ኣብ እስራኤል ዝኸይድ ዘሎ ምቅትታል ኤርትራውያን ብኸመይ ደው ክብል ይኽእል ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • ኣብ እስራኤል ዝኸይድ ዘሎ ምቅትታል ኤርትራውያን ብኸመይ ደው ክብል ይኽእል ፧

ความคิดเห็น • 58

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  18 วันที่ผ่านมา +5

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 17 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 17 วันที่ผ่านมา

      Aytreon.ekom.raup.abye.ziagrgra.hde.wede.kmze.mdnzze.hzo.rauo.nsaka.nate.zwtt.znbr.eka.astbhlka.raup.ietwade

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 17 วันที่ผ่านมา +5

    እዋይ ከመይ ዝበልኩም ለባማት ከማኹም ይብዛሕ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 18 วันที่ผ่านมา +5

    Betami Betami Betami zehezen tarik you

  • @elizamichael93
    @elizamichael93 15 วันที่ผ่านมา

    Wonderful conversation, lebam nay lebamat 💙 God bless you brother 🙏

  • @selam1715
    @selam1715 17 วันที่ผ่านมา +1

    anbesa ayay buruk❤

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 17 วันที่ผ่านมา +4

    ኩቡር ሐው እዚ ናይ ኢሳያስ ፕላን እዩ። ብሳህራ ከይዶም፡ ብሳህራ ኽሙሎሱ ይኽሉ እዮም ፍርሒ ናይ ኢሳያስ ንክንጽተኩም ብመደብ ይስርሐሉ አሎ ።አብ ሱዳን ውን አሽሕት ሰብ ቀቲሎም እዪም። አፍንውዎ ዳሐን ዮሎን፡ ናይ ኢሳያስ ቃል አብ መዳ ዝብሎ። ኢዚካአ አብኩሉ ኮሙኡ እዩ ።ን ኢሳያስ ከይንትኽፎ እንተኮይኑ ነንሕድሕድና ኽንቃተል ድሌት ናይ ህግደፍ ።

  • @MTecle-t5r
    @MTecle-t5r 17 วันที่ผ่านมา +2

    ዝንቡል

  • @Zemenemeley
    @Zemenemeley 17 วันที่ผ่านมา +2

    He’s voice nay bitweded yitiem

  • @tedroshailu
    @tedroshailu 17 วันที่ผ่านมา +1

    Nay behaqi bereke hasubu des zbl

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 17 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you izi Hawina Zibilo Zelo kulu Haki iyu Amlak Mis Hakeja iyu Ajokom Mealti Ala Selam Kitinebiru We er proud of you God bless you 🙏🙏🙏

  • @meseretbael7368
    @meseretbael7368 17 วันที่ผ่านมา +1

    Bravo

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 11 วันที่ผ่านมา

    ናብ ዕርቂ እተው እዞም እስራኤል ዘለኩም ናብ ዕርቂ እተው ናዓኩም እሕሸኩም ንደቁኩም ክትብሉ
    ሰልጠነ ካኣ ሓግዞም ኣብ ዕርቂ ክኣትው ጋል መገዲ ግደፍካ
    ዝካየድ ዘሎ ረብሓ ዘይብሉ ድንቁርናዩ
    ዕሽነት ዩ

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣንታ እዞም ደገፍትስ ክልብሙ ኣብ ቀረባ እዮም ዘለው ምክንያቱ ማይክል ኣምቸ ከማን ዝለበመ።ቅቅቅቅቅቅቅ ኣይነርሕቆም ነቅርቦም።

  • @sofiafeshaye1569
    @sofiafeshaye1569 17 วันที่ผ่านมา +1

    You right brother.

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 17 วันที่ผ่านมา +1

    You are right God bless you 😂

  • @Fekarkun
    @Fekarkun 17 วันที่ผ่านมา +4

    ezi ayanas klbm

  • @user-oe5bh4dw9h
    @user-oe5bh4dw9h 17 วันที่ผ่านมา +1

    Our people please stop this soon HGDEF are really happy I am serious

  • @eyobweldu2939
    @eyobweldu2939 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኤአ አሞ አንታይ ክንብል አንበር ክንደይ ለባማት ተዛሪቦም ምስማዕ ኣብዮም አዩ መስሓቂ ቀቢላታት አባ ኮይንና ንሕና ትግርኛ ደይ ጸጋይን ተክላይን አዮም ዝጣፍኡ ዘለዉ ዳበሉና አወ አንድዒ መቸም

  • @genetmehari8120
    @genetmehari8120 18 วันที่ผ่านมา +1

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @desaleweldeslase1140
    @desaleweldeslase1140 17 วันที่ผ่านมา +9

    ግርም ገሊጽካዮ ብሓቂ ለባም ወዲ ዓበይቲ ።እዞም ገሰርጥ ደቂ ጋሽ ነቲ ጭዋ ህዝቢ ሓማስየን ኣይዉክልዎን እዮም።❤❤❤

  • @hannayebio8563
    @hannayebio8563 17 วันที่ผ่านมา

    ኣዚዩ ለባም ምክሪ ከማካ ይብዙሑ እቲ ክሳራ ንኩሉ እዩ እሞ ኣብን ነንሕድሕድን ምምፍዻይ ደዉ ነብሎ ፡ኣብ ሰላም እዩ ሰላም ዘሎ፡ ነዚ ተረዲእና ደማ ምፍሳስ ደዉ ነብሎ ፡
    ንዝበልካዮ ኣሞ ናብ ዕርቂ ንክድ እልካ ጻዊዕት ምራብካ ❤❤❤❤❤❤

  • @elilta70
    @elilta70 17 วันที่ผ่านมา +1

    ሐበላ ብሐቂ ሸፋቱ ኢዮም::

    • @SomariSomari-y1u
      @SomariSomari-y1u 17 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ትብል ወደይ

  • @Tusfai
    @Tusfai 17 วันที่ผ่านมา

    እንቆዕ ድሓን መጻካ ተፌ ካብ ልበይ ሓዚነ ኣለኩ 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️

  • @Sembare-1
    @Sembare-1 17 วันที่ผ่านมา +4

    34:29 እንታይ ዓይነት ዘረባ እኻ ትዛረብ ዘለኻ ባዓል ዑመር ተባእሶም እዮም ትብል ተሕዝን እዚ እንዲዩ እሞ እቲ ጸገም በብዝመስለካ ምዝራብ ። ቀዳማይ ነገር ምስ ዑመር ዝነበረ ሱልጣን ብሂወቱ ኣሎ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ኣይኮነን እቲ ፍጻመ ተቃወምቲ እዮም " ንሕና ንቃለስ እስኹም ድማ ስራሕ ተራእይኩም " ብምባል ዝጀመረ እዩ እቲ ጎንጺ ። ወይ ናይ ብሓቂ ዓገብ ምባል እዩ ወይ ኣፈ ለመጭ ዘይምኻን ። ተሕዝኑ

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 17 วันที่ผ่านมา

      ስቅ በል ንቁፅ ንፍጥ ።

    • @Sembare-1
      @Sembare-1 17 วันที่ผ่านมา +2

      @@Esromtesfay772 ስቅ እልና እኮ ኣለና እቶም ትዛረቡን ትቃለሱን ዝአለኹም ድማ ንርእየኩም ኣለና ፍረኹም ። ጸርፊ ድኣ ቀዳሞት ። ሰነፍ

  • @mesay-k9l
    @mesay-k9l 17 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaittewelde7349
    @senaittewelde7349 17 วันที่ผ่านมา

    ✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅

  • @user-cc2ck7mc1n
    @user-cc2ck7mc1n 17 วันที่ผ่านมา

    Wwwww gaynen kndey ke yhyl eu

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 11 วันที่ผ่านมา

    ሰልጠነ ትገብሮ ዘለካ ጌጋ ዩ ዓገብ

  • @free4751
    @free4751 16 วันที่ผ่านมา

    ጸጊቦም

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 17 วันที่ผ่านมา

    Selam hewina ayana anibesa yekenyelna naykulu tubuk melisi beti yikun bezi kulom yihiwatina eiyom amilak mihiret selam yewiridelina aebotat aedetati merahiti heyimanot zigeberikum gerikum aegeb beliwom

  • @senaittewelde7349
    @senaittewelde7349 17 วันที่ผ่านมา

    Wai ane hezbey mearey asdemimuna eqa lomes

  • @almazalazartewolde1289
    @almazalazartewolde1289 17 วันที่ผ่านมา

    Itta, Nefayito, Kte, lntetibbell🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-ry8pg3wu6r
    @user-ry8pg3wu6r 16 วันที่ผ่านมา

    ለባም ለባም ኣይትጻወቱ የሕዋት ናይ እስራኤል እዞም ሰባት ደምኩም ዝለመዱ እዮም ስለዚ ከሙኦም ንዕዖም ኣዚኩም ጨኻናት እንተ ዘይኾንኩም ኣይትወጹዎን እቲ ቓልሲ።

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 17 วันที่ผ่านมา

    🩵🩵🩵🩵🩵

  • @free4751
    @free4751 16 วันที่ผ่านมา

    ፍትሂ ኬድካ ኢካ ፍትሂ ተመጽእ እምበር አብኡ ዘይኮነ ዓጋመ

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 17 วันที่ผ่านมา +2

    ባራይ HGDF እብ ውዕይ ዘይቲ ኽእትው አልዎም።

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 17 วันที่ผ่านมา +1

    Ezeiome Mise kararu abeyiome ab Kara. Teameniu dehan. Nay eidiome kifedeyou eyiome { DEHIRY DEME AYTEHEDEM } MISELA. { AKOLOGUZATAY ::}

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 17 วันที่ผ่านมา

    Meles the Genius RIP 💙🌿💙🙏

  • @rosyghide3037
    @rosyghide3037 17 วันที่ผ่านมา

    ደቂ ሐማሰን እዞም ሐደ ሊቢ ትብል ዘለኻ ወዲ ሐማሰን ትብል ደናቁር ብአኹም ሐፍርና ዓዱኹም ኸነጽንዕ አሎና ። ጽባሐ ባዕልና ከምንሃድነኩም ተገንዘቡ። አብ ጀርመን አሎና ደቂ ሐማሰን በላዕቲ ትውሕጡ ውይሉኹም።

  • @Tusfai
    @Tusfai 17 วันที่ผ่านมา

    እስራኤል ወላሓንቲ ዝገበረቶ የለን ጸገም ኣብ ህግደፍን ኢሰያሳውያንን ጥራዩ ካልኦት ማእለያ ዘይብሎም ስደተኛታት ኣለዉ መወራዘይን መስሓቅን ናይ ስደተኛታት ከማና ውን ኬና እዝውን ሓላፋዩ ዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ዝተረፍና ድማ ኣምላክ ሰላሙ ይሃበና 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️

  • @biniamtes905
    @biniamtes905 17 วันที่ผ่านมา +1

    Zikone koynu bi Hasema kitqidem yebilkan

  • @solomontekle7002
    @solomontekle7002 17 วันที่ผ่านมา +2

    ሓሳዊ፣ እቲ ኣብ ሆላንድ ኮይኑ ብበጠበጥ ብፍሕፍሑኽ ሰብ ቐተሉ ኢሉ ሊኢኹኩም፣ ባዕልኹም ጭራ ነብሪ ሒዝኩም፣ ነገር ጀሚርኩም ።ሕጂ ሓሶትን ኣጀውጀው ትርጉም የብሉን። ንሶም እውን ማይ ኣይዓሞኹን፣ ዘራይ ተጋሩ ሒዝካ እንተፍከርካ ፣ ተምጽኦ የለን። የህባይ እውን ብዙሓት እየን፣ ግን ብድምጺ ኣንበሳ እየን ፋሕ ብትን ዝብላ። ንስኻ ክንደይ ግዜ ስኩተር ደርቢኻ ሃዲምካ ኣለኻ፥ ኣንታ ቦጅቦጅ፣ ሃዳሚ።

    • @ghidenahabtegerghish2940
      @ghidenahabtegerghish2940 17 วันที่ผ่านมา

      Anita dekala wedi areget shirmuta zeray aydliyenan ab kilixemina eina niamen dekala wedi dergi twelije aliet ykablikume. Tarek ykablikume alibio. Tariq shut you're big mouth

    • @selteneyohannes6469
      @selteneyohannes6469 17 วันที่ผ่านมา

      Suk anssa drbay

    • @atakiltihadish4523
      @atakiltihadish4523 17 วันที่ผ่านมา

      4 ብ 4 ኢና ዘለና ዝቅጽል ከኣ ሓቢርና ንርኦ።

    • @selteneyohannes6469
      @selteneyohannes6469 17 วันที่ผ่านมา

      @@atakiltihadish4523 new aba hade wedi werqu kbdi 1000 barayu iyu zmzen,

    • @user-ry8pg3wu6r
      @user-ry8pg3wu6r 15 วันที่ผ่านมา

      ከላ ዱሁል

  • @chuchechuche1335
    @chuchechuche1335 17 วันที่ผ่านมา

    እዞም ደቂ ሰራየን ኣከለጉዛይን ኣብ እስራኤል ዘለው ህግደፍ ብደም ኢና ንደልዮም።