I’m very emotional watching this video I wish I can be there with you and with my little brother who are the member of EDF I’m so proud of each one of you. GOD be with you! Long live Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷9 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷
Thank you, Sawa Shikor ❤️🙏🏿 🇪🇷 I felt goosebumps all over my body….. very emotional 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I’m proud to be Eritrean ❤️ Eternal peace to our martyrs 🇪🇷❤️🙏🏿
አታ ዝጽበያ ዝነበርኩ ሰሚዒያ ብሐቂ ተሐቢነ ሳዋ ሽኮር ኤርትራዎያን ምኻና
አንታ ጅግና ዋርሳይ ነጉስ ሰነጥበብ ንበረልና ጅግና!
ኣየወ የአዛና ጸሚምና ብፈኸራ ተጋሩ ኣስመራ ተዘይ ኣትየ ኣይትግራዋይን ክብሉ ድቃስ ከሊኦምና ሕጂ ሳላ ጅግና ሰራአዊትና አዚ ኩሉ ፈኸራ ናብ ማይ ተቀይሩ ጸላአትና ሕፍረት ተጎልቢቦም🇪🇷🇪🇷💖💪👏👏👏👏
❤❤❤ ሳዋ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቅ ስራሕ ታሪክናስ ንንገር ዳኣ ብሰንኪ ታሪክና ዘይምንጋር ብዙሕ ታሪክ ናብ ዓዶም ወሲደሞ ኢዮም ኤርትራውነት ክቡር መንነት ❤❤❤
ተዓወቱ ደቂ ኤረይ 🇪🇷ሐላላት❤️ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንሰሚእታትና💚❤️💛❤️💙🌹🇪🇷🌹
ሳዋ ጅግና ክንዲ ሸሕ ኬንካ ልሳን ዋርሳይ መንደላይ ኬንካ ትገብሮ ዘለካ ሰራሕ ሐበን ኩርአት ይሰመአካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
##❤️🇪🇷🫡🇪🇷💪💪 ዋው ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ!!!! ኤርትራውነት ኩርዓት እዩ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና።
ንጉሰይ ሳዋ ሽኮር የቐኔልና ክብረት ይሃብካ። እወ ታሪኽና ይነገር ብዘይ ወዓል ሕደር !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
ዓወት ንሓፋሽ ንኤርትራውነት ክብረት✌🏻🇪🇷 👉ንዑሱባት ንኸድዓት ውድቀት 💊
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤪
👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መንደላይ ካብ ሑጻ ጣፍ ትፈሊ 💪🏾
የቐንየልና ሳዋ ሽኮር::
ኣየወ ጅግንነትን ትብዓትን ውርሻ ቀዳሞት ናይ ኣቦታቶም ደቂ ኤረይ ሑጹባት ማዓንጣ🇪🇷🇪🇷💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🇪🇷🇪🇷💪👈
ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ ዘልአለማዊ ዝክሪ ክብርን ንሰማእታት ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Proud to be Eritrean
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሳዋ ሳዋኻ ናይ ብሓቂ ሰብይሲ ይውሕደካ ናዓኻ
ጀጋኑና ዋሕስ ህዝቦምን ዋልታ ሃገሮምን ህዝቦምን ንበሩልና
I’m very emotional watching this video I wish I can be there with you and with my little brother who are the member of EDF I’m so proud of each one of you. GOD be with you! Long live Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷9 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷
ተዓወት! ተዓወት! ተዓወት!
ዋው ዋው ሳዋ ሽኮር መስተንክር ቕያካ ሓበን ሃገር ጻባ ኣስቲካና በቲ ጡዑም ጎሮሮ ልሳንካ
ኣጆካ ቀጽሎ።
ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ንዓካን ንመሳርሕትካን።
🇪🇷🌷🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌹🇪🇷💐🇪🇷
ኣደ ወሊዳ ትምከን ደቂ ዛሓላል ሜሬት 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ዓወት ንሓፋሽሽሽሽ💪
ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ንኡድን ብሉጽን ስራሕ ሳዋ ሽኮር ቀጽሎ በርትዕ ኣጆኻ
ንወያነ ዝገበርዋ ኮሪዐሎም። ኣናብስ ናይ ብሓቂ!
ሳኣን ምንጋር ታሪክና ንዝመት ኣለና ኩሉ ኤደይ ኢድካ ክብል ኣለዎ የቀኒልና ሳዋ ሽኮር ብሉጽ ስራሕ ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዝበልጽ ❤❤❤❤❤🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩርኣት ሃገር ሳዋ ሽኮር ❤
Thank you sawa shikor🎉 Eritrea for ever Waw Waw yes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌟🌟🌟🇪🇷🇪🇷💯
ኣየ ኣወ ተዓወት ሳዋ ሽኮር ንገረሎም ኢስከ❤❤❤❤❤❤❤
Eritrea zelalem tnebr bdeka kebira tnebir eritrea nzelalem tnber ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
ይበል ስራሕ ሳዋ ሽኮር እወ ኣዕልለኒ ጅግንነት ኤርትራዊያን
ክብርን ሞጎስን ነቶም ምዑታት ጀጋኑ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
ወያነ ቅድሚ 20 ዓመት ኣቦታትና ሕጂ ከኣ ነኣሽቱ ኣሕዋትና ኣክፉልኩምና ኣሕሕሕሕሕ. ኣናብስ ተባዓት ጀጋኑ ኮሪዐ ደቂ ኤረይ……..
ሰላም ይግበረልና ን ሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሳዋ ሺኮር ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ወዲ ኤረይ ሑጹብ መዓንጣ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ዝልማዱ
ናይ ብሓቂ ሳዋ ሽኾር ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ሚክልኻል ኤርትራ 💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷ስዋኣትና ድማ ብስራሕን ልምዓትን ይደበሱ🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
20 ዓመት ምሉእ መሬትካ ጎቢጡ ኣሽካዕላል ዝጻወት ሓይሊ ...እዚ ጽፍዒት እዚ እኳ ክዉሕዶ ።
ብሐቂ እሽካዕሊሎም ምስ ሐያላት ሀገራት ኮይኖም 20 ዓመት ማዓንጣና የሕሪሮምና እዞም ጠላማት
ሳዋ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ይነገር እወ ታሪኽ ተነጊሪ ከማን ኣይ ውዳእን 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሳዋ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ምስ ጀጋኑ ብጾትካ ደቂ ኤረይ ኣናብስ
ዋው ዓጽምካ ዘጥልል ግጥሚ ጀግንነት አምበሳ ❤❤❤
Thanks ሳዋ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።Eritrea 🇪🇷 for Eritrean for Ever.
🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿💪🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሳዋ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዋሓስ ሃገር
ሳዋ ሽኮር❤❤ ኣይ ተካኣልካን
ጅግና ናይ ጀጋኑ ❤❤
የእውነት ጀግኖች ናቹ❤❤❤❤
Ye Eritrea wetader ❤❤❤ saykefelew dnberun yemitebk ( be alem yelele be Eritrea bcha )
Eritrea went kubur mennet viva Eritrea 🎉🎉💪👍💯🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷🌟🇪🇷
መርሓባ ሳዋ ሸኮር ሓበን ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ,🙏🏾♥♥
ደቂ ዛሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራውነት ንዘልአለም ተኸቢሩ ክነብርዩ ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏
ክብርን ሞጎስን ነቲ ዘይሐለል ምክልኻል ሓይልታት ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💪💪💪💪💪
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ጽብቅቲ ስራሕ ሳዋ ሽኮር ኣብ ግዜኣ እዞም ለቅለቅቲ ወያኒ ማላሊት ኤርትራ ዝካዓትዋ ጉድጋድ ባዓሎም ተሰትዮም ኣብ ዑምቆት ።ጆጋኑ ኤርትራዊ ዝደቀሰ ኣንበሳ ዘተግብር እበር ዘይዛረብ።ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራን መንደላይን።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሳዋ ሓወይ ጅግና ጀጋኑ ይኣክል ይበለና ኣምላኽ❤❤❤🙏🙏🙏
ኣለና ደቂ ህዝባዊ ግንባር ሻዕብያ🇪🇷🦁❤️:I'm so proud of you wedi Eriey jgna🇪🇷❤️🦁
I am proud to be Eritrean ❤❤❤❤❤
ኤርትራዊ ኢየ በሎም
ነዞም ኣመሎም ዘይገድፋ
ኣባዓቲ ሰፊሮም ፈኸራ ዘይገድፋ
ሞትና ዝምነዩ ንባሕርና ክዝርፋ
ሕጂ እባ ፈለጥዋ ከም ሃመማ ምስ ረገፋ
❤❤❤❤❤❤❤❤
ወትሩ ሃገረይ ኣብ ልበይ
ብደም የዕጽምቲ ዝመጸት ሃዋርያ ሰማእታት ኤርትራ።
ኣየ እወ ጀጋኑ ንኣሽቱ ኣሕዋትና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷,ክብርን መጎስን ንሰማእታትና
ጽቡቅ ስራሕ ሳዋ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤ክብርን መጎስን ነቲ ጅግና ሰራዊት ኤሪትራ❤🇪🇷🙏🏾
ጽቡቕ ስራሕ ሳዋ ሽኮር ኣጆኹም ኣጆና ደቂ ኤረይ ደቂ ሓላል መሬት።
መርሓባ ሳዋ ሽኮር ይብል ጽቡቕ ስራሕ ናይ ሓቂ ንኢሰይክብረት ይሃብካ ከምዚ ዝኣመሰለ ጅግንነት ታሪኽና ዘይምንጋር ተሰሪቁ ክምእውን ሳላ ኣርካናት መረሕትና ዕድመን ጥዕናን ይምነየሎም ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩራዕ ኤርትራዊ❤❤❤
ሻዕብያ ሞይቱ እንዳበሉዎ፡ ከም ሓኽሊ ድሙ ሸውዓተ ትንፋሱ እዩ ዝኾኖም ንጸላእቱ ❤❤❤
Eritrea 🇪🇷 🤲🙏9one❤
Eritrea for Eritreans.
Eritrean Defense Forces 💪💪💪
Eritrea never Kneel down 🇺🇲🇪🇺.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🌿🇪🇷ERITREA🇪🇷🌿
AWET N HAFASH ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾
የቀንየልና ንጀጋኑ ሰራዊትና ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና ንዓኩም ሒዝና ቀሲና ሓበን ኣስኒቅኩና ሓበን ንሰማዕኩም ጀጋኑ ሰራዊትና ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷።
እንኳዕ ኤሪትራዊት ኪንኩ ቡኡነት ኢለ ቡኡነት ❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤
ኣንበሳ ሳዋ ሽኮር ናይ ባሓቂ ነዞም ጀጋኑ መንእሰይ ኮሪዕናሎም 🇪🇷✊️🇪🇷✊️🇪🇷✊️🇪🇷✊️
ሳዋ ሽኮር አዕድመ
ን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰለዛሜረት ከርተት ትብሉ ደለኹም ጀጋኑ ኦፋይ ኢልኩም ተዕርፉሉ ግዜ የምጽኣልኩም ፈጣሪ
ሳዋ ሹኩር ዕደመ ጥዕና ጀግና ወደ ኤርይ ❤❤❤❤❤❤
ኣየ'ወ እንቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ፡ ድቂ ኢረይ ጅጋኑ ክብርን ሞጎሰን ይሃብኩም፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንቛዕ ደሓን መጻኻ ስሚ ማለሊት
Eritreawnet kubur mennet ❤Ayni Abaykum ydfenelkum deqi halal ♥️ Meret Eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Proud to be Eritrean❤❤❤
Ash ash❤❤❤ ata jigna niberelna
Sawa shikor you are brilliant we are proud of you jigna wedi jeganu
መርሓባ ፅቡቃት ፍጥረት፡ አናብስ ሰላምን ቅሳነትን ነዛ ሓላል መሬትን እዩ ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you, Sawa Shikor ❤️🙏🏿 🇪🇷 I felt goosebumps all over my body….. very emotional 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I’m proud to be Eritrean ❤️ Eternal peace to our martyrs 🇪🇷❤️🙏🏿
Spot on Michael Gebreselassie!😆
I'm so proud of you sawa shkor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Zelalemawi zkrn kbrn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ኤርትራውነት ኣብ ትሕቲ ሰማይ ዝስዕሮ ሓይሊ የለን #🇪🇷
ዓወት ንሓፉሽ 🇪🇷✊
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና 🇪🇷💪
ትዓወት ትዓወት ትዓወት ትዓወት ወዱ ኤረየ ኤረየ ኤረየ 🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🥰🥰🥰🥰🫡🫡🫡🫡🫡👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🤩🤩🤩🤩🤩🤩✅️✅️✅️🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ሳዋ ሽኮር ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ❤❤❤ እንቛዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ኮሪዐ በዞም ጀጋኑ ኣቦታተይን ኣሕዋተይን ❤❤❤❤
እወ ናይ ባሓቂ እቲ ታሪኽ ከምኡ ዩ
ኩሉ ኣሰሮመ ክስዕብ ኣለዎ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
Mezenay kemey dikum jeganu 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea 🇪🇷 Hagerey ade jeganu Egziabiher ymesgen kabuki mwladey Egziabiher msakum ykun yehwatey mearey❤❤❤
ኤርትራዊ ጅግና ❤❤❤❤❤❤ ጽቡቅ ስራሕ ሳዋ ሽኮር
ሓቂ ብሕቂ ኩሉ ኢልካዮ ሳዋ ሽኮር ኣንበሳ ተሓቢነልካ ስራሕካ ዘደንቅ ኢዩ proud of you keep up your great work 👏 ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Bitaemi etubin xifufun sirah!!!
100%❤❤❤🙏🙏🙏👍👍👍
Bravo Bravo.
ያ'ግደፉና የዓኽ፣ ብኸምዚ ዝደናገር ሰብ የለን ሎሚ።
'M Proud To Be Eritrea 🇪🇷 Proud Of U My Heroes ❤ 🎉
ዉዕሎ : ጀግና : ኤርትራዊ :
ሰራዊት : ሰሚዔ ፤
ፍጹም : ልዑል : ሓበን : ተሓቢነ : አዚየ : ኮሪዔ ፤
ሓጎስድዩ : እ'ንድዒ : ዋላስ : ፍቅሪ - እምነት : ካብልበይ : ነቢዔ ።
ይነብዕ-እወ : ዉዕሎ : ሓቂ : እንዲኻ : ነጊርካና ፤
ትአምኖ : ሊእኻ : ከምዝብሀል : እምነትና : ብተግባር : ሪኢና : ሰሚዕና ።
ዝኽርን : ክብርን : ንበጃ : ህዝቦም :
:ዝሓለፉ : በላሕ : አእምሮ : ሰማእታትና !!!
ዓወት : ንሓፋሽ !!!!
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
ክብርን መጎስን ንሰራዊትናን ህዝብናን
Xibuk sirah sawa schikorrr ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሳዋ ሽኮር ኮርዒዳ ኣኩሪዕካና!❤❤❤
ሕጂ ግርም ኣታ ጅግና ረኪብካዮም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብዚ ኣሎ ግጥሚ ሳዋ ሺኮር ተባርክ ልብካ ዝትንክፍ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
ኤርትራዊነት ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩🤩♥️♥️♥️🥰🥰🐅🐅🐅🐅🐅🫡🥰🥰🥰🥰🫡🫡🫡🫡🫡🫡
What a great poem you are Sawa shikor👏🏽👏🏽👏🏽 A multi talented one. Keep up the good work👍🏽👍🏽👍🏽
Eritrea prevail. ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ከዳዓት ዒሉ ንሓመዱ እዚኦምን ንሕናን እንኮለና ኤርትራ ንዋጋ ዕዳጋ አይትወርድን እያ ቅበጹ ወየንትን እሸቀልቲ ወየንትን ከዳዓት ደቂ ሃገርን " ዓወት ንሓፋሽ"
I proud of Eritrean soldiers & people temesgen amlak ertrawit sle zqonku 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶🫶💗💗🇪🇷🇪🇷💖💖
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ጂግንነት ብጂግና እንክዝንቶ። ሳዋ ሓወይ ናፊቐዮ ምሳኻ ዝነበርክሉ ጥዑም ግዜ፡ ጂግንነት ተወፋይነት ኣብ ሃገርን ኣብ ስድራቤትካን ውፉይ ንኹሉ ከየስለጥካ ዘይትድቅስ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
I’m so proud to be Eritrea awet nahfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪✊💪
Yessssssss ✅️ ✅️ yessssssss ዓወት ንሓፋሽ
እንታይ እም ክብል ተኽርሚኻ ምንባዕ ጥራይ ኢያ ሰብ ዶ ካብ ኤርትራን ብሬት ኤርትራ ይፍለ ኢዩ ኣሕ መግለጺ ስእነልኩም ❤❤❤❤
ኣሕሕ ኣብ በርሓለ ዝሓለፍ ዝውዓል እዩ ዝምስከሮ ሳዋ ሽኮር ልበይ ረክብካኒ ታሪክና ይስነድ 👏👏
I'm proud to be Eritrea ❤🇪🇷❤
Nay bihaki jeganu ygerm eyu nayza hager tarik semieka zeytimno sawa shkor ❤❤❤❤ kexlo .kab hjis emo seb kinkesr yeblnann junta ab maemuk sefira eya
Powerful message.
ንኡሰይይይይ አወ ንኡሰይ ወራሲ ሕድሪ
ንዝፈከረ ዘረግጽ ብግብሪ
ሓያል ብዓል ዓቅሊ በሊሕ መስተዉዓሊ
ፍጹም ዘይድሃል ብህድኣት ዝኣሊ
ጎቱ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ከመይ ዲኻ መቅሰን ኣጀኻ በርብሮ ግለጾ ወርቆ ብፒሮ አንታይ ዋጋ ኣለወን አዘን በዓል ኮንትሮ ምሮ ዝተረፋ የብሉን ተታሒዛ አያ ብጎሮሮ ካብ ሕጂ ንድሓር ሕዉሓት የብላን ትገብሮኣይተመልሰትን ካብ ገዳማት ሽንጥሮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you our heroes, Eritrea Defense Forces and Sawa Shukor ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 !!!
ድዋጾ ዘይብላ ።ትዐወት ሳዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
A beautiful patriotic poem ❤🙏🦁EDF🦁You made Eritrea proud 🦁❤🙏🙏🙏 glory to our Martyrs , Awet N' Hafash 🐪🐪🐪