DW International " ዕርፊ ብኢዱ ሒዙ ንድሕሪት ዝርኢ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይበቅዕን ይብል....."
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024
- Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane.co
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinter...
Instagram / dimtsiweyane
ጅግና❤❤❤❤
Absolutely correct 👍🏿
Absolutely 💯
Jegna who speaks his mind with no fear 🙏🏾
Hero Man!
This guy used to be very uncomfortable for me. However, I went to the prison where he was imprisoned with his other comrades and asked him two or three times. But now he pleases me with his intelligence and right thinking. Moreover, the way he expressed his thoughts using the right Bible verse in the right place is amazing.
Big Respect❤🎉❤
very nice expression
ጀግና አቦና
The rule of law should be implemented and respected in the region....
Bravo
Wawwww
ጆሮ ያለው ይስማ! 😂
ዝገርም ኣጋላልፃ
"ዕርፊ ሒዙ ንድሕሪት ዝርኢ ሓረስታይ ንመርሒነት ኣይበቅዕን"
ዘገሪም አምሕሪና ፣እንግልዠኛ፣ትግሪና ወዘተ በጃኹም ህዚብ ድሰመዖ ተዛረቡ
ERITREA 🇪🇷 ERENA NIKDMIT MIS NAI TILYAN MESHENIT 😊BABENE ALORA KALAS SAKIT MARA FNISTRA ENDIAYAMO 😊😊
ABOYI YOU ARE STRONG MAN WHO SPEAKS BOTH IN ENGLISH AND TIGRE LANGUGES.
Jegena tekeleweyeni..you must push more of thos ideas..lets look for future and change tigray..
Experience can't be substituted....
Which experience? Corruption, unethical practices..
❤❤❤
ፈሊጡ ዝደቀሰ እንተነቕነቕካዮ አይትስእን፤መንግስቲ ዶ ይጠርዕ ጥርዓን ይቕበል እንበር ፤ኣይክእልን ከይብል ንዝብኢ ክህበና እዩ።
TPLF NO MORE business as usual!!!!! Abboy put it in black and white.
This is post conflict course 101,
Bravo Abboy T/Woini
ይዝረብ ኣሎ: ይባሃል ኣሎ: ይግለጽ ኣሎ: ... ዝሰምዕን ዝሓስብን መራሕቲ ተሳኢኑ ስለዝሎ ናብ ካልእ ምስምስ ከይንኣቱ ውዳበ ህዝቢ ክህሉ ኣለዎ:: ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝኾነ ፖሎቲካዊ ሰልፊ እምነት ክገብር የብሉን::
ዕሉል ሰራቕን መስረቕን ተኽለወይኒ ኣሰፋ ብዘይ ስኽፍታ ኣብ ኣደባባያት ይምድር ኣሎ ሓደ መዓልቲ ግን ግዘ ክፈርድ እዩ ዝተበላሸወ ርእሲ እኒ ተኽለወይኒ እዩ ቅድም ክዕሪ ዘለዎ ተኽለወይኒ እውን ተፈተሽ
ዝብኢስያ ኣብዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ
ማእሲ ኣንፅፉለይ በለ
ከማኻ ቆራዲድ እንተዘይተፋቲሖምዎ ህዝቢ ትግራይ ክሓልፈሉ ኣይከኣልን።
ዝብኢስያ ኣብዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ
ማእሲ ኣንፅፉለይ በለ ::
ቅኑዓት ሰባት ስቅ እንትብሉ
ሕማቓት ሰባት ይስሱኑ ኮይኑ
security,freedom and economy for TIGRAY OF ETHIOPIA.
ሓቂ መጀመርያ ፅፅታ ፍትሒ ይትዓረ ህዝቢ ሰላም ይርከብ
Is Tigray in post conflict?
እዚ ሪኢቶ ግልፂ ካ እንተኾነ ግን ኮ ዝተቀየረ አወዳድባ የለን ፡፡
እዚ ሙሩኽ እዙይ ከ ካበይ መፀ!!
Post conflict management ፈታኒ እንተኾይኑ ዓ ቕሚ ዘለዎ ክመርሕ አለዎደ
Is he Dinkul ?😊😊
Tekleweyni ማረት
Thanks is dinkul alive didn't c him on meda just curious 😊
ትግራዋይ..... ካብ ትግርኛ ናብ english ዝትርጉሙ መሊኦምና 🎉
😂excellent expression!
When good people do nothing, bad people thrive.😂😂😂😂😂😂😂😂
እንግሊሽ ዲዩ ዝዛረብ ዘሎ ዋላ ትግርኛ
አእንታይ ገደሸካ አይተረደአካን ንምንታይ ዲኻ ካብ ቀዳማይ ጀሚርኻ እንግሊሽ ተማሂርኻ
ጅግና ስብኣይ ይሞቸካ
መንግስቲ አብ ስራሕ ይዉዐል
Des zibil miyiyet eyu!!! Nihizibna selamu melusulu you politicians!!!!!!
* Didihri amlak mengisti eyuu"
ወይ ጉድ አቱም ሰባት ህዝቢ ትግራይ እኮ እዩ ጥራይ ንስኻትኩም ፈላጣትን ለባማትን አይትምሰሉ አብ ርእሲ ህዝቢ አይቅለድን ትካል ህዝቢ ትግራይ ብጥንቃቄ ክሕሎ ይግባእ ህውሃት ናይ ትግራይ ትካል እዩ ዝደኸሙ እንተልዮም ይእረፉ ግን እቲ ህዝቢ ባእሉ ይወስን ምሳሌ አብዘይ ቦትኡ እንዳሃብኩም አይተዋቅኡ ።
ከም በዓል ተኽለወይኒ ዝኣምሰሉ ኮራፕትድ ሰባት ተመላሊሶም ኣብ መድረኽ ክትርእዮም እንተለኼ ከም ትግራዋይ ተስፋ ትቖርጽ።
😂😂😂 wey tigrnja wey english zeyzareb. Hmumat tegaru 😂😂😂
ኣብ እስርቤት ፅቡቅ ተሃኒፅካ ኣለካ ተክለወይኒ ግርም እዩ።
ብትኽክል ጅግና ሙህር ይበልል❤❤❤❤❤❤
The solution of Tigray problem is under the Government of Eritrea 🇪🇷
🫣🫣🫣
ጌጋ። ይግለሱ ይብልህዝቢ ውድብ ዳግም ክጥጥዕ ዝሓስብ ገበን። ንባዕልኻ ሌባ ተኽለወይኒ ውድብ ብማረት ስርቂ ከዊዱ ንፋለጥ ኢና
what is talking? Not constructive
Remove traitor Getachew and fascist Tsadkan.
እዚ ተክለወይኒ ዲዩ ? ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዝጠቀስ ዋይ ምጽዓት ዓለም !!!
ኤህ ተኽለወይኒ ሓዱሽ ትንተና ሂብካ ሞይትካ ምፍታሽ ካብኻ ትጅምር
Is this explanation for the people of Tigray or for England? Why is he using half English and half Tigrinya? Just by using English words doesn't make you smart. I think he is copying Abi Ahmed
Bro same with you!😢 you should have use Tigrigna to correct the same mistake!!!
Because I can only write comments in English my friend. You did also the same English to reply to my comment. This shows your IQ.
And he is explaining for the mass population in Tigray and I am 100 percent sure 90% of the population in Tigray did not understand his explanation.
ስላም ድምፂ ወያነ ንእሽቶይ ክብል ነዚ ኩሉ እግርግር ሂደት ተጋሩ እሱባትን ካብ ፊክ ሚሊሊክ ጀሚሩ ንከጥፍኡና ስጋእ ህዚ አይካአሉን ዝጥቀምሉ ዘለው ትግራዋይ መሲልካ ተኩላ ንእተዎም አብ ትግራይ ዝተወለዱ ብተፈላለየ ስራህ ዝመፁና አለው ካብኦም አብ ውሽጢ ውድብና አትዬም አለው ይብል እቶም ንድህሪት ዝመልሱና ዘለው ብእሊ ትውልዶም ክፅናእ አለዎ አብ ሚድያ ዘለው ርእሲ ርእሶም ነድምኦም አለና ንአብነት reign ዝገበረ መቀለ ምስ አትና አይፀንሀን አትንኩት ድዩ ነዊህ እርሻ ዝምልከት central comet ዝነበረ ብአይ አምሀራይ ድቃላ ዋላ መልክኡ እዩ ሀደ ትርኩልስ እህይጅ ሞ ትውልዶም ይፃረ ሀደራ ይብል ካሊእ ውድብ ህዋህት ክትብተን ትሀልሙ ዘለኩም ካብ ተባእታይ ደርሆ ፀባ ህልርቡ ❤❤❤❤
ብ ሓቂ መሕዘንን ምስሓቅን ዩ፤ እዚ ሰብ ኣይ ሙሉእ ዕድሚ ኡ ንማረት ኣማሓደረ ዑሉል ሌባ ዩ፤ ኤም ኣይቲ ንምንታይ ናብ መቀለ ዩኒበርስቲ ትሕወስ ተባሂሉ ክሕተት ከሎ ሽጉጥ ዘፈራርሕ ሰብ ዩ፤ ካብ ሓሳብ ሽጉጥ ዝቀድሞ ሰብ ዩ፤ ደቂ ኣንስትዮ ትጋሩ ዘባጩዉ ሰብ፤ ናይ ካሊእ ዘረባ ድዩ ዝሰማዕ ዘየለ ኮይኑ፤ትካላት ዝብስብሳ ናይ በስባሳት ሓሳባት ሒዘን ክመላለሳ ከለዋ ዩ። ሞ ትካልኩም ትቀርብ ኣላ ናብ ምብስባስ።
Tgrna mzrab newr zkone adi
ፅቡቅ ገበሩ ሓጓፍ ህዝቢ ትግራይ ጨኒቅዎ ንስኻ ቃላት ትአርይ
ፍርቂ ብእንግሊሽ ፈረንጂ ድዮም ፍርቆም ኣብቲ ኣኼባ ዘለዉ
እዞም ጋሓፋት በልዎም ካሚዚ ዓይነት ጀግና እናሀለየ ንኸይወፅእ እቱ ህዝቢ እውን ንቱም ሰረቕቲ ዝሕሽከር ካድረ ወረ ዛቕብል ካብቲ ህዝቢ እዩ :ፈዚዙ እዩ ዘሎ
ሕማቅ ሰብአይ ፈላጥ ክመስል ydeli ምድረ ተንኮል
ተክለወይኒ ሓደ ዓብይ ፀገም እኮ ንስካን ከማካን ዝበልኩም ደናቁር ሰረቅቲ ዘይምዉጋድኩም እዩ። ኣብ 1993 ዓም ዝተፈጠረ ዘይምስምማዕ እኮ ንስካ ኢካ ኔርካ ነኒ ስየ እትኣስሮምን ተሳድዶምን ዝነበርካ።ንጉጅለ መለስ ወጊንካ ዝፈፀምካዮ ነገር ኣይርሳዕን። ሎሚ ጥዑይ ሰብ ክትመስል ኣይትሞክር። መጀመርታ ንሳሃ እቶ።
ህዋህት ልባሃል ካንሰር ሕዝቢትግራይ ተዘይተወጊድ ኣብትግራይ ሰላም ክመፅእዩ ማለት ዘበት እዩ::
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn lambadusa atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then Erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit mara fnistra kamicha endiayamo 😊
እወ እዝን ካሊእን ጸገማት ናይ ጌታቸውን ካቢኑኡን ትእግሥቲ ሥለዘብዘሔ እዩ ሕዚ ግን እቲ በትሪ ገሚሩ ሥለዘሎ አብ ጉኒ ጊዚያዊ ምምሕዳር ንሠለፍ
❤❤❤❤❤❤
ፈሊጡ ዝደቀሰ እንተነቕነቕካዮ አይትስእን፤መንግስቲ ዶ ይጠርዕ ጥርዓን ይቕበል እንበር ፤ኣይክእልን ከይብል ንዝብኢ ክህበና እዩ።
TPLF NO MORE business as usual!!!!! Abboy put it in black and white.
This is post conflict course 101,
Bravo Abboy T/Woini
ፈሊጡ ዝደቀሰ እንተነቕነቕካዮ አይትስእን፤መንግስቲ ዶ ይጠርዕ ጥርዓን ይቕበል እንበር ፤ኣይክእልን ከይብል ንዝብኢ ክህበና እዩ።
TPLF NO MORE business as usual!!!!! Abboy put it in black and white.
This is post conflict course 101,
Bravo Abboy T/Woini