ ንዓይ::

    • @binibini7484
      @binibini7484 2 ปีที่แล้ว

      Ay germekan do emo kea Ab USA 😂 amlko eu ko ezi

  • @Tibletsmahari
    @Tibletsmahari 2 ปีที่แล้ว +5

    Natka zeygeberka si endamatka.Eti kegerm zgbio n 31 amet bzey fridi tiasirom zelewu eritreawyan eyom

  • @goitomtesheme9773
    @goitomtesheme9773 ปีที่แล้ว

    Ab hagerka zelo xegem zeytzarebkum nay America entay habeteka

  • @user-ps1lo3gp8u
    @user-ps1lo3gp8u 2 ปีที่แล้ว +2

    እሞ ድማ ኣብ ኣሜሪካ ኢልኩም ምቕራብኩም ናይትኩም ዩ ዝገርም
    ኣሜርካ እንታይ ድያ ቤተ ቁዱሳን ፧
    ኣብ ሃገርና ሕጊ ምጥሓስ ሰብ ምርሻብ ምዕፋን ጉቡእ ወሲድኩም ኑኡሽቶ ናይ ኣሜሪካ ጉዳይ ዘገርም ኢልኩም ምቕራብኩም ደረጃ ንቕሓትኩም ነጊርኩምና ኣለኹም

  • @sebfikir5140
    @sebfikir5140 2 ปีที่แล้ว +4

    Selma zara fltet kemey tkonu ab zelekumo Selma ksane ymneylkum. ሓንቲ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰት ዛንታ ናይ jeffery dhamer እባ ኣምጻኣልና በጃኻ ኣብዚ ቀረባ ማዓልታት ከተምጻኢልና ተስፋ ይግብር ❤

  • @semereyemane8285
    @semereyemane8285 4 หลายเดือนก่อน

    Aristi gematlkayo aleka

  • @ተስፋስንቁ
    @ተስፋስንቁ 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ ዓለም ዘገርም ናይ ኤርትራውያን ኢዩ ገዘኦም መንበሪኦም ክሳብ ዝዕሸግ ንመሰሎም ዘይወጹ ደቆም ኣብ ፎቆዶ ስደት ተጋሒፎም ንመሰልና ዘይንወጽአ ኣገረምቲ ሑሱራት ፍጥረት ከማና የለን በጃኻ ናትካ ህዝቢ ኢዩ ጾር ዓለም ኮይኑ ዘሎ ስለዝስ ሓቂ ካብ ነብስኻ ኢያ ትጅምር

    • @wesmatruk5369
      @wesmatruk5369 2 ปีที่แล้ว

      Suke bele anta junta kofekaf agame

    • @Merana10632
      @Merana10632 2 ปีที่แล้ว +2

      @@wesmatruk5369 ካብ ኩሉ ነጻ በራሕ ሓንጎሉ😅

    • @peacepilot2251
      @peacepilot2251 2 ปีที่แล้ว

      @@wesmatruk5369 ወደምሓራይ ዲኻ

  • @BMFT14
    @BMFT14 2 ปีที่แล้ว

    Please views nmrkab aytegannu rzn belu hukot

  • @anbestsegay1217
    @anbestsegay1217 2 ปีที่แล้ว +8

    ይትረፍ'ዶ ንሰማዒኡ ንነጋሪኡ ዘስደምም ታሪኽ ዶ በልካ!? ንሱ ዳኣ ኣብዓድና ዘሎ ሽግር እንድዩ ከምኡ ኮይኑና ዘሎ ብዛዕባ እዚ ግን ሓንቲ ምዓልቲ ብጩቕ ኢልካ ተዛሪብካ ኣይትፈልጥ። ንስኹም ዛራ ፍልጠት ዘይኮንኩም ዛራ ሸፈጥ ኢኹም። ብዛዕባ ህዝብኹምን ሃገርኩምን ተዛረቡ ንቕድም ክናምነኩም(ክንከታተለኩም)። ወድሓንንኩም ኣብልብኹም የሕድሮ !!

    • @eritreaadey4672
      @eritreaadey4672 2 ปีที่แล้ว

      Ab ethiopea eyu zelo keasrewo endeyom emo tetezrebu dea

    • @anbestsegay1217
      @anbestsegay1217 2 ปีที่แล้ว

      @@eritreaadey4672 kem reito xbuq eika eilka👍. Entekone kabeu melsi yxbe

    • @eritreaadey4672
      @eritreaadey4672 2 ปีที่แล้ว

      @@anbestsegay1217 ok 😆

  • @johnbaraki5399
    @johnbaraki5399 2 ปีที่แล้ว

    ሓሳዊ ኣስመሮም ጁኑታ

  • @ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ
    @ኤርትራድሕሪ2ዓመትክልልኢ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣታ ልሕቲት ሕጂ እዚኣስ ታሪኽ ኢልካ ዲካ ኣምጺኻያ ዘስደምም ዳኣ ምስ እንዳ ህግደፍ ኣለካ። በራሕ ርእሲ መልሓስ

  • @mercymercy8563
    @mercymercy8563 2 ปีที่แล้ว

    eway kteganenuuu! tay yu mo zi hji nay nay baal Jeff dahmer tarik keman tarik koynu terifulo.

  • @weldensetekle5700
    @weldensetekle5700 2 ปีที่แล้ว

    ትንተና ናይ ሩስያን ኣመርካን ገዲፍካዮ።

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 2 ปีที่แล้ว

    ኣንጻር ኣሜሪካ ጥራሕ ክትሰብኽ ለይትን መዓልትን፣ሱዑድያ ኸ እንታይ ገባሪት እያ፣ቀዳመይቲ መሰል ሰብ ትገፍፍ ግሃነም ናይ ምድሪ ዶ ኣይኮነትን? ኣነ ዝገርመኒ ናይቶም ዝሰምዑኻ እምበር ንስኻስ ዕላማኻ ኢኻ ትገብር ዘለኻ።

  • @Tomas.okbe3
    @Tomas.okbe3 2 ปีที่แล้ว +2

    SUBSCRIBE eba gberuley yehwat bejakum SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE SUBSCRIBE 😂🥰🤙🏽🤛🏼🧊🥰🥰🥰🥰🧊