12 ኮይኖም ኣሽሓት ሰራዊት ሾዕብያ ሰንሰን ኣቢሎም ዝደማሰሱ ሚሊሻታት ኣሕፈሮም ታሪክ - Desta show

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
    ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
    12 ኮይኖም ኣሽሓት ሰራዊት ሾዕብያ ሰንሰን ኣቢሎም ዝደማሰሱ ሚሊሻታት ኣሕፈሮም ታሪክ - Desta show
    Desta show 👉 (0940985113)
    Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

ความคิดเห็น • 161

  • @sarahfahad2269
    @sarahfahad2269 9 หลายเดือนก่อน +9

    ❤❤❤❤❤ ደስታ ሓወይ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ታሪክ ጀጋኑና ክስነድ አለዎ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 9 หลายเดือนก่อน +3

    ጀጋኑ አቦታትት ዕድመን ጥዓናን ያሃብኩም ፈጣሪ ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-uw3oq8lq8n
    @user-uw3oq8lq8n 9 หลายเดือนก่อน +4

    ጀጋኑ ኣቦታትና ዕድመ ይሃቭኩም❤💛🙏

  • @bisrattsegay7397
    @bisrattsegay7397 9 หลายเดือนก่อน +4

    አሕፈሮም ዓድ ጀጋኑ ንበሩልና አስኪ ❤❤❤

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ደሰታ ሓውና የቅንየልና ጀግና ኣያታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤

  • @Awetberhe-rt2zl
    @Awetberhe-rt2zl 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደሰትሸ ቀፅለሉ ብጣዕሚ ኢና ነመሰግን ❤❤ ኣሕፈሮም ዓዲ ጀጋኑ የዕሰ ❤❤❤

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 9 หลายเดือนก่อน +3

    ማርያም ብእሚኒ ዝተቃለሱ ጀጋኑና ክብር ንዓኩም❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @AliAbdilhadye
      @AliAbdilhadye 9 หลายเดือนก่อน +1

      ዘይመስል

  • @user-wn7jh6bh8f
    @user-wn7jh6bh8f 9 หลายเดือนก่อน

    ክቡራት ወለድና እዚ ኣይግበኣኩምን ነይሩ ኣብዚ ዕድመ እዚ ግን ታይ ሞ ሓሳድ ጎረቤት ክስካብ ዘለኻ ዕረፍቲ ኣይትረክብን ኢኻ እና ተዕርፉሉ ግዜ ርሑቅ ኣይክኸውንን እዩ ሶ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይምነየልኩም ክቡራት ወለደይ💛❤💛❤😍

  • @sabayohanes7309
    @sabayohanes7309 9 หลายเดือนก่อน +2

    ዘግርም ታሪክ❤

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 9 หลายเดือนก่อน

    Thank you for your sacrifice to keep our land from invaders, criminals

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግንኑና ሳላካትኩም ምስሓዱሽ ወሎዶ ተናቢብኩም ትግራይ ከም ትግራይ ክትቅፅል ገይርኩሙዋ የቀንየልና ኣያታትና❤❤❤

  • @melenadan1670
    @melenadan1670 9 หลายเดือนก่อน +2

    ክብሩ ንዓኩም አያታትና ❤❤❤❤❤

  • @agona4373
    @agona4373 9 หลายเดือนก่อน

    ደስትሽ ናብ ኩሉ እናኸድካ ከምዚታት ስርሐልና ብቐጥታ ካብ ኣፍ እቶም ዝወዓሉ ጀጋኑና ክንሰምዕ።

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 9 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሕፎሮመይ ዓዲ ዓበይቲ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ባሻይ ኣዉዓሎም ከም ሹሞም 🦁❤️
    ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ኣቦታትና ማእገርና❤️💛🙏

  • @user-tx3qt3pg4z
    @user-tx3qt3pg4z 9 หลายเดือนก่อน +1

    Desta show, can you also interview Haile Gebru from Adi Aheferom his been a weyanayi since the 17 years struggle 'til now

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 9 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤ We love you hero people Tigray

  • @shewitgeremedhin6058
    @shewitgeremedhin6058 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ግን ኣይግዝኡን ነይሩ ሕጂ ዕድመ የሃብኩም ኩቡራት ጀጋኑ ኣየታትና❤❤❤❤

  • @mdmoon5304
    @mdmoon5304 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑ ኣብታትና💛❤✊💛❤✊💪👍👍🎉

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom3287 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ አቦታትና እንካዕ እስኪ ታባኩም ተፈጠርና❤🙏

  • @ferwiniberhane3342
    @ferwiniberhane3342 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና ኸበሩልና

  • @Paulos-zh5gc
    @Paulos-zh5gc 8 หลายเดือนก่อน

    ኣይ ኣይ ኣይፋልኩም እዞም ኣሕዋተይ። ሻዕብያ ታይ ከምዝገበሩና እማ ኣይጽወዮን። ዘይኸውን ኣይትጽወዩ። ሓቂ ምዝራብ ዶ ኣይሓይሽን።

  • @fitsum2463
    @fitsum2463 5 หลายเดือนก่อน

    desta btaemi gobez tarik tesmeiena aleka bertie ajoka zhawey

  • @user-lp3br9ss2k
    @user-lp3br9ss2k 9 หลายเดือนก่อน +1

    የቐንየልና ምልሻ ዓሕፈሮም። ሻዕቢያ ህዝቢ ትግራይ መን ምዃኑ ይፈልጡ እዮም። ህዝቢ ትግራይ ዝብደል ኩልሻዕ መራሕተይ ኢሉ ብዛኣምኖም ሰባት እዩ። ህዝብና ቅድሚ ሎሚውን በቲ ፍቕሪ ሻዕቢያ ዘይወፀሉ መለስን ጉጅልኡን ተካሒዱ ነዚ ኩሉ ዓፀቦ ተቓሊዑ። እምበር ....

  • @AbreheRezene
    @AbreheRezene 9 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ፊልሚ ተጋሩዋኒ

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy3749 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ ጅግና ህዝቢ የቐንየልና አያታትና ታሪክ ተጋሩ ተፃሒፍ አይወዳእን እዮ❤❤❤❤

  • @seli-saiiat.tigray
    @seli-saiiat.tigray 9 หลายเดือนก่อน +1

    ጀጋኑ ተጋሩዋኒ❤💛❤👑

  • @user-vf4tl9pf9u
    @user-vf4tl9pf9u 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑና እንኮዕ ዶሀን መፃኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤የቀንየልና ጀጋኑ

  • @jonathanarkebe
    @jonathanarkebe 8 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ ኣኮታተይ ❤❤❤

  • @kidanfkrr6580
    @kidanfkrr6580 9 หลายเดือนก่อน +1

    አሕፈሮሞይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤

  • @user-fx6ys6yd6m
    @user-fx6ys6yd6m 9 หลายเดือนก่อน

    AMAZING

  • @shamsahmed-oi4nl
    @shamsahmed-oi4nl 9 หลายเดือนก่อน

    ክብሪ ናአኩም ❤❤💛💛🙏🙏

  • @mimtagrlis9555
    @mimtagrlis9555 8 หลายเดือนก่อน

    😂😂ሰላም ደስታ ክሕሹዉ ከለዉ ቁሩብ ጠጠዉ ዘይተብሎም ዓፈና ንጥዕናኹም ጽቡቕ ኣይኮነን ።

    • @user-zm5ym8ys1v
      @user-zm5ym8ys1v 5 หลายเดือนก่อน

      Ata wed resah mahtsen .tegaru jeganu ena .

  • @tijitiji8274
    @tijitiji8274 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕፈሮም ዓደይ ዓዲ ታሪኽ ❤

  • @beletu7041
    @beletu7041 9 หลายเดือนก่อน

    ደስትሸ ጎበዝ ጅግንነት ቢቢ ውሻጠታት መደራትን ትግራይ ክስነድ ዘለዎ ሐሊፉ ዝተ ረፈ ዩ ሞ ዝኻአልካዮን ዝበጻኻሉን ከብ ባሕሪ በጭልፋ እስኪ ሰንድ የቕንየልና እቲ አነ ዝመስለኒ እቲ ግዙፍ ሸኽሚ እቲመከራ ስቓይ ሽኽሚ ዓሪፉ ዝነበረ አብህዝቢ ትግራይ ዩ እሞ እትኽእል እተኾንካ አብ ገጠራትን መደራትን ትግራይ ዝትኩር እተዝኸውን ጽቡቅ ዩ

  • @fikirtemamo4717
    @fikirtemamo4717 4 หลายเดือนก่อน +1

    Destish. Anta. Gigna. Fotawi. Adu. Nihegna. Kibri. Tigray. Agoka. Ketslelu

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 9 หลายเดือนก่อน

    jeganu milisha tigray!!!!!

  • @nbt859
    @nbt859 9 หลายเดือนก่อน

    ካብ ዑጡቃት ሰንበት አወን ኣመፅልና ብወሑዶም ጀጋኑ ካብ ደቅ እሮብ

  • @alemayotadele7390
    @alemayotadele7390 9 หลายเดือนก่อน

    go to Nekisege......you will to get more war history

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 9 หลายเดือนก่อน +1

    ችዲ በሊ ሎምስ ዝብለዋ ጠፊዋም እዞም ተጋሩ!?

  • @goasd5760
    @goasd5760 9 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕፎሮመይ ዓዲ ጀጋኑ❤❤❤❤

  • @sisaykidane1154
    @sisaykidane1154 9 หลายเดือนก่อน

    Hero

  • @user-em9zz5gk6k
    @user-em9zz5gk6k 8 หลายเดือนก่อน

    Million atikum tifokuru alokum

  • @aregawihayle533
    @aregawihayle533 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ 💪💪💪💪

  • @nigestteka6439
    @nigestteka6439 9 หลายเดือนก่อน

    አንቱም ጀጋኑ ደቂ ማይሰሩ💕🙏🏽

  • @user-zm5ym8ys1v
    @user-zm5ym8ys1v 5 หลายเดือนก่อน

    ahferom adi jeganu kbri neakum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @melatasery1287
    @melatasery1287 9 หลายเดือนก่อน

    አሕፈሮምይ ዓዲ ጀጋኑ ❤❤🙏

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 9 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑ ኣያታትና❤

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 9 หลายเดือนก่อน +1

    ደስታ ፅቡቕ ስራሕ ትሰርሕ ኣሎኻ ከምኒ ትግራይ ትቪ ድምፂ ወያነ ኣብ መቐለ ደቂሶም ንስኻ ግን ብዘይ ማሃያ ግቡእኻ ትዋፃእ ኣለኻ የቐንየልና

  • @user-ug6wr8lb7u
    @user-ug6wr8lb7u 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el 8 หลายเดือนก่อน

    Geganu abotatna 💪💪💪💪✊️✊️✊️

  • @freweinilove5434
    @freweinilove5434 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🙏💘💖💘💖

  • @atobrhanweldegabr
    @atobrhanweldegabr 9 หลายเดือนก่อน

    ዶ ትብለኒ ዘይ ሰምዖ የብለይኔ ሃየ😂😂😂😂😂😂😂

  • @AwAw-oc3ix
    @AwAw-oc3ix 9 หลายเดือนก่อน

    ደስታ ቃለመሕትት ክትገብር ከለኻ ኢድካ ኣይተንጭብጭብ ንዕላልካ ተንሽኑ ይሰርቆ እዪ

  • @selamagebreegziabher6132
    @selamagebreegziabher6132 9 หลายเดือนก่อน

    ዕለት 16 ታሕሳስ ዘይትርሳዕ መዓልቲ።

  • @abebagmedhen6544
    @abebagmedhen6544 9 หลายเดือนก่อน

    ❤💛👊🙏

  • @sawa98
    @sawa98 9 หลายเดือนก่อน

    ሃየ😂😂😂

  • @avielavi990
    @avielavi990 9 หลายเดือนก่อน

    Its impossible to watch it because your hands 😡you should go to especiallist

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu 9 หลายเดือนก่อน

    Wow hero 🙏❤️‍🔥💛❤️‍🔥

  • @KibreKidusanGebreMariam-tn2og
    @KibreKidusanGebreMariam-tn2og 7 หลายเดือนก่อน

    አብ ዕለት 12 ሕዳር ከም አጋጣሚ ኾይኑ ምስቶም አብድፋዕ ዝነበሩ ነባራት ተጋደልትን ምልሻታት ዓዲ አሕፈሮም ብዓይነይ ይሪኢ ነይረ ። እታ ብግንባር ዓጋዘቦን ሰሮን ከልሊን አፈት ሒዙ ይደፍእ ነይፉ አብዝባን እንትጮ ኾይኑውን ቢዙ ሽፋን ይህብ ነይሩ ። አብ ክሳድ ማይ ጎባይ ብድሕሪ እቲ ጎቦ ድማ ሕዝቢ ደንባርባራን ዓዲጣልን ማይሸዋን እኽለማይ ሒዙ ብደጀንነት ይረባረብነይሩ አነ ሻቡ ዓዲ ሰላም ኢለ ናይ ሚካኤል ጸበል መጸዋዕታ ነይራትኒ አብ ክሳድ ማይ ጎባይ ስለ ዝነበርኩ እዩ እቲ አጋጣሚ ። ጎይትኦ አብ እግሩ እንትውቃዕውን ጎይትኦ ይመርሖ ስለ ዝነበረ እቲ ሐይሊ ምልሻና ተደፊኡ ጎይትኦም ሒስካ ምስሐብ ስለ ዘይትኽአለ ሰዓትውን መሲዩ ስለ ዝነበረ አብ ማይ አርባዓ ዘይግመት ቦታ ዓጽዮሞ መጽዮም ሻዕብያ ናይ ደም ነጠብጣብ እናረአየ ብዙሕ ሲዒቡ ነይሩ ግን ክረኽቦ አይከአለን ። ስለዚ ሻቡ ምሽት ሰዓት ሐሙሽተ ብዝገርም ትብዓት መናእሰይ አሕፈሮም ካብቲ ዝነበረሉ ምንጋጋ ጸላኢ አውጺኦም ናብ ከባቢ ዓዲ ሐጎዶ ዝበሃል አብ ህድሞ ክዕቀብ ተገይሩ ። ክልተ ውጉአት'ውን ካልኦት ነይሮም ! እቲ ሐደ ቅልል ዝበለ እዩ ። ነዐኦም ድማ መናእሰይ በተለይ እቲ ሐደ አብ አፉ ስለ ዝነበረ እቲ መውጋእቲ ጸይሮም ንሰፍኦ ወሲዶሞ ካልኦት'ውን በቲ ኸባቢ ዝተወግኡ ስለ ዝነበሩ ናይ ወገን ፓትሮል መጺአ ሒዛቶም ንሐምሎ ከይዳ ። ግን ካብ ዓቐና ንላዕሊ ስለ ዝመልአት ነቲ ዝጠቐስኩዎ ውጉእ ብሸኽሚ እዩ ክውሰድ ክኢሉ ። ከምቲ ጀጋኑ ዝገለጽዎ'ውን ክልተ ወታዳራት ጸላኢ ብዳ አቡነ አብየ እግዚእ አቢሎም ናብ ግሳድ ማሸዋ ክወጹ ከለው ብመንደራጉሕ ክጣሐኑ ክኢሎምዮም ። ናብቲ ከባቢ ብዙሕ ጸላኢ ዋግኡ ረኺቡ እዩ ። አብቲ ዚግዛግ ጎቦታት ድማ እተኮሽ ዝኾኑ ሻብዕያታት ድምጾም እናሰማዕናዮም ቁርሪታት እናጸርሑ ብኸቢድ መሬት የንቀጥቅጥዎ ነይሮም ። ይዝከረኒ ናይቲ ጣብያ ጽሕፈት ቤት ሻቡ ብኸቢድ ክዓኑ ኽኢሉ እዩ ። ክልተ አደታትን ሐደ ህፃን ህይወት ቀጢፉ ። ግን ካብ 45 ዘይበዝሑ ጀጋኑ ምልሻታት አሕፈሮም ንልዕሊ 3 ሺ ዝኾን ሽሾ ሐይሊ ጸላኢ የሻል እናበሉ እስካብ ድሮ ልደት መኪመተሞ ።
    ❤ ካብ ብአካል ተረኺበ ብዓይንን ብዕዝንን ዝተዓዘብኩዎ ብማንካ !!!!

  • @samiates5057
    @samiates5057 9 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @BietYenie
    @BietYenie 9 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ምጥቃእ ትደጋግም ?

  • @tekiaegebremichaelhantal3158
    @tekiaegebremichaelhantal3158 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሻዕብያ ሰለልቲ ሊኡኹ ሓደጋ ከብጸሐሎም ዲኹም ሚስጥር ተቃልዑ ዘይትሓስቡ ኢኹም

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤Jeganu Abotatna❤❤❤

  • @esayastewodros8152
    @esayastewodros8152 9 หลายเดือนก่อน

    Long live Tigaru

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 9 หลายเดือนก่อน

    እንትጮን ኣሕፈሮምን ጀጋኑ

  • @wardemdaihen4309
    @wardemdaihen4309 9 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️

  • @Karneshmawi
    @Karneshmawi 7 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂 እዋይ እዛ ትግራይ ትበሃል ዓዲ ሲ ኣምላክ ጸልእላ ሓደ ጥዑይ ዘይብላ 😂😂😂 ዓዲ ዓፈና

  • @helenfanos7526
    @helenfanos7526 9 หลายเดือนก่อน

  • @amitgebregergis9056
    @amitgebregergis9056 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wediofla3230
    @wediofla3230 9 หลายเดือนก่อน

    Desta,
    Please don't clap 👏 when you ask. It is irritating to hear it.

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 7 หลายเดือนก่อน

    Hasot hasot zserqu zneberu eyom

  • @smd7650
    @smd7650 9 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏👌👌💊💊💪💪

  • @user-yx5vw1xb6b
    @user-yx5vw1xb6b 9 หลายเดือนก่อน

    ዓደይ ዓዲ ኣፈሮም ዓዲቶም ጀጋኑ እዚ ሓቀኛ ታሪኽ እዩ ቅድሚ ኣብዚ ሚድያ ምቅራቡ ሽዑ ሰሚዕናዮ ነይርና እንካዕ ብሂወት ሃሊኹም ንምስክርነት ኣብቀዐኩም ምእንተ ዓድኹም ዝሓለፍኹም ጀጋኑና ክብሪን ሞጎስን ንኣኹም ይኹን 🙏🙏🙏

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 9 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ሕልሚ ጥራሕ ክንቡሩ

    • @maereg7308
      @maereg7308 9 หลายเดือนก่อน

      Anta guhf Barea nay Italy

  • @user-em9zz5gk6k
    @user-em9zz5gk6k 8 หลายเดือนก่อน

    Hasawi game over

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o 7 หลายเดือนก่อน

    Swe shaebiya aynka ayreakhan tqdah.

  • @kdstiataklti-wz3yk
    @kdstiataklti-wz3yk 9 หลายเดือนก่อน

    ደቂ አህፎሮመይ 😍

  • @user-bz8wf9pp8n
    @user-bz8wf9pp8n 4 หลายเดือนก่อน

    ያ ሓራም ዓሌክ ያኣኸ ክንደይ ትሕስዉ 😂😂😂😂😂😂 ሻዕብያ ይትረፍ ባኣኩም ብካልእ ውን ኣይማረኽን ኢዩ

  • @LetinaGHiwot
    @LetinaGHiwot 9 หลายเดือนก่อน

    Hassab aleni izy hitotat asmatomin bzuhi agedasi sele zekone zegeberuwo mistrawe setemom mewestsai agedacy aykonen mkiniatum gena chegrna atewadein

  • @Mantuy189
    @Mantuy189 9 หลายเดือนก่อน

    ብኡነት ኣነ ትግራወይቲ ተመርዕየ ትግራዋይ ምኻን ይሕሸኒ።

    • @user-ox7hd8kh9y
      @user-ox7hd8kh9y 9 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ዋይ ኤርትሪን ዲኻ እነኻ 😜

    • @Mantuy189
      @Mantuy189 9 หลายเดือนก่อน

      እወ

    • @user-ei4sg9vg9w
      @user-ei4sg9vg9w 9 หลายเดือนก่อน

      ​@@Mantuy189Degal Kintir Kebedeka ilu. 😂😂😂😂😂😂

    • @Mantuy189
      @Mantuy189 9 หลายเดือนก่อน

      @@user-ei4sg9vg9w xerfi xbuk aykonen

  • @thabte100
    @thabte100 9 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ጉድ 12 መልሻ ንሙሉአ ሰራዊት ዓጊቱ. በጃኹም ሃለውለው ዓጀውጀው ኣይትበሉ. ትግራይ
    ት ስ ዕ ር 😂😂😂😂😂

  • @merhawidrar5291
    @merhawidrar5291 9 หลายเดือนก่อน

    ዶ ከኣ እንታይ ደኣ ዕጥቅኩም ፈቲሕኩም ደኣ?

  • @kifalma7164
    @kifalma7164 9 หลายเดือนก่อน

    Mulue mealti wigie welu si hade sebt teketilukom kkkkkk

  • @mastermaster8299
    @mastermaster8299 9 หลายเดือนก่อน

    Wadi medhin berad ezi deqla Italian entay meseret alewo eu sala tigray eu

  • @kifalma7164
    @kifalma7164 9 หลายเดือนก่อน

    Tigraiway khsu eyu tefetiru

  • @aseterbelay149
    @aseterbelay149 9 หลายเดือนก่อน

    Ayatatna kabzi nilaeli yenbrkum

    • @yonastekle1848
      @yonastekle1848 9 หลายเดือนก่อน

      they hide and let young people dead..they survived becuse the hide from the enemy ...they sound disgusting

  • @AddisuMeasho-mr7dt
    @AddisuMeasho-mr7dt 9 หลายเดือนก่อน

    ጭብጨባ ግደፍ ብሮ

  • @jockethejockey972
    @jockethejockey972 9 หลายเดือนก่อน +2

    Zitewagiom Shaibia kemzeyokone ab hkya tefedihu. Hasot mechem beqa normal iyu fufa

    • @philiposezewda2564
      @philiposezewda2564 9 หลายเดือนก่อน

      wdi mwdhen berad kid ress ahwatka deley ab tigray medaberaya koynom

    • @jockethejockey972
      @jockethejockey972 9 หลายเดือนก่อน

      @@philiposezewda2564 1.5 fertiliser anta haradi adgi 🤧 gura fekera afra

    • @user-ei4sg9vg9w
      @user-ei4sg9vg9w 9 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@philiposezewda2564Wedi Kelel Axebo Sherok, Fetuhat Serre, Serekti Modis. Kendey Yehwatka Azmadka Guzaee Muzaee Teredieka? 😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @ml-gh9tp
    @ml-gh9tp 9 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂kkkkk

    • @ferwiniberhane3342
      @ferwiniberhane3342 9 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ሓሰኻ ክመውት እንከሎ ክክክክክ😂😂😂😂 እያ ትግብኦ መርድዕ አይግብኦን ንሰራቂ ቂቂቂቂቂ

  • @user-vf4tl9pf9u
    @user-vf4tl9pf9u 9 หลายเดือนก่อน

    VIVI TDF

  • @kifalma7164
    @kifalma7164 9 หลายเดือนก่อน

    Tegaru are born to lie

  • @siedaisshak3618
    @siedaisshak3618 9 หลายเดือนก่อน +1

    ሐሾትሐሾት ሎምስ ድማ ምሰ መንደላይ ሃሃሃ።

  • @dh4343
    @dh4343 9 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዝገርም ጅግንነት ኢኹም ፈጺምኩም፡ ግን ከኣ ንስኹም ሳዓርቲ ሻዕብያ ተሳዓርቲ ከም ዝኾነ ኢኹም ትገለጹ ዘለኹም። ከምኡ እንተኾኑ ደኣ ንምታይ ኢኹም ናይ ቶም ተሳዓርቲ ትብልዎም ዘለኹም ሻዕብያ ዝጥቀምሉ፡ ተጋዳላይ ብጻይ ብጾት ስውእ ስውኣትን ሰማእታት ወዘተ ዝብል ቃላት ትጥቀሙ ዘለኹም? ማለተይ ሻዕብያ ነዚ ቃላት፡ ወያነ ቃልሲ ቅድሚ ምጅማሮም እዮም ዝጥቀምሉ ነይሮምን ዘለውን፡ ኣብ ትግራይ ግን ኣብዚ ሓጺር እዋን ትጥቀምሉ ዘለኹም እዩ'ምበር ዝጸነሐ ኣይኮነን፡ን ሻዕብያ ጸላኢ እናበልኩምስ ንምታይ ናይቲ ትጸልእዎ ህዝቢ ዝጥቀመሉ ቃላት ክጥቀሙ ደሊኹም?
    2 ሕቶ ከኣ፡ ብዕሉም ሰራዊት ዘይኮነስ ብውሑዳት ምልሻ፡ ንብዙሓ ሰራዊት ናይ ሻዕብያ😂ትስዕርዎምን ወነ ዝነበሮ ጅግንነትን ትፍጽሙን ውሕዳት ምልሻ እንተነርኩም ደኣ ማዓስን ብኸመይን ዝኣተወ ሰራዊት ሻዕብያ ደኣ እዩ ትወሪሩ ደፊሩ ተቐቲሉ ትብልና? ማለተይ፡ምስቲ ፈጺምናዮ ትብልዎ ጅግንነትን፡ ኣብ መሬትና ኣትዮም ተደፊርና ተዘሪፍና ተቐቲልን ወዘተ ክትብሉ ከለኹምንስ ኣይጋጮንዶ? መሬተና ከይትድፈር ተኻላኺልና እናበሉስ፡ተወሪርናን ተዘሪፍና ተደፊርና ዝብሉ ሰሚዐ ስለ ዘይፈልጥ'የ፡ ዝናይ ትግራይ ደኣ ከመይ እዩ ካብዝል ዝሓትት ዘለኹ???

    • @kdstiataklti-wz3yk
      @kdstiataklti-wz3yk 9 หลายเดือนก่อน

      አሕፎሮም አያተውዋን ዞም ጎሃፋት አሕዋትካ

  • @yonastekle1848
    @yonastekle1848 9 หลายเดือนก่อน

    your story sounds very amaing , however it wasnt true , you fighting with Shaebiya , and claimed you had one dead...you an me know your story is porky.....

  • @BrightHope-HorizonMedia
    @BrightHope-HorizonMedia 9 หลายเดือนก่อน

    can some one advice this channel to stop broadcasting lies? Lies has destroyed the lives of million of Tigrayans.

  • @SenaiKern-fb3se
    @SenaiKern-fb3se 9 หลายเดือนก่อน +8

    " ዶ " 😂😂😂

    • @user-lp3br9ss2k
      @user-lp3br9ss2k 9 หลายเดือนก่อน +3

      ዓጣሪት ከረን ተጋጊዩ ድዩ?

    • @yenekonjo2314
      @yenekonjo2314 9 หลายเดือนก่อน

      Yes

    • @Wellaitay
      @Wellaitay 9 หลายเดือนก่อน +2

      @@user-lp3br9ss2k
      ቆንዳፍ እጋመ፡ ኣብ ትግራይ ሃሶት ዝባሃል ይለይ
      50 000 ሰራዊት ሻዕዊያ ኣብ ሃደ ማዓልቲ ዘቐተሉ። ዓጋመ ምልሻ ውቕሮ።

    • @sabareda6345
      @sabareda6345 9 หลายเดือนก่อน

      እታ ሀቂ እዚአ እያ ወሀጥያ።

    • @user-hh5jo7eb4b
      @user-hh5jo7eb4b 9 หลายเดือนก่อน

      እወ መን ክነግረሎም እንበር😢

  • @dawitzerzghi8454
    @dawitzerzghi8454 7 หลายเดือนก่อน

    ሓሰውቲ

  • @Wellaitay
    @Wellaitay 9 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ሓደ ማዓልቲ ዝወሰደ ውግአ ሊዕሊ 50 000 ሰራዊት ሻዕዊያ ዝቀተሉ ዓጋመ ምሊሻ ውቕሮ ትግራይ😂😂😂
    ኣየ ነገር ዓጋመ። ኣስደሚሙና ኣፍና ሂዝና ትም አልካ ካብ ምስማዕ ወላሓደ ኣይንብልን።

    • @axumawitkingdom3287
      @axumawitkingdom3287 9 หลายเดือนก่อน

      ዕሾክ ዓጋም ይዉጋእካ ባርያ ጥሪት ኢሳያስ

    • @Wellaitay
      @Wellaitay 9 หลายเดือนก่อน

      @@axumawitkingdom3287
      ኣንታ ቆንዳፍ ዓጋመ ክንደይ ሺሕ ሰራዊት ሻኦዊያ ማ ንስኻኸ ጽወየና ስቲ።

    • @gimihaile354
      @gimihaile354 9 หลายเดือนก่อน

      አቱም ደንቆሮ ኢርትራ ራስ በራስ ተዝኮን ነይሩ ከብ ኢርትራ ፀሪግና ላፍቱ ባህሪ ኢና ክነፅድፈኩም ነይርና። ኢትዮጵያ,አማራ ,ድባይ ,ኢራን ቱርኪ ተሀጊዝካ ጀግና እየ ምባል የህፊር

    • @gimihaile354
      @gimihaile354 9 หลายเดือนก่อน

      አቱም ደንቆሮ ኢርትራ ራስ በራስ ተዝኮን ነይሩ ከብ ኢርትራ ፀሪግና ላፍቱ ባህሪ ኢና ክነፅድፈኩም ነይርና። ኢትዮጵያ,አማራ ,ድባይ ,ኢራን ቱርኪ ተሀጊዝካ ጀግና እየ ምባል የህፊር

    • @gimihaile354
      @gimihaile354 9 หลายเดือนก่อน

      ከይተምሀሩ ዝስደቱ ፊጥረት😂😂

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 9 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂ዑጉም ውቑዓት ርእሲ