I have big respect on you guys. You included tigrian actres. Universal job. It should be like this every time. Lets familiar to our tigrinya language together (eritrean and ethiopia tigrigna together) Well done guys
Wwwwww des tebil filmi deki erey mkrat Enki ka artisti trgru mskum koynom bhnsab ksrhu des zebl iyu NY bhki des ilni mkratey kemzi ilkum ktsrhu kexlwo❤❤❤❤❤❤❤❤
Biela movie story 100% camera 100% cast100% Kab tigray twasti mhwaskum azina nemesgn keep up the hard work guys
❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤❤
👍🏻👍🏻👍🏻
ክንደይ ትጽልአካ እዛ ዋና ገዛ ክነድዚ ኩሉ ግፍኢ ነዛ ሰረሐተኛ
ዋው ትርጉማ ፍልቲ ማሃሪት ብጣዕሚ ቀፅሉሉ ሰላም ንኩልና
ኣሰይይይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ 🙏❤️💛💊💊💙💙
ኣሜን 🙏🙏🙏
ደቂ ኤረይ ምስ ተጋሩ ምስራሕኩም ደስ ኢልኒ ምኽንያቱ ሂወት ፍቅሪ እዩ መኽሰባ ንፋቀር ምስ ዝኾነ ወድሰብ ኣምላኽ ክሕጎስ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@FtsumTeweldebrhan-un2kz ለባም ሰብ
ዓብይ ሰብ🙏🥰
ደቂ ኤረይ ምስ በልካ ክፃረፍ ድዩ ኢለይ ነይረይ ግን ለባም ሰብ ኢካ
ኤሬትራዉያን ተጋሩን ክትሰርሑ ከለኩም ደስ ክብል በቢ ሃገርና ሰላም 💜
❤❤❤❤
❤❤
ብሓቂ ለባመይ
❤❤❤❤❤
❤️❤️🥰
አሰይ ተሐጎሰይ መወዳእትኡ ጽቡቅ ስራሕ❤ 🇪🇷
Best movie thank you guys one love
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዘረባ ዓያሹ፡ስምዕኩም ርእስኩም ኣይካፋፈል ንሰላም ኣምርሑ ኩሉ፡ህዝቢ ኣብ ጎድንኩም ኣሎ ብጣዕሚ እና ነመስግን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰናይ ስራሕ ይምነየልኩም
ሓበነይ በጃኪ ኮሜንቲ ተንብቢ እንተኮይንኪ ስልኪ ኣቅምጥለይ በወይ ክረክበኪ ይክእል ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር ❤ሓበነይ ምስ ረአኩዋስ ናፍቅ ኣይካኣልኩን😢
ጅግና ኣደ ኤርትራዊት ሓቀና ባህሪ ❤❤❤❤❤🎉
ደስ ዝብል ስራሓ ደቂ ኢረይ እዛ ሓፍትና ኻኣ ምዳኹም ማራ ቅምቀት ኣለዋ ጋል ትግራይ እያ ትነስል ኣዛራርብኣ ቀጽሉዎ እሰከ ❤❤💙💙💙💙
እወ ጋል ዛላምበሳ እያ
❤💙
word by word perfect
ዋውውው ኬፍ ዘለዋ ፊልም🤙🤙 ሩቲ ሽኮር ከኣ ኬፍ ኣለኪ❤❤❤
ለለ ዝብል ቃል ምስ ሰማዕኩ ዝተሓጎስክዎ ታሑጎስ ሰላም ልኩለና🙏❤
እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ደቂ ትግርኛ ብሓባር ክትሰርሑ ከለኹም ማራ የ ዝሕጎስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
አንታይ አምጽኦ ደአ ምሰ ተጋሩ ክትሰርሁ ደሊኩም እዞም ጎረቤት ፈተውትና አይኮኑንን
ካብቲ ደስ❤ ዝበለኒ ምስ ተጋሩ ኣሕዋትና ምስራሕኩም እዩ ብደስታ ካኣ ሪኤያ ሳብስክራይብ ካኣ ጌረልኩም ኣለኹ ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ጥበብ ዶብ የብሉን መልእኽቱ ካኣ ፍቅርን ሰላምን እዩ ስለዚ ከምዚ ጌርኩም ዝያዳ ክትሰርሑ ምስ ጎሮቤትናን ኣሕዋትናን ተጋሩ ይላቦ ሰላም ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ ደቂ ሪመይ🇪🇷🇪🇷 ከምኡ ውን ተጋሩ ኣሕዋትና ፍቱው ኢና ነብለኩም🎉🎉
ብሓደ ክትሰርሑ ክንደይ ደስ ትብሉ ሰላምክም ይብዛሕ❤🎉🎉🎉
አቱም ሰባት አነ ፈቃረ ፁብቁ ስነምግባር ምሰ ዘለዎ እናነባዕኩ አብየ በቃ ፈልሚ ምረአይ ዶ ክገድፎ 😢 😢
"ሰላም " ናይዚ ክልተ ሃገር ሓደ ህዝቢ ❤
ፍቕሪ ፍቕሪ እዩ ዝወልድ ❤ ፍቕሪ እዚ ክልተ ህዝቢ ይሰስን::❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤
I have big respect on you guys. You included tigrian actres. Universal job. It should be like this every time. Lets familiar to our tigrinya language together (eritrean and ethiopia tigrigna together)
Well done guys
ለለ ላዛ ትግራይና ጓል ዓደይ ሽኮር❤️🔥
ብሓደ ክትሰርሑ ክንደይ ደሰ ይብለካ ሰላምክም ይብዚሕ❤❤❤❤
ጽቡቕ እዩ ከምዚ ምስራሕ ንካልእ ዕላማ ክትጥቀመሉ ከለካ እዩ ዘታዓዛዝብ። ፊልምታት ትግርኛ ኤርትራውያን ኢና ጽቡቕ ገይርና ንሰርሖን ንዕቅቦን ነይርናን ዘለናን። ሓደ ሓደ ተጋሩ ክዋራዘዩ ክጻረፉ ክትርኢ ከለካ ግን የተሓሳስበካ።
ኣነ ትግራዋይ እየ, ንክርደአኻ ከም ኤርትራዊ ዝዋራዘን ዝፃረፍን ዝምኻሕን የለን
ሓበነይ መቀረት ኣጆኺ ቀፅሉሉ ጓል ዛሊየ ዓደይ❤️🥰ዶሞ ኹሉኹም ጎቦዛት ኣጆኹም🙏🥰❤️💛💙
ሰላም ማዓረይ በጃክባ ናይ ሓበን ስልኪ ተሓባበርኒ ብምንታይ ክረክባ ይክእል ዝፈትዋ ማሓዛይ እያ ነይራ ኣብ መቀለ ኣነ ናብ ሰደት ወፂአ ብድሕሪኡ ስልኪ ጠፊኡኒ እና በጃኪ ስልኪ ተሓባበርኒ ጓል ዓድኪ እንተኮይና ብጣዕሚ እየ ናፊቀያ 😢
@qahv5965 ሓቀኛ እንተ ኮይንኺ ብዉሺጢ ርኽብኒ ብመሰንጀር🥰
መን ይብል መሰንጀርኪ ዝያዳይ ንገርኒ ብነኪ❤@@YordaGerye-mt2js
ይሩዱ ጓል ገሬ ዶ ይብል ይኮን መሰንጀርኪ ዝያዳይ መልስለይ ኢኪ ዛማዓረይ❤
@@qahv5965 እወ ናትኺ መን ዲዩ ዝብል ኽብረተይ💚
ፅቡቕ ስራሕ ከምዚ ተትቅፅልዎ ኩሉ ግዜ ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ ብፍላይ ከኣ ነዚ ክልቲኡ ህዝቢ🙏❤❤
Gele aynet movie keep it up guys
❤❤❤❤❤ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቀጽልዎ ጾፎፎቲ ፊልም
❤❤
@@YoditMulugeta-je9fc ጽፍፍቲ ስራሕ በሊ ሽኮሪና ሶሪ ግን
ኣላ በቲ ሸኮር ምዕሾ ያ ሸም ኣፍቃሪየይ ዩ❤
Hamar fetyeya xibuk srah deki Eri xeaeda Ruta shikorrr dima tinsi kexebkelki mkriti fitret 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Waawwwwww gele aynet finishing
ቀፅሉዋ ደቂ አረይ ❤❤❤
ደስ ትብል ፊልም
ሰላም ንክልቲኡ ህዝቢ ❤ ቀጽሉሉ
Btaemi xbuq srah deqi Erey..100% xbuq srah qexlwo deqi Erey..i appreciate from my entire heart
❤❤
ዋውውውው ቀፅልሉ❤❤❤ ከም ፍቅሪከ ደስ ዝብል ታይ ኣሎ ፍቅሪ ክልተ ህዝቢ ❤❤❤ ብሰም ትግርኛ ሰብሰክራይብ ግበሩለይ 🙏💚
@@MerkebTH-cam-ኣራንሺ ገይረልኪንስክውን ግበርለይ
ንስክውን ግበርለይ ወለላይ❤
Wooo Nic Movie 🎥 keep up the good work 👍❤️🇪🇷
❤❤❤
ጽቡቅ ስራሕ ❤️❤️❤️
ደስ ዝብል🎉❤
ብሓንሳብ ክትሰርህ ክንድይ ሰናይ ኢዩ ሞ ሰላምክም ይብዝህ ❤❤❤
ኡፍ ከም ሰላም ክኮን ተመንየ ህድእቲ ወሓለ
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
ኣሰይ ደስ ዝብል❤❤
Good job guys!! Keep working together 🥳🙏🏽
Bezi nayzi kelte hzbi feqri zty thagoso ❤❤Bfqadka thane beda
ችድ ሕማክ ኢድከ ፈንጂ ሂዝዋስ ሓንቲ ሓንቲ ጽፋዕ ይበቀላ ዳሩ ግን ንፉዕ ወላ ሓንጣጢ መሃሪ ዛንታ ካብ ኩሉ ትግራወይቲ ምእታውኩም ፈቱናዪ ንሰላም ድለይዋ ክትረኽቡያ ኢኹም ❤ 🇪🇷 ❤ 🇧🇴 I am from binyam grmay 🎉🎉🎉🎉🎉😂❤❤🎉🎉🎉
Wwwwww des tebil filmi deki erey mkrat Enki ka artisti trgru mskum koynom bhnsab ksrhu des zebl iyu NY bhki des ilni mkratey kemzi ilkum ktsrhu kexlwo❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
Ata tegeriwet das ketebeleka 🎉
Selam n kulu ❤❤❤
በጃኩም ኩሉ ግዜ ኤርትራ ትግራይ ፊልም ኬፍ ኣለው
please all time Eritrean Tigray together it work I hope peace both people❤❤❤
❤❤
Yea bro it always works
❤❤❤
Nice one
❤❤
ሰላም ፅቡቅ ስራሕ ❤🙌
Wow 👌 gel aynet Kab belbi zefqrkum
ጽቡቕቲ ፊልም ጋይስ ❤
ደቂ ኤሩ ጻዕዳ 🇪🇷❤🎉
The best 👌 of all the times. Thank you for add Gual tigray
ዛፊልሚ ኬፍ ኣለዋ ናይ ሞወዳእታ ሳሓቅ መይተ ስልፋና ወይተር😂😂😂
ጽቡቅ ስራሕ እዩ ቁሩብ ግን ሓጺራ 🎉🎉🎉🎉🎉
Nice work what a movie
gele aynet srah❤❤
Deqi eritrea 🇪🇷
❤❤❤
እዛ ትግራወይቲ አዘራርብአ ርግዓታ ብጣዕሚ ደስ በሀሊት
Selam selemawuyan selamkun ybzah kef alekum kexlulu❤❤❤
Deki Erirey bejakum Tgrinana aytbalashwwo nayta tgraweyti gna aytemtn ya bjakum zeyrdana tigrna aytwtwluna
ሸለላ ሽኮር ❤❤❤❤
ሓሪፍ ስራሕ እዩ እቶም ሓድሓደግን ትግራወይቲ ሰለዘላቶ ኝኝይብሉ ለዉሓቀይ
Ab mewediati shiqe kemay dikum bitami desi tibili filim ❤❤❤❤
Neza comment like tgebr millioner ygberka
ዝድነቕ ስራሕ እዩ። በርትዑ!
💊♥️ሰላም ንኩሉ
❤❤❤
ኣይጽላእን'ዩ. 2 ዝተፈላለና ኢና ሓደ ኣይኮናን ዶቦይ ዶብካ ዘለዋ ክኸውን ኣለዎ
❤❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eirtea
ፍውሪ
Ruth shkor entay dea tefiakna ,❤❤❤
Fantastiek tgrawit ❤❤❤
Welca deq erey ❤❤❤
wowww zehegus iyu
ሳቢሊ ዛሰራሓተና እንበር ጉድ ረክባ
ኬንግ ሰሎሙን ዳኣ ይርከብኪ😂😂
ቅተልኒ ለምስ ብሳሓቅ😂😂😂😂😂😂😂😂
ኣንታ ዞም ህዝቢ መኣስ ዮም ሰናይ ነገር ምስ ኣሕዋትካ ተሳኒካ ምካድ ከፍትዎም ዉጽዓት ኣምላክ ምሕረት፡የውርደልኩም እንተ ቶም ደረስቶ ቀጽልዎ ጽልኢ፡ኣወግዱ የቀንየልና
ደራሲ ካብ ሕጂ ሲ ክንገድፎ እቲ ምርኣይ ግን ናበይ ኢኩም ሎቅመጽመጽ ትብሉ ዘለኩም ኣዴኡ ገዲፉ ሓትንኡ ዝናፍቅ ኢዩ እዚ ናትካ ነገር 😢😢😢😢 ኤፐ ክብሪ ሞያ ዝብሃል የለን ገንዘብ ጥራይ ኢዩ ዓይንኩም ዝርኣየኩም 😢😢😢😢😢😢
Adis❤❤❤❤
Shekels arkey My favoritt
Mes tegaru habirkum mesrahkum tehagisna qexlwo nefuat 🙏
ብመጀመርታ ክራኣ ኣትየ ድሓር ግን ትግራወይቲ ረኺበ ምሳኹም ብጣዕሚ ትሓጊሰ ድልየተይ 2ቲኡ ህዝቢ ንኹሉ ግዜ ክፋቐር ሓቢርኩም ምስራሕ ክትቅፅልዎን ይምነ ሰላም ንኹሉ ወዲሰብ🎉🎉🎉🎉
ዋው ቆጆ ፍልሚ😂😂❤❤❤❤❤❤❤
እዘን ኣደ ኮይነን ዘለዋን እዛ ሰራሕተኛን ድኣ እዚ ፅፍሪ የዓበየይ😂
Haramu Adis-Abeba toqmaxat eyen nay behaki 👌
ወይለለለለ እዝነይ እኮ ሐሚመ ተምላስ መጺኡኒ። አብዛ ትቅጽል ፖርት ተዘይአውጺእክሞን ሲነማ ሰመረ ክሐካ እየ😊
ደነዝ
Nay tegaru tigrigna😢😢😢 zeytgedfuna gn
Nekulom fkrey fulut hazi❤❤❤❤❤kkkkkkk
Wawwwww❤❤❤❤❤❤
Great job
Good job brothers and sister s😢❤
Klawa wayna key tzerguluna bezom rukhusat malelit deki malelit❤
ታይ ትርባሕ ካብ ኩፉእ መልሓስካ
@@selej9581S ቃለቦም እዩ ሕማቅ ምፅሓፍ ሸለል በልዮም
ሩታ ና ሻላል ን ክፈትኩም ማዓት እየ
Good job❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
الدنيا كدا ❤❤❤❤❤❤❤
Eti nay dege dea srah yeblun du ab England 6 werhi ab Africa kof beqa 😂😂😂
Nway xbuq srah ❤
Nice
ሩታ ፍቅር ከም ገለ ዝፈትዋ ሄዋን ኢያ ኬፍ ዘለዋ ድራማማማ
Btami mehari zkonet filamy Qexlwo
🇪🇷♥️♥️❤️♥️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እእእ ወይ ጉድ ያ😂😂😂😂😂😂😂
ስሊቬና ኣብየት ውሕሊና 😅😅😅😅
ሩቲየይ❤❤❤
❤❤❤
Fantastisk