ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዝወድቁ ወላዲ ዘል ኣልካ መምህር ፀጋይ ሃወይ ኣምላክ ምርቃ ኣቦና ይብፃህካ
ስልኪ ባ ለኣኸልና ክቡር ሓውና ስልኪ ግደፈልና ነዞም ወላዲ ክሕግዞም እየ😢😢
ሰልኪ የብለሙን ደጊመ ግን ክኸዶም ይኽእል እየ
@@gedamtube ok ናትካ በል ግደፈልና መምህረይ እሞ ክትረኽቦም ከለኻ ትመላኣሎም ናትካ ስልኪ ኣበይ ንረኽቦ ወይ fb
ናይካ ሰልኪ ለአከላ❤@@gedamtube
ምሕረት የውረደሎም ፈጣሪ ክቡር ወላዲና መምህረይ ምርቃ ወለድና ኣይፈለካ ብዉላድካ ተሓጎስ ዝሓወይ 🙏🙏🙏
ኤህ ወያነ እድኩም ኣይትስእኑ
ኣየ ቲ ህዝብና ርህሩህ ለጋስ ❤
ብዝወፀ ይተክአልኪ ሓፍትና አቦናለ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም
እግዚአብሔር ይሓግዝካ ፀጋይ ሓውና ሓፍተይ ለ ብዝወፀ ይተከእልኪ ኣቦናለ ምሕረት የውርደሎም ሓንቲ ማዓልቲ ሕክምና ተትወስዶ ፅቡቅ ነሩ
እህ😢😢😢ተባረኩ እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተክአልኩም ንኩላኩም እትህቡና እትልኣኩ❤
ብዝወፀ ይተክኣልኩም መምህረይ ተባረኽ ሓይልኻ ፅኑዕ ዕድመኻ ነዊሕ ይኹን 🙏🙏🙏😭💔😭💔😭
ቃል የብለይን ተባረኽ እዚ ሓወይ !
አምላክ ይባርካ ክብር ወላድና አሕሕሕ
መምህር ፀጋይ ከመይይይይ ዝበለ ቅቡእ, ሉዙብ, ቃላቱ መዓር ወለላ, gentle, nice, wise beyond his age, respectful. God bless u መምህር. ትሕግዙ ዘለኹም ብዝወጸ ይተክአልኩም ተባረኹ, ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም.
ምሕረት የውርደልኩ ኣቦዋ😢 ❤❤
Amlak mihret yewredelka 🙏aboy mearey❤ segezeab hawey egzabiher xegueu yebzehalka ❤🙏
ምሕረት የውርደልኩ አባዋይ😢😢
መምህር ጸጋይ ተባረኽ፡ ብውሉድካ ተሓጎስ፡ ዕድመኻ የንውሓዮ። ካብ ኣስመራ።
ተባረክ ዝሐወይ መምህር ጸጋይ እቱትገብሮ ሰናይ ስራሕ ብኡነት ፈጣሪ ዋጋኻ ይክፈልካ ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ ዝሐወይ ተባረክ
መምህር ጸጋይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ
ኤህ መስኪን። ምሕረት የውርደልኩም። 🥲❤️🍀🍀
ዓሕ ኣታ ተጋሩ የሕዋተይ በጃኩም እቶም ሕልና ዘለኩም ነዚ ኣቦና ኩሉ ይትረፍ መሐከምኡ ዋላ ነዘቦና, ብህቢ ትግርኛ እንበር ብሃገር ኣይ ሓስብን እየ
ዓይኖም ተሓባበሮመረ በይዛኻ መ/ር ፀጋዘአአብ 🙏
ፈጣሪ ይሃብካ ኩቡር ሓወይ 🙏💙💙
ምሕረት የውርደሎም ወላድየይ
ናትና መርገም ፍሉይ እዩ ፣ ወላድ መኻን ኮይኖም ወለድና፣ ብኤርትራን ብትግራይን ዘሕዝን
Bhaki amlak yeakl ybelna😢😢😢
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤
TDF 😢ነዛ ሃገር ኢሎም ዎዲቆም ወለዲ ሐመድ ክበልዑ 😭🧸🧸💔😭💔😭💔🕊🔔🔔🔔🔔🔔🔔
ኣብ 'ዛ ዘይፍትሓዊት ምድሪ ኣብ ፀገም ንዝወደቐ ሰብ፥ ከም ምሕጋዝ ዘፅድቕን ዘሐጉስን ነገር የለን። ኣብ ሰናይ ተግባር ምስታፍ ትዕድልቲ ልቦና እዩ። ኣምላኽ ዘይውዳእ ሃፍቲ ይዓድልካ ክቡር ሓውና መም/ር ፀጋይ🙏💖🙏
ፈጣሪ❤ሙሉእ ምሕረት የዉረደልኩም ክቡር ወላዲ
ኣይ ከብድካ ክበልዑ ቅድመካ ሓላል ህዝበይ ንዝትህቡ ፈጣሪ ይተከአልኩም🙏🙏🙏😢😢
ፍረ ለማሳት መራሕትን ውፅኢቱን እዙይ እዩ ኣየ ወለድና ደጋፊ ዘይብልኩምዶ ተረፍኹም ናኢዶም ፈጣሪ የሃቦም
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Uaye ✝️😭🙏🙏🙏
ምሕረት የውርደልኩም አቦዋ😢
ኣይ ሓመድ ትብልዕኒ ኣቦዋይ😢😢😢
ኣሕ ትግራይ😢😢😢ግን በሰላ ገድፍኽሎ ወለዲ
M Mr tsegay tsegaka ybzah zhawey
ምመህር ፀጋይ እድሜን ጥእናአን ይሃብካ።
Egzeabiher mehret yewrdelkum Aboy kedengxuka ezom Abo
አቦዋኒ ❤❤❤
አንቱም ህዝቢ ኡይ በሉ ውጹ ህዝቢ ደቁ ጠወርቱ አጥፊኡ አዋይ 😢😢😢😢😢
ፈጣሪ የሃብካ
ፈጣሪ ይርዳእኻ🎉🎉🎉
ኣያዋይ ምሕርት ይወረድልም🥰🥰😢😢😭
ብዝወፀ ይተካአልኩም አሕዋተይ
Aboy halal 😢😢
ክብር ወላዲ ምሕረት የውርደልኩም።
😢😢😢😢😢😢😢ይ፡ኣያዋይይይይይ😢😢😢😢
Ahhhhh hezbna rekybwo zelo..edmen tena yhabka zehawey 🙏🏾😢😢😢😢
Aha
🙏🙏🙏
ተባረክ
ካብ ዞም ወላዲ ዝቕዳሕ ፅንዓት፡ ሓቦ፡ መወዳእታ የብሉን። ትግራይ ምድሪ ፅኑዓት።
Amlak adilka nezi bereket etikafel
መምህር ፀጋይ ንምንታይ ካህሳ ደቆም ከምቲ ካልኦት ዝተውሀብዎ ዘይዋሀቡ ብጣእሚ የህዝን።
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢አቦዋይ መአረይ
FETARI YEHAGZKA ❤❤❤❤
Ezi hbretesebna nana ytameni zey bl entay emo 😢😢😢😢
Aboy marrey amlak mhret yewrdalkum❤
ኣይይይይ እቦዋይይይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አያዋኒ እሕሕ 🙏🙏🙏 😭😭😭
ምሕረት የወርደልካ 👏👏🙏🙏
ከብዲ ዝበልዕ ኩነት ሓደ ወላዲ። ፈጣሪ ይመልኣልኩም ገበርቲ ሰናይ። ትግራይ ኣብዚ ደረጃ ክትወርድ ዝገበሩ ደቂሶም ግዲ ኣይሓድሩን ይህልዉ!!! ኣሕ!!!
😢😢😢😢 kemey yehimim
❤
ተባረኽኽኽኽ
እግዚአብሔር አቦይ😢😢😢
I love them!!!
ብጣዒምይ ዝህዝን ህክምና እውን ክይርክቡ፡ እሞ ክኣ ናይ ሃካይም ዓልም ሃላፊይ ትግራዋይ፡ እሞ ተጋሩ ሃካይም ኣብ ዓልም ዝስርሁ፡ ህክምና ህዝብይ ክርክብ ኣይገብሩን፡
Kkkkkk men eyu eti dr tedros maletki diyu kikdim endiyu abu temedibu zelo gena alokum tegaru polotica alem aytifeltun ekum
ኡፍፍፍ የኔ ጌታ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Wey Hzbna Ahhh Are Egziabher Hzbna Rdayom Emebrhan Yegna Enat Yegna Azagn Yegna Amalaj Hzbachn Be Zerfafa Kemiswa Tebkiln ❤️❤️❤️🥲🥲🥲✝️✝️✝️
በጃካ ህዝቢ ትግራይ ደቆም ምእንቲ ትግራይ ሐሊፎም ወለዶም ዝሪኦም ሲኢኖም ቁምነገር ዘይብሉ ግዛዊ ምምህዳር የሕዝን ።
😍😍😍😍💝💝💝🙏🙏🙏
ኣየዋይ❤❤❤❤❤❤
👏👏👏
Ahhh way welade 😢😢😢😢😢
💔💔😢😢😭
ዋይ ትግራዋይ ረኺብዎ ዘሎ ኤህ ኣታ ዕትሮ ጌታቸው ፍቃዶ ዳ ጫታን ዳ መስተን ናላገፅካ ህዝብና ተፅንቶ ኣለኻ 💔
debera enkellka
ጌታቸው እንታይ ኣበሰ: እቲ ልዑክ ሻዕብያ ኮይኑ ን 17 ዓመት ዝኣክል ኢቶጽያ ዘቁሰለ ፀሊኡን ኣጻሊኡን ተፀሊኡን ዝሃዉተተ መርገም ትግራይ እዩ በደለኛ:: ኢትዮጽያ ብዘይ ወያነ ክትድሕን እያ: ትግራይ ብፍቃድ ኢትዮጵያ ነጻ ሃገር ክትከዉን እያ:: ኢትዮጽያ መርገማ ይቀንጠጥ::
Zelenas nehagez endo mhret yewrdelka ekul aykonen
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😊
Ezom merhti TIGRAY hizb awedom gexkum terhaki nerht tigray nay edkum aytesanu
Ay aboy marey
😢😢😭😭😭አዋይ ምክራ
❤❤❤❤❤❤❤❤
ናትናመርገምፍሉይእዩወላድመኻንኮይኖምወለድናብኤርትራንብተግራይንዘሕዝን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Please add Amharic subtitles to reach out to wider audiences
❤❤❤
❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
😢😢😢❤🙏
😢😢😢
💕💕💕🙏🙏🙏
Please, please make peace no war. The children of the generals and their wives are in Europe and the US living in peace and the children of the poor Tigrean farmers are dying in the war. Make peace no war!
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
🙏🙏🤲🤲🤲👏👏🕊😢😢
አዋይ ፅንዓት ክንደይ ወለድዮም ተዋሪዶም ዘለዉ ንትግራይ ክብሉ አዋይ ቓንዛ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭😭😭አሒሒሒሒሒሒ
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😥
😭😭😭😭😭😭😭😭😭❤🙏
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ዝወድቁ ወላዲ ዘል ኣልካ መምህር ፀጋይ ሃወይ ኣምላክ ምርቃ ኣቦና ይብፃህካ
ስልኪ ባ ለኣኸልና ክቡር ሓውና ስልኪ ግደፈልና ነዞም ወላዲ ክሕግዞም እየ😢😢
ሰልኪ የብለሙን ደጊመ ግን ክኸዶም ይኽእል እየ
@@gedamtube ok ናትካ በል ግደፈልና መምህረይ እሞ ክትረኽቦም ከለኻ ትመላኣሎም ናትካ ስልኪ ኣበይ ንረኽቦ ወይ fb
ናይካ ሰልኪ ለአከላ❤@@gedamtube
ምሕረት የውረደሎም ፈጣሪ ክቡር ወላዲና መምህረይ ምርቃ ወለድና ኣይፈለካ ብዉላድካ ተሓጎስ ዝሓወይ 🙏🙏🙏
ኤህ ወያነ እድኩም ኣይትስእኑ
ኣየ ቲ ህዝብና ርህሩህ ለጋስ ❤
ብዝወፀ ይተክአልኪ ሓፍትና አቦናለ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም
እግዚአብሔር ይሓግዝካ ፀጋይ ሓውና ሓፍተይ ለ ብዝወፀ ይተከእልኪ ኣቦናለ ምሕረት የውርደሎም ሓንቲ ማዓልቲ ሕክምና ተትወስዶ ፅቡቅ ነሩ
እህ😢😢😢
ተባረኩ እግዚአብሔር ብዝወፀ ይተክአልኩም ንኩላኩም እትህቡና እትልኣኩ❤
ብዝወፀ ይተክኣልኩም መምህረይ ተባረኽ ሓይልኻ ፅኑዕ ዕድመኻ ነዊሕ ይኹን 🙏🙏🙏😭💔😭💔😭
ቃል የብለይን ተባረኽ እዚ ሓወይ !
አምላክ ይባርካ ክብር ወላድና አሕሕሕ
መምህር ፀጋይ ከመይይይይ ዝበለ ቅቡእ, ሉዙብ, ቃላቱ መዓር ወለላ, gentle, nice, wise beyond his age, respectful. God bless u መምህር. ትሕግዙ ዘለኹም ብዝወጸ ይተክአልኩም ተባረኹ, ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም.
ምሕረት የውርደልኩ ኣቦዋ😢 ❤❤
Amlak mihret yewredelka 🙏aboy mearey❤ segezeab hawey egzabiher xegueu yebzehalka ❤🙏
ምሕረት የውርደልኩ አባዋይ😢😢
መምህር ጸጋይ ተባረኽ፡ ብውሉድካ ተሓጎስ፡ ዕድመኻ የንውሓዮ። ካብ ኣስመራ።
ተባረክ ዝሐወይ መምህር ጸጋይ እቱትገብሮ ሰናይ ስራሕ ብኡነት ፈጣሪ ዋጋኻ ይክፈልካ ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ ዝሐወይ ተባረክ
መምህር ጸጋይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ
ኤህ መስኪን። ምሕረት የውርደልኩም። 🥲❤️🍀🍀
ዓሕ ኣታ ተጋሩ የሕዋተይ በጃኩም እቶም ሕልና ዘለኩም ነዚ ኣቦና ኩሉ ይትረፍ መሐከምኡ ዋላ ነዘቦና, ብህቢ ትግርኛ እንበር ብሃገር ኣይ ሓስብን እየ
ዓይኖም ተሓባበሮመረ በይዛኻ መ/ር ፀጋዘአአብ 🙏
ፈጣሪ ይሃብካ ኩቡር ሓወይ 🙏💙💙
ምሕረት የውርደሎም ወላድየይ
ናትና መርገም ፍሉይ እዩ ፣ ወላድ መኻን ኮይኖም ወለድና፣ ብኤርትራን ብትግራይን ዘሕዝን
Bhaki amlak yeakl ybelna😢😢😢
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤
TDF 😢ነዛ ሃገር ኢሎም ዎዲቆም ወለዲ ሐመድ ክበልዑ 😭🧸🧸💔😭💔😭💔🕊🔔🔔🔔🔔🔔🔔
ኣብ 'ዛ ዘይፍትሓዊት ምድሪ ኣብ ፀገም ንዝወደቐ ሰብ፥ ከም ምሕጋዝ ዘፅድቕን ዘሐጉስን ነገር የለን። ኣብ ሰናይ ተግባር ምስታፍ ትዕድልቲ ልቦና እዩ። ኣምላኽ ዘይውዳእ ሃፍቲ ይዓድልካ ክቡር ሓውና መም/ር ፀጋይ🙏💖🙏
ፈጣሪ❤ሙሉእ ምሕረት የዉረደልኩም ክቡር ወላዲ
ኣይ ከብድካ ክበልዑ ቅድመካ ሓላል ህዝበይ ንዝትህቡ ፈጣሪ ይተከአልኩም🙏🙏🙏😢😢
ፍረ ለማሳት መራሕትን ውፅኢቱን እዙይ እዩ ኣየ ወለድና ደጋፊ ዘይብልኩምዶ ተረፍኹም ናኢዶም ፈጣሪ የሃቦም
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Uaye ✝️😭🙏🙏🙏
ምሕረት የውርደልኩም አቦዋ😢
ኣይ ሓመድ ትብልዕኒ ኣቦዋይ😢😢😢
ኣሕ ትግራይ😢😢😢ግን በሰላ ገድፍኽሎ ወለዲ
M Mr tsegay tsegaka ybzah zhawey
ምመህር ፀጋይ እድሜን ጥእናአን ይሃብካ።
Egzeabiher mehret yewrdelkum Aboy kedengxuka ezom Abo
አቦዋኒ ❤❤❤
አንቱም ህዝቢ ኡይ በሉ ውጹ ህዝቢ ደቁ ጠወርቱ አጥፊኡ አዋይ 😢😢😢😢😢
ፈጣሪ የሃብካ
ፈጣሪ ይርዳእኻ🎉🎉🎉
ኣያዋይ ምሕርት ይወረድልም🥰🥰😢😢😭
ብዝወፀ ይተካአልኩም አሕዋተይ
Aboy halal 😢😢
ክብር ወላዲ ምሕረት የውርደልኩም።
😢😢😢😢😢😢😢ይ፡ኣያዋይይይይይ😢😢😢😢
Ahhhhh hezbna rekybwo zelo..edmen tena yhabka zehawey 🙏🏾😢😢😢😢
Aha
🙏🙏🙏
ተባረክ
ካብ ዞም ወላዲ ዝቕዳሕ ፅንዓት፡ ሓቦ፡ መወዳእታ የብሉን። ትግራይ ምድሪ ፅኑዓት።
Amlak adilka nezi bereket etikafel
መምህር ፀጋይ ንምንታይ ካህሳ ደቆም ከምቲ ካልኦት ዝተውሀብዎ ዘይዋሀቡ ብጣእሚ የህዝን።
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢አቦዋይ መአረይ
FETARI YEHAGZKA ❤❤❤❤
Ezi hbretesebna nana ytameni zey bl entay emo 😢😢😢😢
Aboy marrey amlak mhret yewrdalkum❤
ኣይይይይ እቦዋይይይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አያዋኒ እሕሕ 🙏🙏🙏 😭😭😭
ምሕረት የወርደልካ 👏👏🙏🙏
ከብዲ ዝበልዕ ኩነት ሓደ ወላዲ። ፈጣሪ ይመልኣልኩም ገበርቲ ሰናይ። ትግራይ ኣብዚ ደረጃ ክትወርድ ዝገበሩ ደቂሶም ግዲ ኣይሓድሩን ይህልዉ!!! ኣሕ!!!
😢😢😢😢 kemey yehimim
❤
ተባረኽኽኽኽ
እግዚአብሔር አቦይ😢😢😢
I love them!!!
ብጣዒምይ ዝህዝን ህክምና እውን ክይርክቡ፡ እሞ ክኣ ናይ ሃካይም ዓልም ሃላፊይ ትግራዋይ፡ እሞ ተጋሩ ሃካይም ኣብ ዓልም ዝስርሁ፡ ህክምና ህዝብይ ክርክብ ኣይገብሩን፡
Kkkkkk men eyu eti dr tedros maletki diyu kikdim endiyu abu temedibu zelo gena alokum tegaru polotica alem aytifeltun ekum
ኡፍፍፍ የኔ ጌታ
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰