ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ለህዝባቹ ክብር ስለተጨነካቹ እናመሰግናለን ፈጣሪ ያክብራቹ ተጋሩ ልበ ሙሉ ጀገኖች ናቹ
❤❤❤🙏
ናብ ሰይፉ ዘይ ምኻድ ምሓሸካ እንታ ንዓይ ግን ኢትዮጵያ ገሃነም እያ ካብ መረበተይ ተመዛቢለ ናብ ከርተት ዘእተወትኒ ዓዲ ዓደይ ኣይኮነትን።ፍትሒ ንህዝቢ ኢሮብ ፊትሒ ንህዝቢ ሑመራፍትሒ ንህዝቢ ዛላንበሳፍትሒ ንህዝቢ ኩናማፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ
❤❤❤❤❤❤❤
ፍትሒ እወ መን እሞ ሰማዒ እበር ኣምላክ ባዕሉ መፍትሒ የውርደልና
ፈትሕ ንምብል ሓቅ እኻ ግን ክዓ ሐዝ ሰላም ዩ ዘድልየና
ንባንዳ ጌታቸው ከምኡ ኢልኩም ሕተትዎ ደራፊ ክምልሶም ኣይኽእልን
ትክክል
ኣጀኻ ዜናዊ ሓውና ብሉፅ ትግራዋይ ወዲ ህዝቢ🙏❤️💛ጀጋኑና ንበሩልና🙏❤️💛
ለባማተይ ኣጀኹም ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ኣብ ጎንኹም እዩ በርትዑ ጀጋኑና🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤
ማጊተይ እቲ ጌጋ ጥራሕ እንተይኾነስ እቲ ሓቂ እውን ብምቅራብካ ትድነቕ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ ለባማት።🙏🤞❤
ኣሕዋተይ ማዓረይ ተቀቢልና
አጆኻ ዜናዊ ሓውና:: ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣይትቸኩሉ አበይ ከምዘለና ምስትውዓል የድሊ እዩ
ኣይይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ትዕግስትን ልቦናን ኣምላክ ዓዲሉኩም ይቕረ ይኩንኳ ጎይታዋይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ይሞችኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ብትክክል ለባም ዘኑየይ ህዝቢ ኣብ ፀገም ኣሎ ፈከራ ጀህራ ይኣክል😢😢
ዜናዊ ምንም ኣይተጋገኻን ኩሉ ኣንደበተ ርቱዕ ክኸዉን ግድን ኣይኮነን። ድማ ሙሉእ ተኸታቲለዮ እየ ፅቡቕ ኢኻ ገሊፅካዮ፤ ስለ ትፎትዋ ትግራይ መመሊስካ ትገልፅ ኔርካ❤ ጌጋ እንዳጋነንካ ዋጭዋጭ ፋሽን እዮም ጌሮሞ ኣይትሰከፍ ዝሓወይ❤❤❤
ኣጆኻ ኣይትሰከፍ ዝሓወይ ዘይጋገ ሰብ የለን❤❤❤❤
ኣጀካ ማዓረይ ዘይጋገ የለን 👏👏👏
ይቅር ይኾንካ ወለላይ እቲ ትሕቲናኻ እካ ክንደይ የውፅእ ንዓዲና ሰላም ፍቅር ዝተማዛበለ ህዝብና ብሰላም ናብ ዓዶ ይመለሰልና ያ ሓቂ ኣለኻ ደርፍቲ ንፍቅር ንሰላም ክዝምር ከሎ እዩ ዝበለፀ ❤❤❤❤
ኣጆዃ ዜናዊ ጠፍእካ ዘይኮነስ ምዝራብ ስለ ዘይ ድሊ እዩ ዘይተዘረብካ ፀገም የቡሉን ❤❤❤❤❤❤
ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩም ብፍላይ ዜይናዊ ብርትዕ ጎበዝ
ንዛ ፅሕፈት ተንብብለኹም አምላክ ሓሳብ ልብኹም ያስምረኹም ሳብስክራይብ ግበሩለየ አብ ስደት ለለኹም ሓሳብ ልብኹም አሰምሩ ስደትኹም ያሕፅረልኹም ሰብ ሕልና ከትሓልፉን መሐጎስና ባሕት ታሕሳስ ይግበረልና 🎉🎉🎉🎉
ኣጆኩም ክቡራት ኣሕዋት የጋጥም እዩ ጌጋ ኣብ ኩሉ ወድሰብ ዘሎ እዩ🙏 ደቂ ዓደይ ደምሩኒ ክድምረኩም እየ ሓቢርና ንዕበ
ገይረልኪ eye melsi💐
@ይኩነኒበከመትብለኒ መሊሰ ማዓረይ
@@selemawityoutube 😘
ሓፋሽ ተረዲእዎ ዘይኮነስ ፀላእትኻ ክትወድቅ ስለዝደልዩ እዩ ዘቃፃፅልዎ ነገር እዩ ዘይምብርካክ እያ መፍትሒኣ
ፀግዕካ ሒዝካ ምፍካር ንግዶፎ ቦዛኩም ብምንታይ ምክንያት ከምዝቦሎ ኣንፈልጥን ህዝብና ንርአ መራሕቲ ልባዕልቶም ታይ ይገብሩ ኣለው ደርፊ ልባዕሉ ትርጉሙ ብደንቢ ይርዶኦም እዩ ተኪኢልና ንምከር ተዘይ ኪኢልና ግን ስቅ ንበል ሰብ ኣነሳቅቅ❤
አጆካ ሐውና ጅግና ዜናዊ ናትካ አድናቂት እየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ እዛ ዜሮ ዜሮ
ዙዝየ ኣጆካ ጸጣሪ ይሓልካ ምነም አየጥፋእካን ዝያዳይ ሰላም ኢካ ሰቢክካ እምበር ዘሎን ዘየለን ናተጎረንካ ናተጃሃርካ ህዝብካ ኣይጥፋእካን ዓድካ ኣየፍረስካ ኩሉ ከማካ ምኮነ ብሰላም ምተወደአ❤
አጆኻ አይትሰከፍ ዘይጋገ ሰብየለን ዘሓወይ!
ኣብ ትግራይ ኣናብስ ኣብ ኣዲስ ኣናጹ።መን ናብ ሴፉ ኪድ ኢልካ።ፈታዊ ከብዱ።
ፀባ ሰተ ወደይ
Magi shikor l lave you so machi❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ lebam Seb
Excellent! Well addressed!
ብመሰረቱ በዚ ዝተቖጥዐ ትግራዋይ ገደል ይእቶ ምኽንያቱ ደርፊ 000 ብትግርኛ እዩ ትርጉሙ ኸኣ ንተጋሩ ይምልከት ምኽንያቱ እታ ደርፊ ታርጌታ ወቒዓ እያ ኣብ እዋና ጥራሕ ዘይኮነት ንዘልኣለም ።ኣብታ ኢንተርቪው ከኣ ትኽክል እዩ ተዛሪቡ ምኽንያቱ ሎሚ ትማለመ ኣይኮነን እንኳን እዚ ሓደ ድምፃዊ መራሕትና እንታይ ድዮመሰ ዝገብረሐ ዘለው ሽዋ እንዳኸዱ
ተዃሳሒ ዘረባ ንዘይምዝራብ ናብ ናቶም ሚድያ ዘይምኻድ መፍትሒ ዩ ። ክብረትኩም ምሕላው ይግባእ
ለባማት ጀጋኑ እቲጌጋ ብይቅርታ ምሕታት ጹቡቅ እዩ ክደይናይ ክብሪ ናይ ህዝቢ ከምዘለካ ነመስግነካ ዜንየ ጅግና እኻ ዛሓወይ❤❤❤❤🙏
ብዘይ ትግራይ ዜሮ ዜሮ ማለት ግልፂ እዩ ። እዚ ደርፊ መልአክቱ ጉራትዕቢት ፈኸራየበላይነት ኣጉል ህልክብሄርተኝነት እዩ እዩ ዝገልፅ ወይ ቅድሚኡ እቲ ጦርነት ብሰላም ከም ዝውዳእ ክትሓስበሉ ኣለካ ጦርነት በላዒ ሰብ እዩ። ዜሮ ዜሮ ኢልካ መንእሰይ ትግራይ ኣወዲእካ በቲ ደም ህፃውንቲ ክፈድየካ እየ❤❤❤❤❤❤
Good job!!
Thtinakum zbele kbri ygbeakum❤
ማልዳ ኣንታ ጅግና ባልካ ንምንታይ ዘይ ምድረፍካዮ ነርካ ?
ጥዑማተይ የቐንየልና ነኽብሮኩም ኢና
ፈሪሕካ ኣይውጻኢይ እንታይ ኮይኑ ዘረባ ቀይሩ ባንዳ ንሕናለ ተጋሩ ዘይብሉ ናበልና ንስዕስዕ ሌርናና ሕዚለ ደቂ መንደረይ ኢሉ እንትገልጾ😢😢😢
Shikorat milyon freyu❤💐💝💌
ብተመዛባልቲ ህዝብና ምሽቃጥ ግደፍዎና፤ተጋግ'ዬ ይቅሬታ ተልካ እኹል'ዩ።
ብጣዕሚ ዓበይቲ ሰባት ለባማት ኢኩም 👏👏👏
Amslu
Good job 👏 👍
Yes, you’re smart. Don’t worry do your job.
ወላ እካ እቲ ጌጋ ከቢድ ተኮነ ጊን ተረዲእናካ ኢና ምስቲ ዘለናዮ ኩነታት
Ajokum burukatey ❤❤❤Gin dihri hiji tinkik belu, nabtikedwo media enaastewaalkum! Beal Seifu nisu eyu sirhom. Kem libka kitizareb entezeykielka, zeymikad. Ajoka zihawey JIGNA eka!
ማጊተየ ናተይ ቡሉፅ መንእሰይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
Lebamat Jeganuna ❤❤❤
ጀጋኑና በርትዑ ዜሮ ዜሮ ንፀላእትና ጵቡቅ ጌራ አዋዛዊዛቶም ኢያ መጨረሻ ድማ ናብ ሰይፈ መጺአ :: እዚ ድማ የሕጉሰና.ይቅርታ ምባልካ ናይ ሐልዬት እዮ መቸም ንህዝቢ ትግራይ ዘይክወን የለን.::ህዝብና ድማ ለባም ቆቋሕ እዮ ኩሉ እዩ ዝርድኦ::በርትዑ አብ ጎንዅም አለና ኩሉ ነገር ነዚ ጅግና ነዚ ወርቂ ነዚ ለባም ህዝቢ እዩእንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ተጋሩዋይ እስኪ ደሙሩኒ ክምልስ እየ ዋ❤❤❤❤❤❤❤❤
ይቅረ ይኹንካ ብሮ
ንበርልና
Maggy family ❤Please ጀማሪ ነኝ😢
ዘኒ ጀግና ሐዉና አይተጋገኻን አብቲ ዓላማና ስጋዕ ንበጵሕ ምጥንቃቅ እዩ::ዝብኢያስ ስጋዕ ዝደልዎ ይሕንክስ ይብሉ ክምስሉ::በቲ ዀነ በቲ ካብ ዓቢ ስጋዕ ንእሽቶ ዜሮ ዜሮ ከምዝብሉ ገርካዬም ኢኻ:: በዚ ድማ ዜሮ ዜሮ ክብሉ ከለዉ ብታሕጓስ ፉንጭሕ ኢና ንብል;;ጀጋኑ ኢዂም በርትዕኡ..ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኲም..❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቕ ገይርኻ ሓወይ ይመችኻ😊❤👌
ተባዓት አሕዋተይ
I think we have a problem knowing who we have to Associate with knowing your PEOPLE 0 HE should not be on Seifu show we always remember what did get from him
ኣጆካ ዘኑየይ ዘይጋገ ሰብ የለን ለለ ጌጋ የብልካን ብሉፅ ትግራዋይና ቀፅል ንቅድሚት❤🥰🥰 ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤
❤❤❤ክብራት ይቅር ንእግዚአብሔር ይኹን
ልከብዱ ሀዳሪ
I understand guys you are right ✅️
ዜናዊ ፅሩይ ጅግና ኢኻ❤❤
Don’t worry, you’re good
የተከበራችሁ ክቡራን ለዚህ ነው የምወዳችሁ በምክንያት እንኳን እትብቴ እዛ ተቀበረ ኩራቶቼ ውድድድድድ❤❤❤🎉🎉
ማሉዳ ብወገነይ ጌጋ የብሉን ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤
ግርም ሓሳብ
🎉❤
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
እንታያ ፅሊእ እናይ ይገብሪ
You are geganu, people are easy to judge so keep doing what you do best❤️
ስጀመር ኣነ ሕማቕ ኣይተሰማዓን ምኽንቱ ንሕና ንምፊራድ እና ንቹኩል እና ሰላም ዩ ዘድልየና❤❤❤
Desi bahaliy Hasan eyu❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ተጋሩዋይ ደሙራኒ
ደምርኒ 2 ክድምረኪ❤
ናይ ብሓቂ ብሉጻት ኣርቲስት ኢኩም ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ናይ ቃላት ኣገላልጻ ዩ,ስለዚ በርትዑ ኣጆኩም !!
Maluda lebam bdenbi gelitskayo❤
Zenawi u should say Noooo.Seifu fantahune show laye Mekreb yelbetem seifu is not good person for Tegaru
ኣየ ተጋሩ
ፅቡቅ ኢካ ጌርካ ከቅትሉካ ደልዮም እዮም ዘይፈከርካ ዝብሉካ ዘለዉ... ካብኡ 2 መዓልቲ RIP ይብሉ ይርስዑካ
ግን እንታይ ክእርመሉ እሉ ድዮ መፂኡ ግን ዝብአሰ አበላሽዮሞ እምበር ምንም አይታአረሙን ስሕተት ንምእራም መፂእካ ደጊምካ ምግጋይ እንታይ ዝብልዎ እዮ። ትገርሙ እኢኩም ብጌጋ ተረዲእኩምና ክብሉና ድዮም መፂኦም?
👏👏
ahiya😂😂😂
ዜናዊ ለክባጥ ናይ ባሓቂ ዜሮ ዜሮ እዩ ትርእሰካ ዉዲ ሸዋ
@@WIZBiniboy ንስኻ እኻ ለኽባጥ ባንዳ ወዲ ባንዳ:: ከይዲኻ ንደብሪፅ እንይንይ በሎ:: ደቓሉ ህዝብና ወዲእኹም ዝተረፈ ድማ ብሞራሎም መፂኹም:: it’s not going to happen.
Kondafat agame
❤❤❤❤💖💖💖💖💖
ጀጋኑና የቅንየልና ናይታ ሓንቲ ቅንጣብ ሒዝና ኣይንቅየምን ንሕና ዉን ይቅርታ ብሞባልካ ክብሪ ህዝብን ዓድድን ክብሪ እዩ🙏🙏🙏
ለባማተይ እካዕ ቸጋሩ ኮና ❤❤❤
ከምዚ መፂኹም መብርሂ ምሃብኩም ፅቡቕ እዩ።
❤❤❤❤🙏
♥️♥️
ጨዋ ህዝብ የትግራይን ህዝብ ሰወዳችሁ በምክንያት ነው በቃ ሙያ በልብ ነው የግድ እሱ የት እንዳለ ያውቃል መግለፅ ቡዙ አይጠበቅበትም አንበሳ ከዜ በላይ ለሰይፉ መግለፅ አይጠበቅበትም ዘፈኙንም አከብረዋለሁ መግለፅ ባለበት ልክ ተናግሮዋል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ndemamer tegaru ahwatey
👍🥰
ለኻብጥ ሰክት ሓሳዊ "ዝኣኽለንያ ጢሒነንስ ብኣለማርያም ይብላ" ። "ምስቲ ዘሎ ሰላም ወጥሪ ኣየድልን ገለገለ..." ዘይኸውን ምኽንያት ኣይትዛረብ ሕጂኸ ኣብ ሚድያ ኣይኮነን ድዩ ዝዛረብ ዘሎ፤ ከምዚ ኢለ እየ ዘይተዛረብኩ ኢሉ መልሲ ክህብ ከሎስ ወጥሪ ኣየልዕልን ማለት ድዩ? ብስሩባ ድሕሪ ሕጂ ሰማዒ የብለይን ኢልካ ትቀባጥር ኣለኻ ከዳዕ ፈራሕ መጀመርያስ ክትመሳሰል እባ። 😍ትግራዋይ ከማኻ ባንዳ ደሓን ይኹን ኢሉ ምስኡ የንብሮ እሞ መሊሱ ኣብ ቁርፂ እዋን ንትግራዋይ መሊሱ ፀገም ይኾኖ ። ጃጃዊ ባንዳ ኣይተድልየናን
ምድረ መንቀኛ you want him to fail. He sacrificed for Tigray the people of Tigray, even ኣብ ሓዊ ኮይኑ:: ጀግና ጀግና ምፅዋትኸ ኣብ ምንታይ አብፂሕና አሎ ህዝብና ተወዲኡ አሕዋትና ተደፊረን ደቂና ከይወልዱ ከይተርእዩ ተወዲኦም አዴታትና ብሓዘን ዘይመስልዎ መሲለን ዓድና 100 ዓመታት ልድሕሪ ተመሊሱ ብምልዮን ዝቑፀሩ ሕዝብና አብ ጭቃን አብ ጎዳናታት እናሓደ ምንም መፍትሂ ዘይብ እናረአኹም እዚ ሓውና ክተውድቑ ዲሕ ክትብሉ ንርኢ አሎና:: so sad!
🙏🙏❤️❤️
ለባማት!🥰🥰🥰🥰🥰
እና ከሰይፉ ጋ ስትሆንስ ትፈራለ እዴ ኣነኮ ስ ኢትዮጵያ ብዘይ ትግራይ 00 እያ
👌👌👌
❤❤❤🎉🎉🎉
ዘይጋገ ሰብ የለን ኣጆካ ሰለ ንፈትወካን ናይ ባዕልናሰለ ዝካንካን እዩ ዝተነቀፍካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዙይ ክብዘይ ምፍላጥ ኣይመስለንን
ትግራይ ትግራዋይን ኣሁን ኣደለምኮ ምድረመናጢ ኣርቲስ ምትጫወቱበት ከድሮም ጀምሮ ኣጉል ይውህና ወይስ ይቅር ባይነት እያ ለብዙ ዘመናት ልጆቹ በየ በረሃው ቀብሮ ኣሁንም ኢትዮጵያዊ ነኝ የሚል እኮነው የናንተማ ቀላል ምን ኣረጋቹ ተጫወቱበት ሁሌ ይቅር ባይ ነው ኣይዛቹ እናንተ ሆዳም መሃይሞች ጨካኝ ትግራዋይ ነኝ ለባንዳ ሆዳሞች ሆነ ለዛች የደንቆሮ መሃይሞች ኣገር ለሆነቺው ኢትዮጵያ
ለህዝባቹ ክብር ስለተጨነካቹ እናመሰግናለን ፈጣሪ ያክብራቹ ተጋሩ ልበ ሙሉ ጀገኖች ናቹ
❤❤❤🙏
ናብ ሰይፉ ዘይ ምኻድ ምሓሸካ እንታ ንዓይ ግን ኢትዮጵያ ገሃነም እያ ካብ መረበተይ ተመዛቢለ ናብ ከርተት ዘእተወትኒ ዓዲ ዓደይ ኣይኮነትን።ፍትሒ ንህዝቢ ኢሮብ
ፊትሒ ንህዝቢ ሑመራ
ፍትሒ ንህዝቢ ዛላንበሳ
ፍትሒ ንህዝቢ ኩናማ
ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ
❤❤❤❤❤❤❤
ፍትሒ እወ መን እሞ ሰማዒ እበር ኣምላክ ባዕሉ መፍትሒ የውርደልና
ፈትሕ ንምብል ሓቅ እኻ ግን ክዓ ሐዝ ሰላም ዩ ዘድልየና
ንባንዳ ጌታቸው ከምኡ ኢልኩም ሕተትዎ ደራፊ ክምልሶም ኣይኽእልን
ትክክል
ኣጀኻ ዜናዊ ሓውና ብሉፅ ትግራዋይ ወዲ ህዝቢ🙏❤️💛
ጀጋኑና ንበሩልና🙏❤️💛
ለባማተይ ኣጀኹም ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ኣብ ጎንኹም እዩ በርትዑ ጀጋኑና🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤
ማጊተይ እቲ ጌጋ ጥራሕ እንተይኾነስ እቲ ሓቂ እውን ብምቅራብካ ትድነቕ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ ለባማት።🙏🤞❤
ኣሕዋተይ ማዓረይ ተቀቢልና
አጆኻ ዜናዊ ሓውና:: ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣይትቸኩሉ አበይ ከምዘለና ምስትውዓል የድሊ እዩ
ኣይይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ትዕግስትን ልቦናን ኣምላክ ዓዲሉኩም ይቕረ ይኩንኳ ጎይታዋይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ይሞችኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ብትክክል ለባም ዘኑየይ ህዝቢ ኣብ ፀገም ኣሎ ፈከራ ጀህራ ይኣክል😢😢
ዜናዊ ምንም ኣይተጋገኻን ኩሉ ኣንደበተ ርቱዕ ክኸዉን ግድን ኣይኮነን። ድማ ሙሉእ ተኸታቲለዮ እየ ፅቡቕ ኢኻ ገሊፅካዮ፤ ስለ ትፎትዋ ትግራይ መመሊስካ ትገልፅ ኔርካ❤ ጌጋ እንዳጋነንካ ዋጭዋጭ ፋሽን እዮም ጌሮሞ ኣይትሰከፍ ዝሓወይ❤❤❤
ኣጆኻ ኣይትሰከፍ ዝሓወይ ዘይጋገ ሰብ የለን❤❤❤❤
ኣጀካ ማዓረይ ዘይጋገ የለን 👏👏👏
ይቅር ይኾንካ ወለላይ እቲ ትሕቲናኻ እካ ክንደይ የውፅእ ንዓዲና ሰላም ፍቅር ዝተማዛበለ ህዝብና ብሰላም ናብ ዓዶ ይመለሰልና ያ ሓቂ ኣለኻ ደርፍቲ ንፍቅር ንሰላም ክዝምር ከሎ እዩ ዝበለፀ ❤❤❤❤
ኣጆዃ ዜናዊ ጠፍእካ ዘይኮነስ ምዝራብ ስለ ዘይ ድሊ እዩ ዘይተዘረብካ ፀገም የቡሉን ❤❤❤❤❤❤
ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ዕድመን ጢዕናን ይሃብኩም ብፍላይ ዜይናዊ ብርትዕ ጎበዝ
ንዛ ፅሕፈት ተንብብለኹም አምላክ ሓሳብ ልብኹም ያስምረኹም ሳብስክራይብ ግበሩለየ አብ ስደት ለለኹም ሓሳብ ልብኹም አሰምሩ ስደትኹም ያሕፅረልኹም ሰብ ሕልና ከትሓልፉን መሐጎስና ባሕት ታሕሳስ ይግበረልና 🎉🎉🎉🎉
ኣጆኩም ክቡራት ኣሕዋት የጋጥም እዩ ጌጋ ኣብ ኩሉ ወድሰብ ዘሎ እዩ🙏 ደቂ ዓደይ ደምሩኒ ክድምረኩም እየ ሓቢርና ንዕበ
ገይረልኪ eye melsi💐
@ይኩነኒበከመትብለኒ መሊሰ ማዓረይ
@@selemawityoutube 😘
ሓፋሽ ተረዲእዎ ዘይኮነስ ፀላእትኻ ክትወድቅ ስለዝደልዩ እዩ ዘቃፃፅልዎ ነገር እዩ ዘይምብርካክ እያ መፍትሒኣ
ፀግዕካ ሒዝካ ምፍካር ንግዶፎ ቦዛኩም ብምንታይ ምክንያት ከምዝቦሎ ኣንፈልጥን ህዝብና ንርአ መራሕቲ ልባዕልቶም ታይ ይገብሩ ኣለው ደርፊ ልባዕሉ ትርጉሙ ብደንቢ ይርዶኦም እዩ ተኪኢልና ንምከር ተዘይ ኪኢልና ግን ስቅ ንበል ሰብ ኣነሳቅቅ❤
አጆካ ሐውና ጅግና ዜናዊ ናትካ አድናቂት እየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ እዛ ዜሮ ዜሮ
ዙዝየ ኣጆካ ጸጣሪ ይሓልካ ምነም አየጥፋእካን ዝያዳይ ሰላም ኢካ ሰቢክካ እምበር ዘሎን ዘየለን ናተጎረንካ ናተጃሃርካ ህዝብካ ኣይጥፋእካን ዓድካ ኣየፍረስካ ኩሉ ከማካ ምኮነ ብሰላም ምተወደአ❤
አጆኻ አይትሰከፍ ዘይጋገ ሰብየለን ዘሓወይ!
ኣብ ትግራይ ኣናብስ ኣብ ኣዲስ ኣናጹ።መን ናብ ሴፉ ኪድ ኢልካ።ፈታዊ ከብዱ።
ፀባ ሰተ ወደይ
Magi shikor l lave you so machi❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ lebam Seb
Excellent! Well addressed!
ብመሰረቱ በዚ ዝተቖጥዐ ትግራዋይ ገደል ይእቶ ምኽንያቱ ደርፊ 000 ብትግርኛ እዩ ትርጉሙ ኸኣ ንተጋሩ ይምልከት ምኽንያቱ እታ ደርፊ ታርጌታ ወቒዓ እያ ኣብ እዋና ጥራሕ ዘይኮነት ንዘልኣለም ።
ኣብታ ኢንተርቪው ከኣ ትኽክል እዩ ተዛሪቡ ምኽንያቱ ሎሚ ትማለመ ኣይኮነን እንኳን እዚ ሓደ ድምፃዊ መራሕትና እንታይ ድዮመሰ ዝገብረሐ ዘለው ሽዋ እንዳኸዱ
ተዃሳሒ ዘረባ ንዘይምዝራብ ናብ ናቶም ሚድያ ዘይምኻድ መፍትሒ ዩ ። ክብረትኩም ምሕላው ይግባእ
ለባማት ጀጋኑ እቲጌጋ ብይቅርታ ምሕታት ጹቡቅ እዩ ክደይናይ ክብሪ ናይ ህዝቢ ከምዘለካ ነመስግነካ ዜንየ ጅግና እኻ ዛሓወይ❤❤❤❤🙏
ብዘይ ትግራይ ዜሮ ዜሮ ማለት ግልፂ እዩ ። እዚ ደርፊ መልአክቱ ጉራ
ትዕቢት
ፈኸራ
የበላይነት
ኣጉል ህልክ
ብሄርተኝነት
እዩ እዩ ዝገልፅ
ወይ ቅድሚኡ እቲ ጦርነት ብሰላም ከም ዝውዳእ ክትሓስበሉ ኣለካ ጦርነት በላዒ ሰብ እዩ። ዜሮ ዜሮ ኢልካ መንእሰይ ትግራይ ኣወዲእካ በቲ ደም ህፃውንቲ ክፈድየካ እየ❤❤❤❤❤❤
Good job!!
Thtinakum zbele kbri ygbeakum❤
ማልዳ ኣንታ ጅግና ባልካ ንምንታይ ዘይ ምድረፍካዮ ነርካ ?
ጥዑማተይ የቐንየልና ነኽብሮኩም ኢና
ፈሪሕካ ኣይውጻኢይ እንታይ ኮይኑ ዘረባ ቀይሩ ባንዳ ንሕናለ ተጋሩ ዘይብሉ ናበልና ንስዕስዕ ሌርናና ሕዚለ ደቂ መንደረይ ኢሉ እንትገልጾ😢😢😢
Shikorat milyon freyu❤💐💝💌
ብተመዛባልቲ ህዝብና ምሽቃጥ ግደፍዎና፤ተጋግ'ዬ ይቅሬታ ተልካ እኹል'ዩ።
ብጣዕሚ ዓበይቲ ሰባት ለባማት ኢኩም 👏👏👏
Amslu
Good job 👏 👍
Yes, you’re smart. Don’t worry do your job.
ወላ እካ እቲ ጌጋ ከቢድ ተኮነ ጊን ተረዲእናካ ኢና ምስቲ ዘለናዮ ኩነታት
Ajokum burukatey ❤❤❤
Gin dihri hiji tinkik belu, nabtikedwo media enaastewaalkum! Beal Seifu nisu eyu sirhom. Kem libka kitizareb entezeykielka, zeymikad. Ajoka zihawey JIGNA eka!
ማጊተየ ናተይ ቡሉፅ መንእሰይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
Lebamat Jeganuna ❤❤❤
ጀጋኑና በርትዑ ዜሮ ዜሮ ንፀላእትና ጵቡቅ ጌራ አዋዛዊዛቶም ኢያ መጨረሻ ድማ ናብ ሰይፈ
መጺአ :: እዚ ድማ የሕጉሰና.
ይቅርታ ምባልካ ናይ ሐልዬት እዮ መቸም ንህዝቢ ትግራይ ዘይክወን የለን.::
ህዝብና ድማ ለባም ቆቋሕ እዮ ኩሉ እዩ ዝርድኦ::
በርትዑ አብ ጎንዅም አለና ኩሉ ነገር ነዚ ጅግና ነዚ ወርቂ ነዚ ለባም ህዝቢ እዩ
እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና
👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ተጋሩዋይ እስኪ ደሙሩኒ ክምልስ እየ ዋ❤❤❤❤❤❤❤❤
ይቅረ ይኹንካ ብሮ
ንበርልና
Maggy family ❤
Please ጀማሪ ነኝ😢
ዘኒ ጀግና ሐዉና አይተጋገኻን አብቲ ዓላማና ስጋዕ ንበጵሕ ምጥንቃቅ እዩ::
ዝብኢያስ ስጋዕ ዝደልዎ ይሕንክስ ይብሉ ክምስሉ::
በቲ ዀነ በቲ ካብ ዓቢ ስጋዕ ንእሽቶ ዜሮ ዜሮ ከምዝብሉ ገርካዬም ኢኻ:: በዚ ድማ ዜሮ ዜሮ ክብሉ ከለዉ ብታሕጓስ ፉንጭሕ ኢና ንብል;;
ጀጋኑ ኢዂም በርትዕኡ..ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኲም..❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅቡቕ ገይርኻ ሓወይ ይመችኻ😊❤👌
ተባዓት አሕዋተይ
I think we have a problem knowing who we have to Associate with knowing your PEOPLE 0 HE should not be on Seifu show we always remember what did get from him
ኣጆካ ዘኑየይ ዘይጋገ ሰብ የለን ለለ ጌጋ የብልካን ብሉፅ ትግራዋይና ቀፅል ንቅድሚት❤🥰🥰 ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤
❤❤❤ክብራት ይቅር ንእግዚአብሔር ይኹን
ልከብዱ ሀዳሪ
I understand guys you are right ✅️
ዜናዊ ፅሩይ ጅግና ኢኻ❤❤
Don’t worry, you’re good
የተከበራችሁ ክቡራን ለዚህ ነው የምወዳችሁ በምክንያት እንኳን እትብቴ እዛ ተቀበረ ኩራቶቼ ውድድድድድ❤❤❤🎉🎉
ማሉዳ ብወገነይ ጌጋ የብሉን ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤
ግርም ሓሳብ
🎉❤
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
እንታያ ፅሊእ እናይ ይገብሪ
You are geganu, people are easy to judge so keep doing what you do best❤️
ስጀመር ኣነ ሕማቕ ኣይተሰማዓን ምኽንቱ ንሕና ንምፊራድ እና ንቹኩል እና ሰላም ዩ ዘድልየና❤❤❤
Desi bahaliy Hasan eyu❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ተጋሩዋይ ደሙራኒ
ደምርኒ 2 ክድምረኪ❤
ናይ ብሓቂ ብሉጻት ኣርቲስት ኢኩም ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን ናይ ቃላት ኣገላልጻ ዩ,ስለዚ በርትዑ ኣጆኩም !!
Maluda lebam bdenbi gelitskayo❤
Zenawi u should say Noooo.Seifu fantahune show laye Mekreb yelbetem seifu is not good person for Tegaru
ኣየ ተጋሩ
ፅቡቅ ኢካ ጌርካ ከቅትሉካ ደልዮም እዮም ዘይፈከርካ ዝብሉካ ዘለዉ... ካብኡ 2 መዓልቲ RIP ይብሉ ይርስዑካ
ግን እንታይ ክእርመሉ እሉ ድዮ መፂኡ ግን ዝብአሰ አበላሽዮሞ እምበር ምንም አይታአረሙን ስሕተት ንምእራም መፂእካ ደጊምካ ምግጋይ እንታይ ዝብልዎ እዮ።
ትገርሙ እኢኩም ብጌጋ ተረዲእኩምና ክብሉና ድዮም መፂኦም?
👏👏
ahiya😂😂😂
ዜናዊ ለክባጥ ናይ ባሓቂ ዜሮ ዜሮ እዩ ትርእሰካ ዉዲ ሸዋ
@@WIZBiniboy ንስኻ እኻ ለኽባጥ ባንዳ ወዲ ባንዳ:: ከይዲኻ ንደብሪፅ እንይንይ በሎ:: ደቓሉ ህዝብና ወዲእኹም ዝተረፈ ድማ ብሞራሎም መፂኹም:: it’s not going to happen.
Kondafat agame
❤❤❤❤💖💖💖💖💖
ጀጋኑና የቅንየልና ናይታ ሓንቲ ቅንጣብ ሒዝና ኣይንቅየምን ንሕና ዉን ይቅርታ ብሞባልካ ክብሪ ህዝብን ዓድድን ክብሪ እዩ🙏🙏🙏
ለባማተይ እካዕ ቸጋሩ ኮና ❤❤❤
ከምዚ መፂኹም መብርሂ ምሃብኩም ፅቡቕ እዩ።
❤❤❤❤🙏
♥️♥️
ጨዋ ህዝብ የትግራይን ህዝብ ሰወዳችሁ በምክንያት ነው በቃ ሙያ በልብ ነው የግድ እሱ የት እንዳለ ያውቃል መግለፅ ቡዙ አይጠበቅበትም አንበሳ ከዜ በላይ ለሰይፉ መግለፅ አይጠበቅበትም ዘፈኙንም አከብረዋለሁ መግለፅ ባለበት ልክ ተናግሮዋል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ndemamer tegaru ahwatey
👍🥰
ለኻብጥ ሰክት ሓሳዊ "ዝኣኽለንያ ጢሒነንስ ብኣለማርያም ይብላ" ። "ምስቲ ዘሎ ሰላም ወጥሪ ኣየድልን ገለገለ..." ዘይኸውን ምኽንያት ኣይትዛረብ ሕጂኸ ኣብ ሚድያ ኣይኮነን ድዩ ዝዛረብ ዘሎ፤ ከምዚ ኢለ እየ ዘይተዛረብኩ ኢሉ መልሲ ክህብ ከሎስ ወጥሪ ኣየልዕልን ማለት ድዩ? ብስሩባ ድሕሪ ሕጂ ሰማዒ የብለይን ኢልካ ትቀባጥር ኣለኻ ከዳዕ ፈራሕ መጀመርያስ ክትመሳሰል እባ።
😍ትግራዋይ ከማኻ ባንዳ ደሓን ይኹን ኢሉ ምስኡ የንብሮ እሞ መሊሱ ኣብ ቁርፂ እዋን ንትግራዋይ መሊሱ ፀገም ይኾኖ ። ጃጃዊ ባንዳ ኣይተድልየናን
ምድረ መንቀኛ you want him to fail. He sacrificed for Tigray the people of Tigray, even ኣብ ሓዊ ኮይኑ:: ጀግና ጀግና ምፅዋትኸ ኣብ ምንታይ አብፂሕና አሎ ህዝብና ተወዲኡ አሕዋትና ተደፊረን ደቂና ከይወልዱ ከይተርእዩ ተወዲኦም አዴታትና ብሓዘን ዘይመስልዎ መሲለን ዓድና 100 ዓመታት ልድሕሪ ተመሊሱ ብምልዮን ዝቑፀሩ ሕዝብና አብ ጭቃን አብ ጎዳናታት እናሓደ ምንም መፍትሂ ዘይብ እናረአኹም እዚ ሓውና ክተውድቑ ዲሕ ክትብሉ ንርኢ አሎና:: so sad!
🙏🙏❤️❤️
ለባማት!🥰🥰🥰🥰🥰
እና ከሰይፉ ጋ ስትሆንስ ትፈራለ እዴ
ኣነኮ ስ ኢትዮጵያ ብዘይ ትግራይ 00 እያ