AlenaMedia_ Redie Mehari /Alena / New Video, ገበነኛ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ካብ መዓስ ኢዩ ውልቀ ምልካዊ ኮይኑ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • Alena Media Eritrea /AME/ ዝኸበርኩም ስድራቤት ኣለና፡ ዓመተ 2020 ናይ መቐይሮ ዓመት ንምግባራ፡ ብዕርቂን ይቕሬታን ኣሚንና፣ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና ንኺድ። ህሉው ኩነታትን ህዝብና ዝጠልቦም ጉዳያትን ንምቕራብ ተበጊስና ኣለና። ሰንሰለት ወለዶና ከይቆራረጽ፡ ከም ቅርቅረ ናብ መዓር ታሪኽ ኤርትራውያን ክንወስደኩም ኢና። ምዕቃብ ክብሪታትና፡ ይጽንሓለይ ዘይበሃል እቲ ቀንዲ ሕመረት ጉዳይና ኢዩ። ክፍኣት ስርዓት ኢሳይያስን ጨካን ታሪኹን መምስ ጭብጥታቱ ንህዝቢ ክንነግር ኢና። ብተሳታፍነትኩም ኣገደስቲ ስራሓት ከም እንዓምም፡ እምነትና ዝለዓለ ኢዩ። ሓደስቲ ትሕዝቶታት ቻነልና ኣብ ግዚኡ ንክመጽኣኩም ከኣ: Subscribe ኣይትረስዑ። መደባትና ናብ ካልኦት ሰባት ንክበጽሕ'ውን Share በሉዎ። ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ከምኡ'ውን ርእይቶኹምን መአረምታኹምን ኣይፈለየና።
    ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ! #AlenaMediaEritrea##Asmara #Eritrean #AME @AlenaMediaEritrea
    ~-~~-~~~-~~-~
    Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
    • እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Al...
    ~-~~-~~~-~~-~

ความคิดเห็น •

  • @natsennetnagasi9115
    @natsennetnagasi9115 5 ปีที่แล้ว +6

    Teum ilalu redie mehari thank You God bles You God bles You 👍

  • @wedigerye1893
    @wedigerye1893 5 ปีที่แล้ว +10

    Berqi zkone sebay Abo tarik
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yosefahferom6893
    @yosefahferom6893 5 ปีที่แล้ว +8

    Kibur Gedim Tegadalay mr Redie hawinan Ayana well come

  • @eriflowererirose9182
    @eriflowererirose9182 5 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ረድኢ መሓሪ ከማኻ ይብዛሕ::

    • @eriflowererirose9182
      @eriflowererirose9182 5 ปีที่แล้ว

      @Go Tech Daily እሞ ማለትካስ ኣይፋል ኣይንድመርን
      እንተበልናስ ገበን ድዩ???
      ምስ ኢትዮፕያ እንካን
      ሃባን ኣይጸልእን ካልእ ግን ጣጣለ'ዎ:: ምድማር
      ምድማሩ ድኣ እቲ ዝሓለፈ ዝተፈላለየ ዉግኣት ኣይመድለየን
      ክንደይ መስዋእቲ ደም ምፍሳስ ዕንወት ስንክልና ምስኮነ ሕጂ ከምኡ ምባል ዝኸዉን ኣይኮነን::

  • @tesfittewelde3785
    @tesfittewelde3785 5 ปีที่แล้ว +4

    Ata jegna wedebat🇪🇷🇪🇷👌

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 5 ปีที่แล้ว +5

    ጂግና ረዲኢ ተባዕታይ።

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 5 ปีที่แล้ว +10

    ረዲኢ ሓውና ብውቃበን ጥንቁልናን ሃይለስላሰ ደጋመት ተደጊምሉ ንሰውራናን
    ህዝብናን ከጥፍእ ተላኢኩ ኮይኑ ምበር ካብዞም ሓደ ዝተጸፍዑ ሰባይ ሲኢኑ ከምዚ ከምበርኮም።ሓይሊ ናይ ሰይጣንን ኣጋንንትን ስለዝተቀቨለ ጥራጝ ኢዩ፡ሕጂ ግን ኩሎም ጠንቆልቲ ብሽም የሱስ ምፍራስ ዩ ዘሎ፡እዚ ሰብ ቢድ ሰብ ዘይኮነ ሰይጣን ተጠቂሙ ከም ዝድርቢ....ዕጩኡ ብክፉእ ክጠፍእ ወይ ነብሱ ቀቲሉ ኽጠፍእ ኢዩ።ኣምላክ ን ኤርትራ ህዝባን ይባርክ።

    • @eriflowererirose9182
      @eriflowererirose9182 5 ปีที่แล้ว +3

      ከምቲ ብዙሓት ዝፈልጥዎ ዝብልዎ ተኾይኑ ሸይጣን ስለዝሰረሮ ንሓው ከይተረፈ ዝቐተለ'ዩ ዝበሃል:: ሰታይ ደም:
      ለይትን ቀትርን ብሓሶትን ብደምን'ዩ ዝሓልም::
      ህዝቢ ኤርትራ ድአሞ
      ስለዛኣመኖን ዘኽበሮን ብግርሕነቱንምበር ቀደም መቃበጽዎ:: ጉሒላ አረመኔ::

  • @yosephgebremedhin1531
    @yosephgebremedhin1531 5 ปีที่แล้ว +1

    Betami tsebuk zereba thankyou.

  • @zeromgebrekidan7610
    @zeromgebrekidan7610 5 ปีที่แล้ว +4

    Good job Redie

  • @amanuelhagos4354
    @amanuelhagos4354 5 ปีที่แล้ว +4

    Nay.bahaki.tsibuk.agalaltsa.nic👌👌👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fiorytaeme3914
    @fiorytaeme3914 5 ปีที่แล้ว +10

    ሸጣን ይጺፋዓዮ ኢዚ ባርኖስ ::ዓዱ ኣይፍለጥ ዓውዱ ኣይፍለጥ ጉራምራ ዘርኢ ድያብሎስ::
    ኣጆኻ ረድኢ ጅግና !!! ንማሃር ኣለና ::ዕድመን ጥዕናን ምስ መሳርሕቲኻ ::
    ዚገርም ዩ ኢቶም ካብ ህዝቢን ናብ ኢሳያስን ዘብጽሑ ኢንድዮም ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ኣብጽሖሞ ዘለዉ::ካሕሳይ ገብርሂወት ሙሽሙሽ ክክክ ቀሺ ኢና ንብሎ ኔርና ሳጏኡ::

    • @bahtagrmay1615
      @bahtagrmay1615 5 ปีที่แล้ว +2

      ንኹላሃና ዩ ጸፊዒና
      ፍልልዩ ኣጻፋፍዓና ዩ*
      ባባ ማሓሪ

  • @haileemereb3975
    @haileemereb3975 5 ปีที่แล้ว +11

    ከምዚ ዓይነት ንስሓ እኮ እዩ ተሳኢኑ ዘሎ ኩሉ ሰብ ጌግኡ ከይቕበል ኣብ ጋል ዘረባ ሸንኮለል ዝብል ዘሎ ስለዚ ጥዕና ይሃብካ ክቡር ኣያ

  • @yoniyonatan8812
    @yoniyonatan8812 5 ปีที่แล้ว

    Thanks ato redi

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu923
    @ghenetwoldeiesusmenghistu923 5 ปีที่แล้ว +1

    ISEIAS Kab qedem Gizie Jassus Luek America

  • @mihretabangesom4487
    @mihretabangesom4487 5 ปีที่แล้ว +7

    ዝገርም እዩ። የማን ጸጋም እንዳ ጸፈዐ ኣምጺዎም።

  • @yoseftsehay2418
    @yoseftsehay2418 5 ปีที่แล้ว +3

    ንህና ኣሪትራውያን ናይ ኢሳያስ ዝመስረቶ ዘይንቡር ኣገባብ ቃልሲ ኣብ መዳ ናይ ጊላን ወናኒ ጊላን ተራ ተጋደልቲ ከም ጊላ ግበር ኣይትግበር ከም ተጋዳላይ ብዛአባ ውዱቡን መሪሂነቱን ክፈልጥን ክሃትትን ምኣዝን ሮድማፕ ብዛአባ መራህቲ ውድቡ ካበይ ናበይ ብዛአባ መታህቱ ክሃትትን ክፈልጥን ምስ ዝሃትት በቲ ኮነ ተባሂሉ ዝኮነ የጋፋላኡ ንዝምልከቶ ጉዳይ አንተዘይኮኑ ምዛአባ መሪህነት ክሃትትን ከምዘይክአል ከም ኣግማል ተበገስ ህጀም አንተዘይኮይኑ መሰረታዊ ተጋዳላይ ህግ ከም ጊላ ክዋጋአ ክስዋአ አንተዘይኮኑ ነቲ መስዋአቲ ክከፍለሉ ብወለንታ ዝተሰለፈሉ ውዱብ ብዋንነት ኣብ ንሳዶስት ኢሳያስ ስልጣኑ ነዚ ህጂ መትሃዚ የሳኢንዎ ዘሎ ካብ ልክአ ዝጃለፈ ምልኪ ንክመዝጽአ ምኣልትን ለይትን ዝሰርህሉን ዝደከምሉን ሃሱሳት ኣሊት ነይሮምን ዘለውን አዮም ኣብ ህሉፍ ታሪክ ቃልሲ ህዝቢ ኣሪትራ ኣብ 40 ታት ጀሚርና አንተሪኢና ናይቲ አዋን ተዋሳአቲ ፖሎቲከኛታት ኣሪትራ ከም ብኣል ተድላ ባይሩ ፥ኣስፋሃ ወልደሚካኣል፥ ቀሺ ዲፐትሮስ ፥ ተድላ ኢቅቢት፥ ኣቡነ ማሮቆስ፣ ራአሲ በራኪ በኪት፣ ወዘተ ጉዳይ ህዝብን ሃገርን ናይ ወልቆም ጉዳይ ብምውሳድ ሃገርና ኣብ ማአሙቅ ዝሸምም ምቅራን ኣሪትራ ምስ ኦትዮፕያ ከም ናይ ወልቆም ንብረት ኣሪትራ ናብ በላኢ ሃርገጽ ሃይለ ስላሰ ኣህሊፎም ብምሃብ ህምቅ ታሪክ ኣመዝጊቦም ሃሊፎም ነዚ ብደዉ ዝሃረጂዎ ህዝቢ ኣይፋሉን ብዘይ ድልተይ ናብ ኦትዮፕያ ኣይጺንበርን ብምባል ዝተበገሰ ፍትሃዊ ቃልሲ ኣሪትራ ናብ ግቡአ መሰል ሃርነቱን ነጻነቱን ንምምላስ ልአሊ 200፥000ሾህ ዝፈትዎምን ዘአበዮምን ደቁ ንመስዋአይነት ገበረ ኣብ ምምስራት ተጋድሎ ሃርነት ኣሪትራ ባአሎም መራህቲ ክከኑ ዝመረጹ ሰባት ኣብቲ ውድብ የጸምቢሮም መራህትን ገበርትን ፈጸምትን ብምካን ነቲ ሃገራዎ ቃልሲ መኣዝኑ ቅይሮም ውግአ ህድህድ ብምአዋጅ ንማህበር 7 ተ ኣብ ኢላ ጻአዳ ዘይሃላፍነታዊ ሺፍታዊ ስሪሂት ልአሊ 225 ኣሪትራውያን ዲምክራሳዉያን ከንጸልዎምን ኣጥፍአዎምን ምግሃስ ኣሪትራዊ ሂወት ድማ ካብዚ ይጅምር ቀሲሉ ነዚ ናይ ተጋድሎ ኣሪትራ ዘይፍትሃዊ ስጉምቲ ተቃዊሞም ኣብ ፈቅድኡ መረት ኣሪትራ ፋህ ኢሎም ዝነበሩ ተጋደልቲ ናብ ምምስራት ኣማታጺ መቃለሲ ውዱብ ክምስርቱ አካ አንተካኣሉ ኣድምዮም ብዝሰንሁ ተካሉ ናብቶም ቅኑአ ራኢ ዝነበሮም ከም ኣብራሃም ተወልደን ብጾቱን ዝመስረይዎ ሰልፊ ነሳነት አቲ ሰላይ ኢትዮፕያ ዝኮነ ተክላ ኢሳያስ ሰብ መሲሉ ተጸንበሮም በቲ ዝነበሮም ናይ ምቅላስን ንመስዋአቲ ድልዋት ካብ ምካን ሃሊፎም ነቲ ምስኦም ዝተጸንበረ ተኩላ ተልአኮን ህቡአ ኣጀንዳን ከስተብህልሉ ግዘ ወሲዶም አቲ ዘቅደም ተኩላ ድማ ዘሳኒዎ ሃሱሳት ንቅሃት ዘይብሎም ደቂ ሃረስቶት ብውዳብ ናይ ደቂ ሃገር ናይ ምጽናት ተልአክኡ ሃ ኢሉ ተታሃሃዞ ናይዚ ውጺኢት ድማ አዚ ኣሪትራና በጺሃቶ ዘላ ናይ ህዝቢ ኣሪትራ ምንጻትን ብርሰትን ንሪኦ ኣለና ፥

    • @gergishgergish1130
      @gergishgergish1130 5 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ጅግና ሰብ ኩሉ ዝብሃል ኢልካዮ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @diesnetberhe6883
    @diesnetberhe6883 5 ปีที่แล้ว +2

    እዛ #ሰብኣይ #ክትነፍዕ ሲ #ኣድኒቀያ ከምዚኦም እዮም ዘድልይዋ ደለዉ ን #ኤረይ go ahead we love you ኣቦና ረድኢ መሓሪ.....ሃየ ኣሕዋት ነታባባዓዮ ነቦና ረድኢ #like shere #Comment 👌🏿❤😍👍💪

  • @selamnikulu-ol1ul
    @selamnikulu-ol1ul 5 ปีที่แล้ว

    ሰላም ክቡር ጅግና ሓውና! ኣቦ ፍትሕን ሓቅን ኩሉ ኤርትራዊ ከማካ እንተዝከውን!!!

  • @eriflowererirose9182
    @eriflowererirose9182 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ዝገርመኒ እቶም ከብዶም ፈትዮም ደቀባት ኤርትራውያን ኣዘዝቲ ሰራዊት ዋላ ብጉቦን ገበንን እንተተቆማጡዑ ሃገር ንምድሓን ደቀይ ኣበይ ኣለኹም ኣድሕኑኒ ኣብ ትብለሉዘላ እዋን ኣብ ኣበርክቶን ምድምሳስዚ
    ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ጋኔን ዓዲ ሃሎ ሃገራዊ ግዴቶም ብቐዳምነት ሰሪዖም
    ኣብ ግብሪ ምስዘዉዕ ልዎ ህዝቢ ኤርትራ ገበናቶም ፈጺሙ ኣይምጸብጸቦን :: ኣብ መጻኢ ንኸይክሰሱ ስለዝሰግኡ ምርድኡ ይካኣል'ዩ :: በቶም ብትሕቲኦም ዘለዉ ተጸናጸቲ ዕሱባት
    ብፍርሒ ስለዝደሃሉንዉን እዩ ::

  • @mogostommi3830
    @mogostommi3830 5 ปีที่แล้ว +12

    በላ ነዛ ቴምበናዊት ህግደፍ ጸሓይ ዓሪቡዋ'ዩ!!!

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว +5

    ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ ጀብሃ ጃሱስ ነይሩ ኣብ ህ ግ ሓ ኤ ፋራሕ ነይሩ ኣብ ህግደፍ ሌባ ነይሩ ኣብ ናይ በይኑ ድማ ኢትዮጵያዊ ሰብኣይ ። ኣብ ኩሉ መድረኽ 4 / ኣርባዐቲኡ /ግን ተሓብኡ ቀታሊ መርሆ ነይሩ ።

    • @adamismail3017
      @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว

      @Go Tech Daily Go Tech Daily መን ትባሃል ? ሃይለስላሴ እውን ሰብ ደገ ኮይና እያ ተዋግኣታ ። እዚ መልሲ ኤርትራዊ እተኮንካእዮ

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 5 ปีที่แล้ว +4

    The system in meda was set up by Isayas purposefully and he convinced others that secretive approach is the safest method and all bought it and finally he has become a black bear...Isayas is a coward face to face but only when surrendered by his security...now the worshippers believe he is almost God like and believe he is immortal. And any who object his rule is a sinner they say...it has become cultism my people..

    • @adamismail3017
      @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว +1

      Mannie Berhanu ብ ትግርኛ ተርጎመልና የቀኒየለይ

    • @djgeezawi2313
      @djgeezawi2313 5 ปีที่แล้ว +2

      Did you know that the fight between EPLF and DERG means the fight between USA and SOVIET UNION.USA Have used us as free force to fight against the expansion SOVIET in the horn Africa.We did it for America. It really hearts.

    • @mannieberhanu3469
      @mannieberhanu3469 5 ปีที่แล้ว +3

      There is some true elements to this argument for sure..nevertheless, we Eritreans have lost in the end and now even if we become part of Ethiopia, we will be at the most disadvantaged position and God knows how we will be treated by in large numbers..

    • @djgeezawi2313
      @djgeezawi2313 5 ปีที่แล้ว +1

      @@mannieberhanu3469 That I wrote is 200% Sure Isayas Hv solved a great issue for America.That is why they never touch him.Instead they will protect him from any of his enemy.That is why the UN never care about us.I will attach a link 4 u to listen about it later

    • @djgeezawi2313
      @djgeezawi2313 5 ปีที่แล้ว

      @@mannieberhanu3469 th-cam.com/video/WRxCuO0hmLU/w-d-xo.html

  • @henokmulue8927
    @henokmulue8927 5 ปีที่แล้ว +5

    Hito Eseyas hasenay diyu ziflet walas tigraway eyu ziflet kalE mis mengsti etiopia luAuk endafeletwo slemntay buewanu zeyteAleye

  • @ariamg7252
    @ariamg7252 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆኻ ኣንታ ጀግና ረድኢ መሓሪ ከም ቀደም ኣይንታለል ኢና ሕጂ ሰዓቱ ኣኪላ አያ አዚ ጉሕላ.......

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Mr.Redei mahari you are one of out standing nationalist eritrean .

    • @djgeezawi2313
      @djgeezawi2313 5 ปีที่แล้ว

      Did you know that the fight between EPLF and DERG means the fight between USA and SOVIET UNION.USA Have used us as free force to fight against the expansion SOVIET in the horn Africa.We did it for America.It really hearts.

  • @jeganewyehwatna8040
    @jeganewyehwatna8040 5 ปีที่แล้ว

    Kbur Alena, Qalsey Nskatkewm Ms Thweswo Tray Eu ZHaXer🙏

  • @semerekahasr9220
    @semerekahasr9220 5 ปีที่แล้ว +4

    ነዚ ክትግዕታ ዶ ትርህጻ ዝባሃልስ ከምዚ ዩ ።
    ንምንታይ ቃልሲ ናይ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብላሽ ገርዎ ። ክንደይ ጀጋኑ ቆጽዩ ኣብ መወዳእታ ካኣ ንርእዮ ኣለና በይኑ ይዕንድረላ ኣሎ ።

  • @medhaniegbreyesus3998
    @medhaniegbreyesus3998 5 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍

  • @embayekassa7924
    @embayekassa7924 5 ปีที่แล้ว

    Isyas jegena eyome

  • @michaeltekle8923
    @michaeltekle8923 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣንታ ኣነ ዝገርመኒ
    እቶም ናቱ ደገፍቲ
    ወዲ ኣፎም እንዳ በሉ
    ሰብኡት ምስ ኣንስቲ
    ደቆም ኣፋንዮም
    ናብ ስደት ማእሰርቲ
    ንሰን ይዕልላ
    ንሶም'ውን ደበልቲ
    enkae dehan mexaka kbur tegedalay aya redie

  • @blackaboymen3265
    @blackaboymen3265 5 ปีที่แล้ว

    ክቡር ኣቶ ረድኢ ሓውና ኩሉ እትብሎ ሓቂ እዩ። ዝሓለፈስ ሓለፈ እምሓረና ብዝተረፈ እዩ'ሞ ! ሕጂ እንታይ ንግበር እዚ ህዝቢ ዝመርሖ 'ዩ ስኢኑ ዘሎ እምበር ኩሉ ህዝቢ ቅሩብ እዩ ደሎ። ከምዚ ንኸዶ ደለና እንተ ቀጺሉ ግን እሰያስ ኣየብቅዐን ። ስለዚ ግዜ ይኸደና'ሎ ሃየ ንቀላጠፍ ።

  • @Nebi2002
    @Nebi2002 5 ปีที่แล้ว

    Wake up Eritrean people. What are you waiting for.

  • @amanuelberhe9254
    @amanuelberhe9254 5 ปีที่แล้ว

    ብሓቁ ጽቡቕ ርኢይቶ ኩላቶም ገዳይም ተጋደልቲ ኣብቲ ውድብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝነበሩ ዝሓለፈ ተመኽሮኦም ኣብቲ ቃልሲ እተዘካፍሉ ነዚ መጻኢ ወለዶ ጽቡቕ መወከሲ ምኾኖ እቶም ኣብ ጎኑ ኮይኖም ሰባት ዝቐዝፉ ዝነበሩ ከኣ ምተነድሑ ዋላ ተገዲድና ኢና ንፍጽሞ ኔርና እንተዝብሉ ህዝቢ ኤርትራ ሓዳግ ኔሩ።

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 5 ปีที่แล้ว +2

    መስሓቕ እዩ።
    ምኒስተራት ዘይኮኑስ ቆልዑት
    ኮይኖም ይስሙዑኻ

  • @darsamussa44
    @darsamussa44 5 ปีที่แล้ว

    Isayas Afwerki ferah kbahal zeyikal eyu. Selezi dictator aremen arawit hadani eyu. I hate Isayas Afwerki and his gangs or slaves why not? I am original Eritrean absolutely yes. Thank you wedi Mehari jigna tegadelay hizbi Eritrea serahti tarikh qiya jigninet. Tohkaahay yeey.

  • @andesereke2041
    @andesereke2041 5 ปีที่แล้ว

    Nice

  • @sunvectorious5684
    @sunvectorious5684 5 ปีที่แล้ว

    THANKS TO NARATE THISE EPESODE THANKS KASTRICE T.BRHAN BUT GOOD LET THEM BE CONDOM G.HIWET HE THROW HIME IN TRATH BASKET (MAT RESATAT)AMBBWA AZEA IDEOM *THISE WARLD IS NOT MY HOME JUST IM PASSING THROUGH......SONG OF PASSED(DIED) JEM REVES.HERO REDIA I HAVE GREAT RESPECT TO YUO &PROUD MY SUR NAME IS REDIA........

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 5 ปีที่แล้ว +1

    ኪሰያኣስ ድኣ ፍጥር ካብ ዝብል ኣርዮስ ሕሱም ኣራዊት በላዒ ኣሕዋቱ።

  • @solomondebas6595
    @solomondebas6595 5 ปีที่แล้ว +2

    Bftretu eyu zmesl

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ምንቅሲቃሱ ቱሪስት መሲሉ ጀረካናት ኣብ ታዮታ ጸዐኑ ወጻእትኛ ዐይነት ይኽውን ።

  • @studentlearning7805
    @studentlearning7805 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብልብካ ዲኻ ትሓትት ዘልኻ? ትዛረብ ዘሎኻ?? እዚ ከዳዕ ሽፍታ መርየት ኤረይ ካብ ዝረግጽ ኣትሒዙ ኣቦታቱን, ኣቦሓጎታቱን ጎይተታቱን በዓል ሃይለ ስላሴ ዝልእክዎ ጀሚሩ, ከመይ ገይሩ ንህዝቢ ኤረይ ፋሕ ብትን ከእቱ ምስ መህርዎ ኣትሕዙ ገበል, ተመን ንደቂ ከበሳ ከአ ናይ በጊዕ ቆርበት ዝተሸፈነ ቶኹላ እዩ ነይሩን ኣሎን. ዓይንኹም ክፈቱ ካብዚ ዝከፍኤ እንታይ እዩ ክገብረና. ንሞቱ ደአ ክንወዓዓል ደአ አሎና እንበር, መዓስ እዩ ከምዚ ከይኑ ከምዚ ነይሩ ካብ ምባል ንርሐቅ. ሃገር ትጠፍእ አላ ብኮፍና. ኤረይ ትሽየጥ አላ ብኮፍና. ጀጋኑ ሲኢና ጀጋኑ ከምዘይወለደት. ኩሎም ደአ ኣጥፊኡዎም ድዩ. ነዝስ ሞቱ ይሃቦ, ቀሪባ ከአ እያ. ምት ንኢሰያስ ሽፍታ ከዳዕ.

  • @ብሊና
    @ብሊና 5 ปีที่แล้ว

    ባዕልኹም ኣብዚ ካብ ኣብጻሕኩሞ ሕጂ ዉን ባዕልኹም እለይዎ ኣቶ ረድኢ !!!!

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว

    Kab kedem EYU gebilu as eyes Aforik5 baalti hamolom sebatin DEKI HIZIBI! !!?

  • @sabrinayosef3081
    @sabrinayosef3081 5 ปีที่แล้ว

    Satnaal halega agannti eseyas tembenay🖕🖕

  • @musienaxanat1527
    @musienaxanat1527 5 ปีที่แล้ว

    Redi Mehari yekenyelna nezi thbena astemhro
    neay natka mkri kab aboyn adeyn felye ayreyon eye=
    edmen te enan neakan nmesarhtkan

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 5 ปีที่แล้ว

    Kab Sahil Athezu Hezbi Eritrea Endaqetele eue mexeu

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว +1

    ሓው ረዲእ ሓው ረዲእ ማሓሪ ምስ ኢዛ ኣርእስት ናይ " ደረፍቲ " ረሲዐካዮ እሞ ን ኣብነት ሄለን መለስ ድሕሪ ነጻነት ዝደረፈቶ መሕፈር ጻሓይ ተደኒን ። ን ወዲ ቱኹል 1/2 ሓይለይ next

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 5 ปีที่แล้ว

    ባሓቅ ኣብታይስ ካብ ጸግበል ዝዕድራ ።ይዕድራ ኣሎዎ ኢለን ዝዕዲራ ይበዝሓ ዝተባህለስ ከም ኢዞ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ባሃውር ምዕዳር ኢዩ ዝረከብካዮን ዝራኣካሉን ዘይብልካ ጹቡቅ ነገር!!!?

  • @ibrahimidris9721
    @ibrahimidris9721 5 ปีที่แล้ว

    Anbesa, kemaka geru n Issayas zegeloso seb yelen. Ezi hadesh weledo bzuh eu zemahar kabaka. Ajoka

  • @ጸጋዝጊ
    @ጸጋዝጊ 5 ปีที่แล้ว

    ኩሎም መራሕቲ ናይ ሻዕብያ ፡ክደፍረና ይኽእል እዩ ዝበልዎ ሰብ ቅሪብ ኣይብልዎን እዮም ።ኣብ ተመክሮ ናይ ቃልሰይ ካብ ዝዕሰቦ ዝነበርኩ ።

  • @ezgamnwendhney5044
    @ezgamnwendhney5044 5 ปีที่แล้ว

    Merhaba ayana Redi mehari kelu eteqrbo zeleka nay behaqe edamsgna ena kelu terdiena eyu kesab heji zeqerbkayo xibuq eyu yenewhi alo gize heji yeakel hager tetfie ala degafe zebhal yelen 10% alowu. heji etay nigeber yeakel zehalefe nibeges niqedimet hager tetfe ala Thank you

  • @naemikahsay756
    @naemikahsay756 5 ปีที่แล้ว

    Ageb mesakin himak hiwet eyom zehilifu zelewu yedengutsu

  • @weyniweyni709
    @weyniweyni709 5 ปีที่แล้ว

    Bikaki bzuhat mekayni hade entay eyen nibl nerna.

  • @hadishawet487
    @hadishawet487 5 ปีที่แล้ว

    Entay emo tbluna alekum nan hade tebegisna hagerna nedhin yew tm belw yshta

  • @samuelghebremicel4210
    @samuelghebremicel4210 5 ปีที่แล้ว

    Ketelia aykonan hamedawi eyen etien Makina

  • @natsanetberhe2369
    @natsanetberhe2369 5 ปีที่แล้ว

    Hakka eka
    Ahwatna dea gnbarom in tiyt yhbu nerom nnatsnet. Ayenay gize rekibom emo nezi welkemelaki k ketatelu.
    Ember mdefwo nerom. Mot ayferhun eyom nerom

  • @mikirussomrussom6346
    @mikirussomrussom6346 5 ปีที่แล้ว +2

    Ab 2005 eu xbuq aleka

  • @hanivalgebru8536
    @hanivalgebru8536 5 ปีที่แล้ว

    Xeba ye diseti kisemaka keleku::

  • @aarontesfai1328
    @aarontesfai1328 5 ปีที่แล้ว

    Memher redi btami gluxnet zelwo zerba ika tezareb entkon seb bert abe idu kolo ezi kelu abe nexa bota enda tenkesakes hde habo zebel mesanu kygremni ayterfen.

  • @truelove2433
    @truelove2433 5 ปีที่แล้ว

    ሰብኣይ ኣለዋ ዶ ይኸውን ነዚኣስ ወዛል

  • @dohadoha4459
    @dohadoha4459 5 ปีที่แล้ว

    Fokis. Sebay. Abmotka. Fokskos. Nay. Slxan. Haleflef. Euzezarbeka. Fokis. Sebay. Ezi. Diu. Kumnegerka. Hfer. Kezab.

  • @andrewallace2251
    @andrewallace2251 5 ปีที่แล้ว

    ኢሰያስ ኣፎርቂ መዋእሉ ኣብ ግዜ ሰውራ፣ እዚ ዉድብ እዚ እንተዘይኮይኑ ውድብና ከይበለ፣ ንህዝቢ ኤርትራ እዚ ህዝቢ እንተዘይኮይኑ ህዝበይ ከይበለ፣ንኤርትራ እዚ ወይ እዛ ሃገር እዚኣ እንተዘይኮይኑ ሃገረይ ከይበለ ስጋብ እዛ ስዓት እዚኣ፣ ዘይተዓዘበን ንነብሱ ዘይሓተተን ሰብሲ ይህልው ዶ? ናይ ግድን ስለዘሎ ድማ እዩ ከም ኤርትራዊ ዜጋ ዝቖይርዎን ዝስዕብዎን ዘለው፣ ግን ምኣስ ኮን እዮም የዒንቶም ዝኸፍቱ?

  • @nassermohammedburhan3188
    @nassermohammedburhan3188 5 ปีที่แล้ว

    ቅድሚ ተግባር ዘረባ አንተ በዚሑ ሕነኻ ዝፈደኻ ኮይኑ ስለ ዝስማዓካ ቅድሚ ተግባር ዘረባ ኪበዚሕ የብሉን

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว

    NIMITAY EYOM Asewudomo ELIKA mihitat yibelixi EYU?

  • @efremberhane422
    @efremberhane422 5 ปีที่แล้ว

    Kahsay gebrehiwet died atleast 2 years ago. You can check to verify

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว

    NUSOM KE ATAY EYU NEYIRU REBIHAAOM ATOM LAALOWUT ZINEBERU?ALOWU DO KE HIJ!!!?

  • @yoniyonatan8812
    @yoniyonatan8812 5 ปีที่แล้ว

    Died body eyom minsters nay eritrea

  • @morninganointing777
    @morninganointing777 5 ปีที่แล้ว

    Adi zeyblu enda feletkum stolot eyu frqi gonu elkumuna nhna kea Eritrawi eyu frqi elna aminina,hgi hlim zbele Ethiopiawi koynu rekibnayo,Wala filipos I don't think Eritrawi anymore,nay eritra neger..........emo enda feletkumo kab meda athizu zgebro znebere,hgi dea emo gobezat kem nsded geru aregit sebay,sebeyti, children hizu eyu Eko aflitina

  • @zebibaokbu1845
    @zebibaokbu1845 5 ปีที่แล้ว

    Kem bela Abdu meter ewen netom maheyo ome yexefowom neru ay gelx gayon merahi nay k,s,r,wt 26 seleya genbar Abdu meter netom srrawit shamkom awxikom zey teatwo elo yexefom neri eyu dektatorat merHti begeef mendef

  • @mogosandom179
    @mogosandom179 5 ปีที่แล้ว

    ሰብኣይ ከማኩም ከም መንፊት አንዳ ጸፈዓኩም መጽኩም ህዝቢ ኣጽፍዕኩሞ ኢዋይይይ ተካል ስማዕ