"ህግደፍ ጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ ጀነራል ፃድቃን 'ዩ ዝመርሖ'ዩ ዝብል " ቃለ መሕትት መም. በየነ ገብረግዝኣብሔር (ውፉይ)-interview With Beyene

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 2.2K

  • @temporary995
    @temporary995 ปีที่แล้ว +123

    ክብርቲ መድህን ንኣቶ በረኸት ካሕሳይ ውን ሓደ መዓልቲ ክትዕድምልና ብዛዕባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ኤርትራን ክትንትነልና ተስፋ እገብር

    • @rehasetgebregziabher1202
      @rehasetgebregziabher1202 ปีที่แล้ว +3

      ናይ በሓቂ

    • @ኣደይንዓደይን
      @ኣደይንዓደይን ปีที่แล้ว +2

      I HOPE ኣብዚ ሓጺር ግዜ ተምጸኣልና ትኸውን

    • @freweynibrhanu489
      @freweynibrhanu489 11 หลายเดือนก่อน

      እወ ብጣዕሚ ንፉዕ ሰብ እዩ በረኸት ካሕሳይ

    • @DimyanaHaben
      @DimyanaHaben 7 หลายเดือนก่อน

      @@ኣደይንዓደይን u r ma model wufuy i hope msaka krakeb b FB…

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin ปีที่แล้ว +13

    ብራኸ ሸዉ መድህን. ሐብትና ለባም ኢኺ ከምዚ ዘቕረብክዩ ንሐዉ ዉፉይ ነመስግነኪ ብሐቂ ቀጽልዩ

  • @ወዲሃለቃ
    @ወዲሃለቃ ปีที่แล้ว +29

    ፅቡቅ መግለፅን መደብን
    ጋዘጠኛ መድህን&ውፉይ!!! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሕብረት ተጋሩ ሰሜንን ደቡብን
    ክረጋገፅ እዩ ግድን?

  • @andebrhangebremedhin495
    @andebrhangebremedhin495 ปีที่แล้ว +2

    Thanks!

  • @Daniel-xz5lh
    @Daniel-xz5lh ปีที่แล้ว +20

    ብረዝደንቲ ዉፉይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💙💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @habtomteferi2147
      @habtomteferi2147 ปีที่แล้ว

    • @SamuelYakob-iz8vd
      @SamuelYakob-iz8vd 8 หลายเดือนก่อน +1

      Kkk kkk Prezdent kll Tgray Kkk kkk moyte moyte bis haki kkk kkk Prezdent Kll Hagere Tgray Kkk kkk kkk Tigray Hager koyna kem Ertra kkk kkk kkk

  • @duduvidududu3329
    @duduvidududu3329 ปีที่แล้ว +36

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝርርብ መ. ውፉይ& ጋዘጠኛ መድሂን 💙🌿💙

  • @danielbitew4335
    @danielbitew4335 ปีที่แล้ว +46

    What a classic! I absolutely respect Beyene! I hope people can listen to this great man. Thank you for standing for justice and humanity.

  • @tecleabraham5322
    @tecleabraham5322 ปีที่แล้ว +24

    ሰላም ሰላም ኩቡራት ይሕዋት ብጣዕሚ። ጽቡቕ ማህርን፡ዩ አዚ ዘልዓልኾም ነጥቢ ኣዚዩ ዝምስገን ሓቕነት ፍትሓውን፡ዩ ዕድመን ጥናን ንምነየልኽም።

  • @sieruefrem
    @sieruefrem ปีที่แล้ว +18

    Medhin haftey, you need to be on satellite for all of Tigray and Eritrea to hear your interviews. The quality of your guests and your questions is top-notch 👌

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 ปีที่แล้ว +32

    ልዕሊ እዚ ወናን ሕልና ብፍቅሪ ህዝቡን መንነቱን ዘይዋገ ሓርበኛ መግለጽን መርኣይን የብልናን ልሳኑ ልሳን ኩላትና መርኣይኡ ፖለቲክኡ እምነተ እምነት ኩላትና እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡
    ቁስልና ሓኪምና ሓበራዊ ብሩህ መጻኢ ኣሎና ክወግሕ እዩ ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ሰብ ራኢ ዘማእክልዎ ቃልሲ ተዓዋቲ እዩ። መድሂን ንኡድ መደብ ገርኪ የቀንየልና።

  • @Bilal-pe5dc
    @Bilal-pe5dc ปีที่แล้ว +70

    መግለጺ ሲኢነልካ ውፉይ ሓወይ ኣንቢዕካና መቸም ፡ ትንተናኻ ሰብኣውነት ኣለዎ ኩሉ እዩ ዝፈትወካን ዝድግፈካን ❤❤❤❤❤

    • @habtomabay5276
      @habtomabay5276 ปีที่แล้ว

      ንምንታይ ኣይተረዳኣኒን ገፀይ ሪሒሱ ~ ኣነውን ነቢዔ

    • @asmera998
      @asmera998 ปีที่แล้ว

      @@habtomabay5276kkkkkkkkkkkkkk

    • @SaidKbrom
      @SaidKbrom ปีที่แล้ว +1

      Eih mesakin bez do nebikum
      Mukan zelekumo u zenbakum

    • @lahmet5360
      @lahmet5360 ปีที่แล้ว

      Go to school. Do not waste your time to pull yourself out of day light modern mental slavery and extreme backwardness. Do not spew your sub-humanism and PFDJ's ስሉብ ባርያን ኣገልጋልን። እቲ ዘሕዝን ድማ ኣብ መበል 21 ክፍላ ዘበን እንዳነበርካስ ኣዝዩ ድሑር ናይ መበል 19 ክፍላ ዘበን ስብኣውነት ምልባስካ እዩ። ተማሃር ሰልጥን ሰብ ምዃንካ ኣመስክር። ፋራ።

    • @lahmet5360
      @lahmet5360 ปีที่แล้ว +1

      ​@@SaidKbrom
      ኣታ ዓዋን ኪድ ናብ ቤት ትምህርቲ።

  • @desalegoytom3432
    @desalegoytom3432 ปีที่แล้ว +32

    ብሓቂ ሓታቲትን መድሂን ሓፍቲና ተሓታቲን ጅግና ሓዉና ዉፍይ ደስ ዝብል ሕቶን መልስን ነሩ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ❤❤❤

  • @nxjdnNckfn-rp8wb
    @nxjdnNckfn-rp8wb ปีที่แล้ว +26

    መድሂን ጅግና ፣ዕንቋዕ ፣ነዚ ፈታዊ ኣህዋቱ ፣ፈተውቱ ፣ዝፈቱ ፣ሓው ፣ኣቅረኸብልና ፣ደስ ኢሉና ደስ ይበልኪ ።

  • @yonasyikealo7197
    @yonasyikealo7197 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ዉፉይ !!! ሓቂ ዝሓዘ ክዕወት'ዩ ። ነባሪ ሕዝቢ እምበር ነባሪ ስርዓት የለንሞ መምሕር በየነ ቓልሲኹም እንተበርቲኡ ክልቲኡ ሕዝቢ ሰላም ዝረኽበሉ ጊዜ ርሑቕ አይኮንን ።

  • @dawitmichaeldebushu7505
    @dawitmichaeldebushu7505 ปีที่แล้ว +2

    ኣይ ናይ ብሓቂ ካብ ዓለምና ዘፍረየቶም ሰብ ተውህቦ በላሕቲ ካደራት ኢካ በየነ ወዲ ህዝቢ።

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 ปีที่แล้ว +45

    መምህር ዉፉይ ንበረልና ክበረልና። 👋🏼

  • @ftrue7898
    @ftrue7898 ปีที่แล้ว +31

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል ሐሳብ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ንቕድሚት ነምጻኣዬም የቐንየልና መድህን ❤💙❤

  • @Bilal-pe5dc
    @Bilal-pe5dc ปีที่แล้ว +34

    በረኸት ካሕሳይ ውን ዓድምዮ ብዙሕ ክንምሃር ንኽእል ኢና thank you❤❤❤❤❤❤

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቃለ መሕትት ኢዩ ብርኽቲ ፍጥረት!! ህዝቢ ትግራይ ደኣ ግዜ ሓሲሙ እምበር፡ እቲ ቀንዲ ህዝብና እንድዩ። ካብ ህዝቢ ትግራይ ንላዕሊ መን ኣሎና። ዘይግብኦ ሕሰምን መከራን ዝረኸበ ብሩኽ ህዝቢ❤❤❤ ውፉይ እኳ ኣብ ሚድያ ዕድል ረኺቡ ክዛረብ፡ ብዙሕ ህዝቢ ኤርትራ ኣሎ ከም ናይ ውፉይ መርገጽን ሕልናን ዘሎዎ።

  • @semeregebrelibanos9918
    @semeregebrelibanos9918 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ክቡራት ኣሕዋት። እንቓዕ ብሰላም መጻኹምና።
    መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ኢዩ።
    ከምዚ ዓይነት መደቕ ጽልኢ ዘፍርስ መደባት ብኽልቲኡ ወገን ክስራዕን ክትግበርን ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ ሞ ቀጽልዎ ሓደራ።
    ሓብትና መድህን መደባትኪ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቆ ኣጆኺ። ኣብ ትግራይ ዝተደርሱ መጻሕፍቲ ትግርኛ ንኹልና ዘገድስ ኢዩ ሞ ክባጽሓና ክትሰርሒ ከዘኻኽርኪ ይፈቱ።
    ሓውና መምህር በየነ ውን ከም ኩሉ ግዜ ቀጽሎ ኣጆኻ። ጉዕዞ ለውጢ ዋላ ይንዋሕ ከም ንበጽሖ ጩራርታቱ ተቐልቂሉ ስለዘሎ ዓቢ ተስፋ ዘስንቕ ሓቂ ኢዩ።

  • @aarong1632
    @aarong1632 ปีที่แล้ว +46

    ውፉይ ጅግና ኢኻ ናይ ብሓቂ ኣብ ጎኒ ውጹዓት ደው ኢልካ ብግብሪ ኣርኢኻና ኢኻ። ስርዓት ውልቀ መለኽቲ ዘይትቕበል ንሓርነት ህዝብኻ ደው ዝበልካ መርኣያ ኢኻ። 💪❤

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet ปีที่แล้ว +3

      እሞ ክንደይ ዓመት ልፍሊፉ

    • @hailewolde1816
      @hailewolde1816 ปีที่แล้ว +3

      ​@@AdayHiwet
      ከምዚ ከማኻ ኣንጻር ጥቅሚን ረብሓን መስተርሆን ህዝቢ ደው ዝበሉ ስለዝበዝሑ ደኣ ከይከውን።

    • @Marken-jb3ez
      @Marken-jb3ez ปีที่แล้ว

      @user - nseka k tgebar aleka do

    • @mowdave9578
      @mowdave9578 ปีที่แล้ว +3

      Aregawi kkkkk wieginkum hizkum tim belu eritrea nay beal ezi denko aykonetin seb alowa

  • @berekethaile6493
    @berekethaile6493 ปีที่แล้ว +19

    መምህር በየነ(ዉፉይ) ጅግና ስነ ምግባር💙💙💙💙💙💙💙.

    • @yonas5644
      @yonas5644 ปีที่แล้ว

      Entay tbil wedey tgiray tgiray sile zibele du kakkkk

    • @alemaraia4878
      @alemaraia4878 ปีที่แล้ว

      እዚ ድርባይ ሰብ ኮይኑ ተወዲ ሙ😂

    • @alemaraia4878
      @alemaraia4878 ปีที่แล้ว

      ተዓዲሙ

    • @alemaraia4878
      @alemaraia4878 ปีที่แล้ว

      በየናይ መዓጥ ኡ ንትግራይ ክኸይድ😂

  • @yohanesmeasho1634
    @yohanesmeasho1634 ปีที่แล้ว +12

    ጎይታ ይባርኽካ፡ ናይ ብሓቂ ውፉይ፡ልቦና ዚመልኦ ኣቀራርባ፡ ሰናይ ሕውየት ነቲ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን

  • @amanuelghide1640
    @amanuelghide1640 ปีที่แล้ว +17

    ደስ ዝብል ናይ ኣሕዋት ኢሂን ምሂን ኢዩን መድሂን ሓፍትና ክብሪ ይሃብኪ

  • @brhaneabadi3248
    @brhaneabadi3248 ปีที่แล้ว +23

    ሰላም ሰላም መድሂን ይበል ስራሓ ብልቢ'የ ዘድንቀኪ ይበል ስራሓ ቀጽልዮ ። ቀጽለ ክብሎ ዝደል ዝካኣል እተኮይኑ ንጋዜጠኛ ዮሴፍ ገብርሂወትን
    መሓሪ ዮሃንስ ተተቅርብልና ጽቡቑ ኔሩ ኣብ ስርሓኪ ኣትየ ይዛረብ ከይ ህሉ ግን ይቕረታ ግበርለይ 💝💝💖🎉

    • @medhaniebeyan7960
      @medhaniebeyan7960 ปีที่แล้ว

      ብታእሚ ጽቡቅ መደብ መድህን ሓፍትና ቀጻሊ ከም ብዓል ዉፍይ ነዚ ክልተ ህዝቢ ኣብ ምቅርራብ ኣስተዋኦ ክገብሩ ዝክእሉ ሰባት እዮም

  • @tedlagetahun6921
    @tedlagetahun6921 ปีที่แล้ว +81

    ውፍይ ወዲ ህዝቢ ዘረብኡ ዘይፅገብ ❤

    • @ቐሺሓራን
      @ቐሺሓራን ปีที่แล้ว +3

      ብሓቂ

    • @habtomabay5276
      @habtomabay5276 ปีที่แล้ว +4

      ፍፁም ዘይፅገብ ይንበረልና ~ ኩቡር ሓውና

    • @hagosaram1262
      @hagosaram1262 ปีที่แล้ว +1

      ለለይ ምባል ታይ'ሞ ክዓብስ ብተግባር ተዘይኮይኑ ።

    • @nebiatmehari9838
      @nebiatmehari9838 ปีที่แล้ว

      Wade hezbe tigray

    • @World436
      @World436 ปีที่แล้ว

      @@hagosaram1262Lomi 21 kfle zeben ena zelena brasn zereban eyu zftah kulu neger 🩵💙🩵🩵

  • @rutahaile2171
    @rutahaile2171 ปีที่แล้ว +23

    ዉፉይ ጅግና። የቐንየልና ብራኸ ሸው። ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን።

  • @stpual1
    @stpual1 ปีที่แล้ว +13

    ዓብይ ሰብ እዩ ናይሎሚ ብራኸ ሸው ,ብጣዕሚ ብጣዕሚ እዩ ውፉይ ሰብ,ንዝቃለሰሉ ዘሎ ቃልሲ አምላኽ ይሓግዞ።
    ብጣዕሚ ዝፈትዎ ሰብ እዩ።

  • @ሃይለኪዳነማርያም
    @ሃይለኪዳነማርያም ปีที่แล้ว +10

    We have a bright future. Thank you. Perfect host and guest

  • @okubanuguse5462
    @okubanuguse5462 ปีที่แล้ว +17

    ዉፉይ ተነቢቡ ዘይተወደአ ዲግሽነሪ ተጋሩ ኣሕዋትና ሓቢርና ደም ንለጋገስ እንበር ደም ኣይንፋሰስን ንዓኩም ሒዝና እንተ ናይዞም ሸፋቱ ሳሕል ግን ኣብ ሕጊ የራክበና

    • @hardsg
      @hardsg ปีที่แล้ว +1

      ሰክት ሎይባ ሎቕማጽ

    • @berhane3670
      @berhane3670 ปีที่แล้ว +3

      ባርያ ወዲ ከዳዕ ኣናብስ ሳሕል ኣቦታትና ታሪኾም ክንደግሞ ኢና ቅሰን ኣንታ ኣድጊ መቀለ

    • @hamlaywefrishambako4155
      @hamlaywefrishambako4155 ปีที่แล้ว

      ኣንታ ቆፍቋፍ ዓጋመ ክትድከር ኢኻ ሐራይ ጠይቂ ኣድጊ!

  • @haneber7369
    @haneber7369 ปีที่แล้ว +27

    💙ሰማያዊት ሰውራ ክሳብ ኣስመራ!💙

    • @eseyaskelab5813
      @eseyaskelab5813 ปีที่แล้ว +3

      donkoro resah hasad buda barya tgrway lmant sermt Amzar

    • @Marken-jb3ez
      @Marken-jb3ez ปีที่แล้ว +3

      Semeyawi sewera kesab asemera

    • @belalilula6909
      @belalilula6909 ปีที่แล้ว +1

      bqetri thelm aleka 😂😂😂

    • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
      @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ ปีที่แล้ว +5

      ድሙ እንታይ ይራኣየኪ ተልዋስ ኣንጭዋ በለት.

    • @chantellecox3415
      @chantellecox3415 ปีที่แล้ว +2

      ንዓጋመ ዶ ዓጋመጉዛይ

  • @esayastesfayesus8575
    @esayastesfayesus8575 ปีที่แล้ว +22

    መድህን ሓብትና ስለ'ቲ ነዚ ሓደ ህዝቢ ኣብ ንቡር ክምለስ ትገብርዮ ጻዕሪ ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን! ውፉይ ከኣ ከም ስሙ፡ ኣብ'ዚ ሓደ ህዝቢ ዝገብሮ ዘሎ ኣበርክቶ ነባርን ተዘካርን'ዩ እሞ፡ ክልተ ውፍያት ኢኹም መድህን ሓብትና ጅግና፡ በርትዑ! ቃልሲ ህዝቢ ይዕወት!

    • @chantellecox3415
      @chantellecox3415 ปีที่แล้ว

      አደ ህዝቢ አብ ኤርትራ ዘለው ህዝቢ ጥራህ እዩ።

  • @Kidyon
    @Kidyon ปีที่แล้ว +6

    መምህረይ ከም ወትሩ ጽቡቅ ትንተና 💙💙

  • @ashebrkiros4195
    @ashebrkiros4195 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ውፊ መምህር እውን እንትንእሰካ እዩ መድሂን ሓፍትና ድማ ናብዚ ምቕራብኪ ንኩሎም ፈተውትን ፀለአትን ተልዮም ናብ መድርኽ ክተቕርብዮም ንምነ

  • @agona4373
    @agona4373 ปีที่แล้ว +13

    This guy absolutely rocks!! ሕሊና፣ዓቕሊ፣ምስትውዓል፣ልቦና፣ፍልጠት! ዕድመን ጥዕናን ይሃብላ እምበር ንዓና ንተጋሩ እውን ተስፋና ንስኻ ኢኻ! ተስፋ ዳግማይ ሕውየት ንሕውነት!

    • @agona4373
      @agona4373 ปีที่แล้ว +2

      @sebhat1352 Believe me he is causing more damage to the Isaias regime through his enlightening teachings to the youth than he would ever cause through an armed struggle.
      He has completely changed the game in the diaspora. The PFDJ is practically destroyed and divided and in disarray in the diaspora now thanks to Wufuys honest and brave teachings.

  • @sahledebesay4229
    @sahledebesay4229 ปีที่แล้ว +35

    ❤እምበረ ውፉይ ፕሮፌሰር በየነ ገብረዝግኣብሄስ ቀላሲ መናእሰይ ኤርትራ ንብሩህ መጻኢ ❤❤❤🙏🙏🙏

    • @aliveli9307
      @aliveli9307 ปีที่แล้ว

      0:37

    • @AmanFitsum
      @AmanFitsum ปีที่แล้ว +1

      Kabey zmexe professor fine art Kngaro zfetene keman aywedan

    • @abelteame1450
      @abelteame1450 ปีที่แล้ว

      ​@sebhat1352 why do u care where he goes?

  • @yonasandemariam7163
    @yonasandemariam7163 ปีที่แล้ว +10

    You did good duys, thank you medhn kea wufuy is always with better ideas💙💙

  • @danielbokru1521
    @danielbokru1521 ปีที่แล้ว +14

    Excellent & Articulated presentation, Wufuy!

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k ปีที่แล้ว +7

    ያኣኽ ምሰ ውፉይ ዝነኻ ኣተሓሳስባ ደሰ ክብል በሰምኣም 🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏ሓሳብ ልብኻ የሰምረልካ 🙏ከምኡውን ጋዜጠኛ መድሂን ሓፍትና ንፍዕቲ ሓታቲት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏ነዚ ፍቅሪ ርሒቁዎ ዘሎ ህዝብታት ሰላምን ፍቅርን የውርደሉ ኣምላኽ ኣሜን 🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @bgirmay
    @bgirmay ปีที่แล้ว +1

    What a level-headed intelligent human being. We need more ppl like you to drive Tigray, Eritrea snd Ethiopia onwards and upwards!!

  • @YONASGEBREMESKEL-cp8zn
    @YONASGEBREMESKEL-cp8zn ปีที่แล้ว +21

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ መድህን ነመስግን 💙💙

    • @elilhagos9952
      @elilhagos9952 ปีที่แล้ว +2

      This is 100 % lie, is he talking about the county Eritrea that I know , your analysis is too exaggerated, we know Tigray ppl we r brought up together what untouchable r saying is far from the truth , what a paradox, r you trying to reconcile eritea and Tigray or the opposite, I don’t understand your aim, hopefully ppl will analyze it well, your r a liar

  • @warroom5739
    @warroom5739 ปีที่แล้ว +23

    ናይ ብሓቂ ክብሪ ይግብኣካ እዩ ውፉይ ጅግናና 💪🏿💪🏿

  • @eyobteweldemedhin
    @eyobteweldemedhin ปีที่แล้ว +32

    ዉፉይ ግን ብሐቂ ሂወትካ ናብራኻ ኩሉ ዘረባኻ ክዕዘቦ ኸለኹ ቁኑዑ ኢኻ

  • @meseretberhe2964
    @meseretberhe2964 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤❤ እግዚኣብሔር ይመስገን ጽቡቕ፡ ብርኽትን ጽብቕትን ፍጥረት!! እንቋዕ ብሰላም መጻእክን መጻእኩምን።

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣር ይባርኸካ ናይ ብሓቅ ውፉይ ልቦና : ዝመለአ ኣቀራርባ ሰናይ ህይወተ ንት ውፁዕ ህዝብ ትግራይን ኤርትራን ብዓል ሙሉአ ሕልና ዕድመይ ጥዕና ይሃብኻ 💙🙏💙💙😍😍 ጋዘጠኛ መድህን ያቀንየልና ንዝ ብርኽ ሓውና ድዓደምኽልና 🙏💙😍😍💊🙏

  • @JezzZejj
    @JezzZejj ปีที่แล้ว +64

    እንበር ውፉይ ፅሩይ ኣታሓሳስባ ዘለዎ ሰብ
    ሓሳብኩም ምሉእ ይግበሮ

    • @yonas5644
      @yonas5644 ปีที่แล้ว +1

      Aye tegiaru abi birgiedi nkebdu ktihngieru du hasabkum kab emni mdirbay zihalif aqimi yebilemun aukonen do ezom qlwilaw mennet America wen lieli 30 amet serihatlu kiewet aykealen akaydiom abi miqyar yrikebib

    • @TV-vg8ev
      @TV-vg8ev ปีที่แล้ว

      @@yonas5644animal hgdef:::Kab esayas syndrome Bmachelot brgied nhamedu mhxab yedlyeka Alo!!!

    • @kibromgoitom4044
      @kibromgoitom4044 ปีที่แล้ว

      ​​@@yonas5644awel entay elu. 😊😅😂😂😂 Aynzarebn Ente kielka tezarebo 😂🤷🏾‍♂️🤷🏾‍♂️🤦

    • @kibromgoitom4044
      @kibromgoitom4044 ปีที่แล้ว

      ​@@yonas5644 wey ka hteto 😢😢😂

  • @bh8509
    @bh8509 ปีที่แล้ว +65

    He can explain anything with clarification and knowledge.

  • @nftalemFisehaye3169
    @nftalemFisehaye3169 ปีที่แล้ว +22

    የቐንየልና መድሂን ሓፍትና ምስ ኩቡር ሓውና በየነ ውፉይ

  • @TesfitMengs-oh7rb
    @TesfitMengs-oh7rb ปีที่แล้ว +13

    በርጌድ ንሓመዱ 💙💙💙💙💪💪💪

  • @solomonasefa5648
    @solomonasefa5648 ปีที่แล้ว +18

    Wufuy you are a brilliant man and hopefully you will be unite the people of Eritrea and Tigray and be come again the influential people.

  • @jemilaabdulqader5744
    @jemilaabdulqader5744 ปีที่แล้ว +28

    በየነ ውፍይ ባዓል ፁሪይ ሕሊና ባዓል ፅንዕ መተከል 🤲✊🙏👍

  • @HabtomHaile-ee4tl
    @HabtomHaile-ee4tl ปีที่แล้ว +20

    ዋውውው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝብል ውፉይ &ምድህን ሓብተይይይ

  • @asmelashpost5670
    @asmelashpost5670 ปีที่แล้ว +42

    ሓው ውፊ ናይ ባሓቂ ሚዛናዊ ትንትና ኢኻ ምልእኽቲ ትሕልፍ ዘለኻ'ሞ መፃኢ ናይ ክልቲኡ ህዝብታት ሰላምን ራህዋን ይፍጠረሉ..........!!

  • @bahtimegabit8702
    @bahtimegabit8702 ปีที่แล้ว +3

    Apcritiat for both off you ..💪🙏✅ውሕሉልን ትሕትናን ዘለዎ ሕቶ ..✌️በሳልን ዕቢ ተስፋ ዝህብ ተባዕንኢካ እሞ መፃኢካ ይባረክ..💪 ተስፋ አለና አባካ ቀፅለሉ ውፉይ ጀግና ወዲ ህዝቢ..👊

  • @tesfakirosmirach3948
    @tesfakirosmirach3948 ปีที่แล้ว +1

    ባሓቂ በሊሕ ሰብ

  • @habtusebhatu7843
    @habtusebhatu7843 ปีที่แล้ว +8

    Thank you Medhin haftena for bring to your media our brothers WEFUY and we’re expecting from you to invite like teacher BEYENE more and more….

  • @KidanNegash-bx7xz
    @KidanNegash-bx7xz ปีที่แล้ว +22

    ዉፉይ በዓል ሰፊሕ ልቦና መድህን ሓፍትና ድገምና ዓድምኖ እባ !

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 ปีที่แล้ว +10

    ውፉይ መቀሰንየይ መኩርዒየይ ሓበነይ ኩሉ ኢኻ :ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን 🙏

  • @kidanedebesay1639
    @kidanedebesay1639 ปีที่แล้ว +47

    ዝፈትዋ ጋዝተና ምዲህን ሓፍተይ ንውፍይ ኣብ ምደብኪ ምዒዳምኪ ይቅንልና ❤
    1 ንነጽር
    2 ንስፋሓ
    3 ንትዓወት
    BN & DTF

  • @Ytbarekeamlakeqdusanabewine
    @Ytbarekeamlakeqdusanabewine ปีที่แล้ว +1

    ውፉይ ጅግና ኣቦ ውጽዓት መ/ም እዚ ንኡስ ወለዶ ❤❤❤❤
    ጋዜጠኛ መድህን ሓፍትና ድማ ንፍዕቲ ናይ ብሓቂ ምቅልልቲ ኣጀኪ በርትዒ እዚ ክልተ ህዝቢ ብሰንኪ እዞም ፕሎትከኛታት ዝወርዶ ህልክን ጽልእን እዚ ንኡስ ወለዶ ብከምዚ ክመሃር መታን ብዙሕዕዮ እዩ ዝጽበየና ዘሎ ስለዚ ብፍላይ እዞም ጋዜጠኛታት የሕዋትና ኣጀኩም በርትዑ ነዚ ክልተ ህዝቢ ካብ ጽልእን ህልክን ናጻ ኣውጽእዎም።

  • @bereketberhane8813
    @bereketberhane8813 ปีที่แล้ว +16

    ኣቤት ልቦና ብኸፈሩ አዩ
    እንቃዕ ናትና ኮንካ ኮሪዕዳ ወድቶም ኣባይቲ💙💙💙💙💙💙💙

  • @danielgebreab692
    @danielgebreab692 ปีที่แล้ว +32

    💙💙💙great job መድህን ሰናይ ግዜ! ንበረኸት ካሕሳይ ውን ማዓልቲ ፈሊኺ ተትዕድምዮ ጽቡቕ ኔሩ! ንፉዕ ተንታኒ ፖለቲከኛ ኢዩ!

    • @Brakhe_Show
      @Brakhe_Show  ปีที่แล้ว +8

      ሰላም ዳኒኤል ናብ ብራኸ ሸው ክበፅሕ ዝግብኦ ዝኾነ ይኹን ሓበሬታ ኾነ ጥቆማ እንተሃልዩ በዚ ኢሜል ኣድራሻ ክትረክቡና ትኽእሉ ኢኹም!
      የቐንየልና!
      Rahelageb5@gmail.com

    • @merytigraweyti
      @merytigraweyti ปีที่แล้ว

      Ketsali keani medi haftey yessef gebrehiwet amtslna❤❤❤

    • @merytigraweyti
      @merytigraweyti ปีที่แล้ว

      @@eriblood803 entay zbelwo neger eyu wedey mhret yewrdelka eske mearey mskin nefer abti nska zelekayo dereja weride anes aywerdnwi nskatkum dea b tmhrti eikum 0 ember b tserfi dea digri ztemerwkkum eka eikum

    • @abrahamhagos1938
      @abrahamhagos1938 ปีที่แล้ว

      ​@@eriblood803Eri blood or Gonder blood. Typical Barya.

    • @solomonteshagerethiopian6483
      @solomonteshagerethiopian6483 ปีที่แล้ว

      @@eriblood803you will be sorry very very soon barya dictator you’re not Eritrean you’re simply barya 🐒

  • @burhanekahsay565
    @burhanekahsay565 ปีที่แล้ว +10

    ዋውውው btami ደስ ዘብል መድህን ሓፍተይ @ መምህረይ ኮኮብ ኣፍሪቃ ❤❤❤

  • @smnag.5861
    @smnag.5861 ปีที่แล้ว +3

    Waaa, amazing interview.... it is like a nice conversation and dialogue. Reality is all around every single word and sentence.

  • @ሰብሰባብ
    @ሰብሰባብ ปีที่แล้ว +4

    መራሒ ደሞክርስትያዊት መጻኢት ኤርትራ ኣይተ ውፉይ & መድህን the great journalist

  • @okubaybeyene6231
    @okubaybeyene6231 ปีที่แล้ว +18

    ንፍዕቲ ጋዘጠኛ መድህን ጽብቅቲ ነዚ ጅግና ተቃላሳይ ዉፋይ ዘቅረብክልና ከም ወትሩ ብሉጽ መብርሂ ቀጽሉሉ
    ንተስፎም ምሓሪ ኣቅርብልና በጃኪ ንሱ ውን ዘይ ተነበ መጽሓፍ እዩ❤❤❤❤❤

  • @weldebrukhadgu2248
    @weldebrukhadgu2248 ปีที่แล้ว +12

    በራኽ እወ መድህን ሽኮር ጽብቕቲን ለባምን

  • @mastermaster8299
    @mastermaster8299 ปีที่แล้ว +15

    I’m tigraway but I love wufuy always

  • @tesfaldetleghesse2679
    @tesfaldetleghesse2679 ปีที่แล้ว +2

    thanks medhin and Beyene

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ኣገዳሲ መደብ

  • @AmanNega-l4m
    @AmanNega-l4m ปีที่แล้ว +5

    ትሕትናይ አኸብሮቲ ምስጋና ስለ ለርኦኸሙና ዉፍይ መድህን ነመስግን

  • @imissmama3978
    @imissmama3978 ปีที่แล้ว +6

    King👑 ዉፉይ 💙✔️

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz ปีที่แล้ว +30

    ውፉይ ወዲ ህዝቢ ዘረባኻ ዘይፅገብ ንፉዕ በርትዕ ኣምላኽ ኣብ ዙርያኻ ይኹን ዝሓወይ❤️🔥🙏🙏

  • @amahagessesse837
    @amahagessesse837 ปีที่แล้ว +3

    Thank you ውፉይ!

  • @natnaelaron
    @natnaelaron 9 หลายเดือนก่อน +1

    Intellectual WUFUY long live Genius. People will need your guidance and insights for the coming decades.💙💙💙

  • @aklilua950
    @aklilua950 ปีที่แล้ว +16

    ደስ ዘብል መደብ መድህን ሓፍትና ንቕጽል ጥርሕ ❤

    • @mowdave9578
      @mowdave9578 ปีที่แล้ว +2

      Nabey kitkitsulu wiegin nimukan diyu koinkum endikum eritrea nay eritreawi eyu beal bilash dekimkin kiterfa ekin

  • @HamelmalTewelede-bu4xl
    @HamelmalTewelede-bu4xl ปีที่แล้ว +4

    እምበር ውፍይ ጅግናናናናናናናና

  • @getachewhailemariam7645
    @getachewhailemariam7645 ปีที่แล้ว +9

    መዕገቢ መልሲ❤👍

  • @gebreandemichael8975
    @gebreandemichael8975 ปีที่แล้ว +2

    WELCOME GREAT JOB THANKS❤

  • @danielhabte7100
    @danielhabte7100 ปีที่แล้ว +7

    ዉፉይ ሓቀኛን ንቁሕ ሰብ። stay blessed 🙌 😇 🙏 ☺️.

  • @bereketfitwi5963
    @bereketfitwi5963 ปีที่แล้ว +11

    ውፉይ ኣቦ መንእሰያት ጅግና ወዲ ህዝቢ!

  • @Senafae
    @Senafae ปีที่แล้ว +56

    💙💙 future President of Eritrea Beyene gerezgiher (Wufuy) We love you 💙❤️‍🩹❤️‍🩹

  • @MihreteabDebas-mu8vz
    @MihreteabDebas-mu8vz ปีที่แล้ว +4

    Proud of you wufuy and journalist መድህን

  • @keseteberaki8367
    @keseteberaki8367 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብሱል መደብ የቀንየልና መምህር ምስ መድህን ሓፍትና❤❤❤❤

  • @1995mwa
    @1995mwa ปีที่แล้ว +7

    ኣዝዩ ኣገዳስን መሃርን ቃለ መሕትት። የቐንየልና ዉፉይ። የቐንየልና መድህን ነዚ ቃለ መሕትት ምድላውኪ።

  • @Hiwet-p8t
    @Hiwet-p8t ปีที่แล้ว +14

    ጅግና ዉፉይ ዓይነይ ወዲ ህዝቢ

    • @bisratmeasho3021
      @bisratmeasho3021 ปีที่แล้ว +1

      Kemiu ayni kunchi ktkewn aloka aynka tekiynu dea
      Sebar brki kidu tifiu nab tgraykum ertra n ertrawyan tray eya tmlket chefaf ayni kid ቁልዒ ናትካን ናይቲ በዳን መራሒኻ ውሉፍ ቅድም ኣጽርዩ

  • @maxinteriors
    @maxinteriors ปีที่แล้ว +4

    Good job Medhin Ayney.

  • @bana1874
    @bana1874 ปีที่แล้ว +10

    Wufuy መንግስቲ መርዚ ሻዕቢያ💙💙💪🏿💪🏿

  • @demermedia8504
    @demermedia8504 ปีที่แล้ว

    What a wonderful politician. Clarity & Knowledge as it's best. ከምዚ ዓይነት መንእሰይ ፖለቲከኛ ምህላው ተስፋ እዩ።

  • @hagushahiyab4747
    @hagushahiyab4747 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሓውትና መድሂን ጹቡቅ መደብ ኣቅሪብክልና ዉፍይ ብሓቂ እታ ዉፉይ እትብል ሳጋ ሎሚ ፈሊጠ ሃብሮም። እንተ እታ ህግደፋውያን ዓጋመ ዓጋመ ዝብሉና ሓንቲ ቓንቓ ትግርኛ ስለ ንዛረብ ኣሕዋት ህዝቢ ሙኻና ስለ ዝፈልጡ ሕውነትናን ትውልድናን መኸወሊ ድፋዕ ብምጥቃም ዓጋመ ይብሉና ።ዎዮ ሃላያት ኮይኖም ዳኣ እንበር ሕውነትና እዮም ዘጉሉሑ ንኺድ ጥራይ ሎሚ ዓጋመ ጽባሕ ዓጋመ ዒም ዝበለ ይታሓጎም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @Rocky-life518
    @Rocky-life518 ปีที่แล้ว +42

    The views says it all just in a few hours thousands viewed his interview! He has profound influence among young Eritrean and Tigrayian

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 ปีที่แล้ว

      Fools, he leading to a cliff again

    • @Rocky-life518
      @Rocky-life518 ปีที่แล้ว +2

      @@hagarawinet2088 how so? That is just your subjective view

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 ปีที่แล้ว +1

      @@Rocky-life518 I am writing on tegaru’s blindness on following and admiring the so called wufuy

    • @JosephLeseba-zg8rz
      @JosephLeseba-zg8rz ปีที่แล้ว

      ​@@hagarawinet2088Doma

    • @hagarawinet2088
      @hagarawinet2088 ปีที่แล้ว

      @sebhat1352 wufuy is from tigray, if you are tigraway you might think he your leader, but if you are Eritrean and following him blindly, you are betraying your heritage and history. Come back to your Eritrean values and work hard to alleviate shortcomings in Eritrea with your own brothers and sisters

  • @awetfesseha5912
    @awetfesseha5912 ปีที่แล้ว +10

    I admire you principled stand ❤️❤️❤️

  • @habtomabay5276
    @habtomabay5276 ปีที่แล้ว +45

    ሓው ውፉይ እንኳዕ ድሓን መፃእኻ ፀረ ባልዕ ~ ፀረ መን ይኣምኖ 💙💙💙🌿🥀🌿🌷🌿🌹

  • @natiman1542
    @natiman1542 ปีที่แล้ว +12

    ሰሚዒካ ዘይጽገብ የቀነልና መድሂን ሃፍትና & ውፉይ 💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @ወዲጥዑም
    @ወዲጥዑም ปีที่แล้ว +9

    ክብረት ይሃበልና መዲ ንውፉይ ዘምጻእክልና ።ውፉይ ካኣ ጽቡቅ ትንተናን መግለጽን 💙💙💙🌿🌿🌿

  • @Bilal-pe5dc
    @Bilal-pe5dc ปีที่แล้ว +11

    ኣብ ሂወተይ ከም ውፉይ ተንታኒ ዘዕገበኒ የለን ❤❤❤❤❤

    • @chantellecox3415
      @chantellecox3415 ปีที่แล้ว +1

      አበይ ዘሎ ትንተና ? ሰበይተይ ዓጋመ እያ , ብሰለፋ ዓደይ ሸይጠ ብላ ብላ

    • @johnthebrain7990
      @johnthebrain7990 ปีที่แล้ว

      ​@@chantellecox3415😂😂😂😂 ተሓነቕ !!

  • @Lovefor950
    @Lovefor950 ปีที่แล้ว +4

    ደስ ዝብል ቃለመሕተት ጋዘጠኛ ካብ ኹሉ

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 ปีที่แล้ว +5

    ብልጽቲ ጋዘጠኛ ናይ በሓቂ.ዉፍይ ጅግና ኣብ ቀጻሊ ከተምጽዮ ተስፋ እገብር መራሒ ሰላም ኢዩ. ጽልኢ ዝጋሓፈ ብንኡሱ ኢዩ

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 ปีที่แล้ว +7

    እዞም ናትይ 💙💙💙💙🌿🌿💙💙💙💙

  • @tumzgiweldegerima7886
    @tumzgiweldegerima7886 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጸባ ስተ ውፉይ ሓወይ ናይ ርህርሄ ጽምኣት እተርዊ ዓቢ በዓል ሕልና ኢኻሞ ዕወት ይምነየልካ።