ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 55 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 55

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @JdjdjJriffi
    @JdjdjJriffi 2 วันที่ผ่านมา +359

    እቶም ኣወዳት ተምሃሮ ደስ ክብሉኻ ኩሉ ጊዜ ይምፅኡ ትብሉ like❤️♥️♥️😂😂😂

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 2 วันที่ผ่านมา +93

    ኣየ መንፀገባ ሽኮር መቐረት እዛ ድራማ❤❤ ኣድነቕቲ መንፀገባ እስቲ 👍

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @WiztE9n-cl5qv
    @WiztE9n-cl5qv 2 วันที่ผ่านมา +115

    ናጋ ኣቡነ ኣረጋዊ እዩ ካብ ኩሉ ኩፍእ ዘባለ ሓላዊና ይኩን ደቂ ተዋዶ👏👏

    • @asefutesfay3111
      @asefutesfay3111 2 วันที่ผ่านมา +2

      አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏ማዓረይ ደምርን❤

    • @ትግራይ
      @ትግራይ วันที่ผ่านมา +1

      Amennn((3))🙏

    • @ميلدالمعالسي
      @ميلدالمعالسي วันที่ผ่านมา

      ኣሜን(3)ማዓረይ👏👏👏🥰🥰

    • @mebrhitgermay9651
      @mebrhitgermay9651 วันที่ผ่านมา

      @@WiztE9n-cl5qv አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ ልኩልና 🙏🙏🙏♥♥♥ደምርኒ ክምልስ ፅሪተይ🙏🙏🙏♥♥♥♥

    • @mebrhitgermay9651
      @mebrhitgermay9651 วันที่ผ่านมา

      @@asefutesfay3111 ሰላመይ ደሚረኪ ደምርኒ🙏🙏🙏♥♥♥♥

  • @TsigeredaGer
    @TsigeredaGer 2 วันที่ผ่านมา +142

    ፅባሕ አቡና አረጋዊ ይሕሊኩም ❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

    • @TsigeredaGer
      @TsigeredaGer วันที่ผ่านมา

      @@AluChanal እሺ ዝያዳይ

    • @hdisw7325
      @hdisw7325 วันที่ผ่านมา

      እሹኒ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤

    • @johntekleab5471
      @johntekleab5471 วันที่ผ่านมา

      Amen Amen Amen

    • @alambrhane9305
      @alambrhane9305 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen amen 🤲

  • @BreFekr
    @BreFekr 2 วันที่ผ่านมา +121

    መንፀገባ አና ብረይ ዕርካነት ደስ ዝብለኩም👍👍🔔🔔🔔

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 2 วันที่ผ่านมา +2

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉

    • @Tarikhaftay-j7v
      @Tarikhaftay-j7v 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ጓልነይ❤❤❤❤❤

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 2 วันที่ผ่านมา +3

      ንደማመር ፁሩያተይ❤

    • @Tarikhaftay-j7v
      @Tarikhaftay-j7v 2 วันที่ผ่านมา

      @@ፅሪቲካሕሳይ መልሲ ማዓረይ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 2 วันที่ผ่านมา

      @@ፅሪቲካሕሳይ ደሚረኪ ፀኒሐ እየ ዝያዳይ 🥰🥰

  • @እምንቲእየንዛኣመነኒ
    @እምንቲእየንዛኣመነኒ 2 วันที่ผ่านมา +31

    ኣየ መንፀገቫ ፀይቅ 😂😂😂
    (14) ኣብነ አረጋዊ ፃዲቅ ካብ ክፉእ ዘበለ ይሓሊኩም ተጋሩዋይ ደሙሩኒ ክምልስ እየዋ

  • @MuzeyGidey-j4n
    @MuzeyGidey-j4n 2 วันที่ผ่านมา +20

    አነስ ፍቅረን ደስ ክብላካ ናይ ቀደም ወለድና ይመስላ ብረይ መፀግባይ😍
    ኩሉኩም ፅቡቃት አሕዋተይ

  • @hiyabTubehiyab
    @hiyabTubehiyab 2 วันที่ผ่านมา +93

    "wow ኣበሃህላ መንጸገባ ጽባሕ ታሪክ ክቅየር'ዩ ብላዕሊ ዝነበረ ብታሕቲ ክኸዉን'ዩ ኣስሚረላለኹ👌👌

  • @ሜሪ-መ6መ
    @ሜሪ-መ6መ 2 วันที่ผ่านมา +52

    አረ መንፀገባ ሓረካት 😂😂😂
    ውይውይ ዘም ኣወዳት ኬፍ ዘለዎም መቀረት ናይዛ ፍልሚ ኽኾኑ እዮም❤

    • @NetsStarናፁሓላል
      @NetsStarናፁሓላል 2 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብክራይብ በልኒ ጋል እኖዋ🙏

    • @ሜሪ-መ6መ
      @ሜሪ-መ6መ 2 วันที่ผ่านมา

      @NetsStarናፁሓላል እሺ ዛናተይ

    • @FjDh-ri4ik
      @FjDh-ri4ik วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

  • @tigraweytiQueen
    @tigraweytiQueen 2 วันที่ผ่านมา +19

    ዞም ኣወዳት ተምሃሮ ኹሉ ግዜ ይምፅኡ ትብሉ👍🏿👍🏿👍🏿😂❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @Hdgd-m9q
    @Hdgd-m9q 2 วันที่ผ่านมา +84

    ቀዳመይቲ እየ ግን ናይ መፀግባ እስታይል መን ተመችይዎ ኤ ኣይትሓምስወን ሕደጉ እባ😂😂💜💜

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 2 วันที่ผ่านมา +37

    ካብ ስራሕ ወፅየ ባቡረይ ሒዘያ ክህርስ ክብል ብረይ ወፅያ። ዓወፅወፀይ ከም ትኪ ተኒኑ። በሉ ኣገንዕ ኣግርጭው ተይበልኩምኒ ከይትሓልፉ። ብስም መንፀግባ ኣማሒፂነኩም ብሩኻተየ!! ዳይ ዳይ ላብ ስራሕ!!! ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @enate-
    @enate- 2 วันที่ผ่านมา +30

    ደራሲ ንፉዕ ብፍላይ ናይ ሎሚ 🎉

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @JdjdjJriffi
    @JdjdjJriffi 2 วันที่ผ่านมา +47

    ኡፍ ተዘክሮ ሃይስኩል እቶም ኣወዳት ደስ ክብሉኻ ኩሉ ጊዜ ኣምፅእዎም♥️💛🫶😘😘😘

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤🎉🎉🎉

    • @ነጉሓበሻዊት
      @ነጉሓበሻዊት 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@MesiTubeመሲዩቱብ-k3q ንዳማመር ብክልተ ክድምረኪ እየ ደምርኒ❤

  • @mghsw3508
    @mghsw3508 2 วันที่ผ่านมา +18

    ዋየ መንፀገባ ሓረካታ ብጣዕሚ እዩ ዘስሕ
    ቅ😂😂ማዕተበያ😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @haftayhagos3397
    @haftayhagos3397 2 วันที่ผ่านมา +43

    ዋው ኣይተኽኣልኩምን እዛ ድራማ እናመቀረት ትኸይድ ኣላ!ጎብዙ ኣብ ጎንኹም ኣለና!

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 2 วันที่ผ่านมา +39

    አረ እቶም ተምሃሮ ክሽኹሩ ኡፍ😩❤️🔥

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 2 วันที่ผ่านมา +9

    መንፀገባ ሳሓቅ ቃቲላትኒ😂ግን ክዳን ቃይሩለን እስታይል ቁኖ ፀጉረን እውን ቀይሩለን ደቂ ገጠር ጋመ ጥራሕ ኣይንቁነንን ንምንታይ ኢኹም ሪኢቶና ዘይትሰምዑ😢

  • @Hagosakeza07Dxb
    @Hagosakeza07Dxb 2 วันที่ผ่านมา +13

    እንኳዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ንአቡነ አረጋዊ ዓመታዊ ክብረ ብዓል በረከት ረድኤቶም አይፈለየና❤❤❤❤❤❤

  • @Madhenit127
    @Madhenit127 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ መን ጸገባ ሓረካት ደስ ዝብለኩም ኣብ ስብስክራይብ ግብርኒ ደሙርኒ ደቂ ሪመይ ጽቡቃት ፍጥረት😂😂😂😂 ሳሓቅ መይተዋ🎉😂😂🎉😂❤❤

  • @rozanatesfay8585
    @rozanatesfay8585 2 วันที่ผ่านมา +39

    ዋው ራብዐይቲ ከመይ ቃኒኽን ደቂ መዳም 💚

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 2 วันที่ผ่านมา

      ፅቡቅ ደምርኒ ወለላይ🎉❤

    • @hiyabTubehiyab
      @hiyabTubehiyab 2 วันที่ผ่านมา +1

      ሰላምኪ ይብዛሕ😘ደምሪኒ ቅመመይ 💘

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 2 วันที่ผ่านมา

      እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 2 วันที่ผ่านมา

      ​@selamSelam33-ll1bs ደምሩኒ ማዓረይ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @soligualagame
    @soligualagame 2 วันที่ผ่านมา +10

    ክክክክክክ ሞይተ ኢየ ሎማዓልቲ ሳሓቅ ደስስስ ክብሉካ እቶም ተምሃሮ ❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግብረለይ ወለላይ❤

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
    @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ 2 วันที่ผ่านมา +16

    እንካዓ ብስላም መጻእኩም ደቂ ተዋህዶ እንካዓ ኣብጸሕኩም ኣበጽሕና ናይ ቅዱስ ሩፍኤል መላኣክ 13 ዓመቱ

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @KerskersAergw
    @KerskersAergw 2 วันที่ผ่านมา +21

    ንተሓላለ ተጋሩዋይ ንዲማመረ ስሳትና ንዕበ ❤❤

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t 2 วันที่ผ่านมา +23

    ኹሉኹምአሕዋተይን አሕታተይ መን ከማኹም ንኹልኹም ሰላምን ጥዕናን ነሙሉእ ሕዝቢ ትግራይ

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      አሜን ፫❤ ሳብስክራይብ ግበርኒ ወለላይ❤

  • @سبحانالله-د5ف
    @سبحانالله-د5ف 2 วันที่ผ่านมา +33

    ደሙሩና እስከ መንፀገባ ትፈትዉ😂❤

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ 2 ክድምር❤❤

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 2 วันที่ผ่านมา

      ደምምርኒ ክድምረኪ እየ ዝያዳይ❤

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 2 วันที่ผ่านมา

      @ፅሪቲካሕሳይ ደምርኒ 2 ክድምረኪ

    • @ቤትዳዊትBetdawit
      @ቤትዳዊትBetdawit 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@Maebel6-p7k ደሚረኪ ኣለኹ ሓብተይ ደምርኒ🙏

  • @ድንግለይዋሕሲልበይ
    @ድንግለይዋሕሲልበይ 2 วันที่ผ่านมา +8

    መንፀገባ ኣይተኽኣለትን😂እቶም ኣዎዳት ግን ደስ ክብሉ❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @AbrehetGebremadhn-s2z
    @AbrehetGebremadhn-s2z 2 วันที่ผ่านมา +15

    ኣይ መንፀገባ ዋይ ዝእንግልሽ እዚይ🤔 ኣብ ዝከድክዎ ናፀነሐ እባ ጉድ ረኺዃያ ሰሓቅ ሞይተ ኡነት 😁😁😁😁😁😁😁😁

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

    • @Aaa-uj3ph
      @Aaa-uj3ph วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂

  • @ዩትቡር
    @ዩትቡር 2 วันที่ผ่านมา +24

    እዞም ኣወዳት ክሽኹሩ መጽዮም ዝኒሀው❤

  • @Habesha-k8q
    @Habesha-k8q 2 วันที่ผ่านมา +19

    መንፀገባ አምፅኡሉና

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 2 วันที่ผ่านมา +34

    ቡርኽ ሰንበት ደቅ ተዋህዶ❤❤ደምራኒባ ክድምረክን❤

  • @rchigal585
    @rchigal585 2 วันที่ผ่านมา +16

    መናላ ከይረአይወን ብምሕላፈን ዝተናደደት😂😂

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @jvh580
    @jvh580 2 วันที่ผ่านมา +14

    እዞም ተምሃሮ ደስ ክብሉኻ ኩሉ ግዘ ይሙፁኡና ❤❤❤❤

    • @ግርማሓፍቲኣሴየ
      @ግርማሓፍቲኣሴየ 2 วันที่ผ่านมา

      ደምረኒ ❤️

    • @AfnanHeart
      @AfnanHeart 2 วันที่ผ่านมา

      @@ግርማሓፍቲኣሴየገይረልኪ መልሲ ❤

    • @AfnanHeart
      @AfnanHeart วันที่ผ่านมา

      @@ግርማሓፍቲኣሴየ መልሲ ባ ሓፍተይ

  • @ግርማሓፍቲኣሴየ
    @ግርማሓፍቲኣሴየ 2 วันที่ผ่านมา +19

    ናፈቅናኩም ነይረና ደቂ ትግራይ ወለላ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ደምረኒ እሰቲ ፍቁራተይ ❤

  • @ShinJae-n9o
    @ShinJae-n9o 2 วันที่ผ่านมา +12

    እንካን ዳሓን መፃኩም ዳብረይ❤❤❤🎉🎉🎉
    መፀግባ መሕርር😂ይመችኪ ዛም መናኣሰይ መቀረት ናይዛ ፊሊም እዮም ኩኮኑ ❤❤❤🎉🎉

  • @Tsedihaftiyjeganu
    @Tsedihaftiyjeganu 2 วันที่ผ่านมา +21

    አጋላት ጥራሕ ክንቃንእ ዶ ደአ ተረጊምና ኢና ሓቃላ መፀገባ😂😂😂😂😂

  • @Gfghy-x9l
    @Gfghy-x9l 2 วันที่ผ่านมา +43

    ቀደማይ ባዕለይ ላይክ ፅፍዑኒ❤❤❤❤❤❤❤😊

    • @MashoGalber
      @MashoGalber 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ መዓረይ

    • @mebrhitgermay9651
      @mebrhitgermay9651 2 วันที่ผ่านมา

      ደምረኒ ሓወኒ🙏🙏🙏♥♥♥

    • @mebrhitgermay9651
      @mebrhitgermay9651 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@MashoGalberማሾየይ ደሚረኪ መልሲ🙏🙏🙏♥♥♥♥

  • @FyeriGerezihar
    @FyeriGerezihar 2 วันที่ผ่านมา +16

    ዋይ መን ፀግባ ሽኮር😊😊

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @AAAa-s9f
    @AAAa-s9f 2 วันที่ผ่านมา +22

    ዞም ቶምሃሮ ኣወዳት ንኽልቲኦም ኣፍቂረዬም😂❤🎉😅😅

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 2 วันที่ผ่านมา +14

    ሰላም ክቡራተይ❤❤❤
    እዋይ መንፀግባ መቅሰን ሓረካትኪ ከመይ ከምዝምችወኒ ኮ 😂😂😂😂😂

  • @gullala4624
    @gullala4624 2 วันที่ผ่านมา +6

    እዙ ቀይሕ ጫሓም ወዲ በስምአብ ክፅብቅ ንሱ በተለይ ካብ ዛፊልሚ ክወፅእ የቡሉን 😂😂😂😂❤❤❤❤❤ክልቲኦም ❤❤❤
    ሓሳብ አለኒ መፀገባ እና ብረይ ክዳነንን ፀጉረንን ስታይል ቀይርኩም ዘና ዝበለ ጉርዲ ክዳን ከዲንኩም ምስ ቶም አወዳት አምፅወን ወልዳይን ስየን ሕርር ይበሉ 😂

  • @ተጋዳላይ0T.D.F
    @ተጋዳላይ0T.D.F 2 วันที่ผ่านมา +5

    T.D.F ትፈትዉ ደምሩኒ❤🙏ደቂ ዓደይ❤

  • @TrhasTesfay-k7d
    @TrhasTesfay-k7d 2 วันที่ผ่านมา +32

    ዋው ለማዓንቲ ቀዳመይቲ ኮሜንት ብድንግላ😂😂

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 2 วันที่ผ่านมา +2

      ሳፕ ግበርለይ🎉❤

    • @GsHd-e4r
      @GsHd-e4r 2 วันที่ผ่านมา

      ከመይ ተረከበት ድንግልና ሞ😂😂

    • @mebrhitgermay9651
      @mebrhitgermay9651 2 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክምልስ🙏🙏🙏♥♥♥♥

    • @mebrhitgermay9651
      @mebrhitgermay9651 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@AAAa-s9fመልሲ

    • @GsHd-e4r
      @GsHd-e4r 2 วันที่ผ่านมา

      @@mebrhitgermay9651 መልሲ

  • @ShewitekbayEkbay
    @ShewitekbayEkbay 2 วันที่ผ่านมา +6

    ዋውውውው ከም ገለ ዓይነት ማሃሪት ዲራማ እያ ቡእነት ❤❤❤❤❤❤

  • @Tarikhaftay-j7v
    @Tarikhaftay-j7v 2 วันที่ผ่านมา +14

    ኣምነ ኣረጋዊ ይሓሉወኩም ❤❤❤❤❤❤ደሙሩኒ ተጋሩዋኒ ዝደመረኒ ኣብ ናተይ ኮመንት ፀሓፋለይ ብሰለስተ ክድሙሩኩም እየ

    • @እምንቲእየንዛኣመነኒ
      @እምንቲእየንዛኣመነኒ 2 วันที่ผ่านมา

      መልሲ ማዓረይ ❤

    • @Tarikhaftay-j7v
      @Tarikhaftay-j7v 2 วันที่ผ่านมา

      @እምንቲእየንዛኣመነኒ ኡሺ🙏🙏🙏🙏

    • @KerskersAergw
      @KerskersAergw 2 วันที่ผ่านมา

      መልስለይ​@@Tarikhaftay-j7v

    • @ቤትዳዊትBetdawit
      @ቤትዳዊትBetdawit 2 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ኣለኹየ ደምርኒ ዛሓብበይ

    • @Tarikhaftay-j7v
      @Tarikhaftay-j7v 2 วันที่ผ่านมา

      @@ቤትዳዊትBetdawit ኡሺ ማዓረይ 🥰🥰🥰

  • @selamasweet7680
    @selamasweet7680 2 วันที่ผ่านมา +5

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ ዝፈትወኩም❤❤❤❤😊❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 2 วันที่ผ่านมา +3

    ዋይ መንፀገባ ሽኮር ሓረካትኪ ዘይውዳእ🎉🎉🎉❤😂

  • @SeSe-x8l
    @SeSe-x8l 2 วันที่ผ่านมา +14

    ኣየ መንፀገባ ሓራካታ ለይ ውዳእ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 2 วันที่ผ่านมา +8

    ምቁራተይ እንዳብረይ ሓባይብ ናመቀረት ዝከደት ድራማ ቀፅልዎ ህያባተይ❤❤💛😘😘ስልኪ ናይዞም ተምሃሮባ ተዳሃዩና ሓባይብ😂😂😂ተዘክሮ ዲቢዛ ግን😮

    • @AluChanal
      @AluChanal วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @GooklGookl-u9t
    @GooklGookl-u9t วันที่ผ่านมา +1

    ዞም ቆልዑ ክሽኩሩ ኡፍ ፍሽክትኦም ሳሓቢ ከይተዉፅአዎም ሓደራ❤

  • @RomiSweet
    @RomiSweet 2 วันที่ผ่านมา +13

    እንኳዓ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ብረይ ተጋሩ አሕዋተይ ደምርኒ እስኪ ሓፍትኩም ብቅንዕና❤❤🎉

  • @dkdpkemd9483
    @dkdpkemd9483 2 วันที่ผ่านมา +13

    ቅድሚ ኩሉ ባዕለይ😅 ደሙሩኒ ተጋሩዋይ💗

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 2 วันที่ผ่านมา +15

    😂😂😂😂ዋይ መንፀግባ ፀይቂ

  • @muludegol5950
    @muludegol5950 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጆክን ተስፍ ከይተቆርፃ ብረይን መንፀግባን ዋላ ምሳሕ ሒስክናሎም ንዕነ ነዞም ተምሃሮ 😂😂😂😂😂😂😂

    • @ዙፋንtube
      @ዙፋንtube ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu 2 วันที่ผ่านมา +9

    እንኮዕ ብሰላም መፃኩም ሓላለተይ 🙏🙏🙏❤❤❤✝️✝️✝️✝️

  • @NkhjMvjj
    @NkhjMvjj 2 วันที่ผ่านมา +10

    ኣረ መንፀገባ ሓረካት ይሞችኪ😂😂😂😂😂

  • @MyLife-pq2rr
    @MyLife-pq2rr 2 วันที่ผ่านมา +10

    መንፀገባ ብጣዕሚየ ዝፈትዋ😊ደምሩኒ ተጋሩዋይ

    • @ቤትዳዊትBetdawit
      @ቤትዳዊትBetdawit 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ ደምርኒ ሓብተይ🙏

    • @AfnanHeart
      @AfnanHeart วันที่ผ่านมา +1

      @@MyLife-pq2rr መልሲ ገይረልኪ ኣለኩ 🥰

    • @AfnanHeart
      @AfnanHeart วันที่ผ่านมา +1

      @@ቤትዳዊትBetdawit መለሲ ገይረልኪ ኣለኩ

  • @SelamGuesh-w2b
    @SelamGuesh-w2b 2 วันที่ผ่านมา +18

    ብሩክ ዕለት ሰንበት ተጋሩዋይ❤❤❤👏 ደምሩኒ አሰኪ 🙏

    • @Suzichanelሱዚቻነል
      @Suzichanelሱዚቻነል วันที่ผ่านมา

      ደምራኒ❤❤❤

    • @SelamGuesh-w2b
      @SelamGuesh-w2b 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @Suzichanelሱዚቻነል አሺኒ ማዓረይ👏

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 2 วันที่ผ่านมา +12

    መንፀገባይ እስታይልኪ እዩ ማሩኩን 😂😂😂

  • @mending-k3dብዛ
    @mending-k3dብዛ 2 วันที่ผ่านมา +16

    ተጋሩዋኒ ደሙሩኒ ጀማሪት እየዋ😂😂😂

  • @galtigray743
    @galtigray743 2 วันที่ผ่านมา +17

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ ክምልሰልኩም እየ ዋ❤

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 2 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላም ብርኻተይ እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ምቁራት 💙🥰🥰👏👏

  • @TitiGalbrhane
    @TitiGalbrhane 2 วันที่ผ่านมา +11

    ሙቁራተይ 😍😍🥰🥰🥰🥰❤️😍🎉🎉🎉🎉

  • @MiliH-fo8s
    @MiliH-fo8s วันที่ผ่านมา +1

    መንፀግባ ሽኮር ምቅርቲ ዓለም እቶም ተምሃሮ ደስ ክቡሉ ዳኣ 😂😂😂😂😂

  • @HelenTedros-s8n
    @HelenTedros-s8n 2 วันที่ผ่านมา +4

    Menxegiba shikor kab haftiki 🇪🇷 Agoki bertiea❤❤❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 2 วันที่ผ่านมา +2

    መንፀገባ መቀርት ናይ ዛ ደራማ❤❤
    ደራሲ ኢደ ይባርክ ኣብ ሰሙን 2ግዜ ይኩን
    ዞም ተምሃሮ ክሽኩሩ ዝክርያ 2003 ዓ/ም😢ጥዑም ግዜ ሓለፊ
    ኣየ መንፀገባ ሓርካት😂😂😂

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 2 วันที่ผ่านมา

      አረ ዞም ተምሃሮ ኩሉ ግዜ ይምፅኡ❤❤

  • @MihretGebru-o8z
    @MihretGebru-o8z 2 วันที่ผ่านมา +7

    ዋው መንፀገባ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤

  • @merizetewahdotigray1758
    @merizetewahdotigray1758 2 วันที่ผ่านมา +14

    ደምሩኒ ተጋሩዋይ♥️💜

  • @fr-lj7mu
    @fr-lj7mu 2 วันที่ผ่านมา +11

    ደሙርኒ በጃኹም❤❤❤ ድምፂ ዉፁዕ ኮኸዉን እዩ ሕልመይ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @ግርማሓፍቲኣሴየ
      @ግርማሓፍቲኣሴየ 2 วันที่ผ่านมา

      ሓሳብ ልብኪ ይሰምረልኪ ዝያዳይ ደምረኪ ደምረኒ

    • @ቤትዳዊትBetdawit
      @ቤትዳዊትBetdawit 2 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ ዛሓብተይ🙏

    • @ቤትዳዊትBetdawit
      @ቤትዳዊትBetdawit 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@ግርማሓፍቲኣሴየ ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ🙏

  • @Tsigegrmay
    @Tsigegrmay 2 วันที่ผ่านมา +20

    ኣብ 1 ደቂቃ 24 ኮመንት 😃ኣሽዓኩም ደቂ መዳመይ ደምራኒ ከይትሓልፋኒ ብማርያም

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ መልሲ🎉❤

    • @alemhagos4532
      @alemhagos4532 2 วันที่ผ่านมา +1

      እሽን መልሰለይ

    • @ግርማሓፍቲኣሴየ
      @ግርማሓፍቲኣሴየ 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደምረኪ ደምረኒ❤️

    • @ግርማሓፍቲኣሴየ
      @ግርማሓፍቲኣሴየ 2 วันที่ผ่านมา

      ​@alemhagos4532 ደምረኒ ደምረኪ እየ❤️

    • @Tsigegrmay
      @Tsigegrmay 2 วันที่ผ่านมา

      ኩልክን ደሚረክን ዘን ሓተይይ😘

  • @hiyabTubehiyab
    @hiyabTubehiyab 2 วันที่ผ่านมา +22

    ሱስ ሕዛትኒ ነበረት ድራማ ሻሹ ምስ ኣተወታ ሸዉሃተይ ትዓጽያ😮😂😂😂

    • @medhin8187
      @medhin8187 2 วันที่ผ่านมา +1

      😂😂ሻሹ ድሓን ያ ዳገርየ እሙን ጥዕሙቱ ምስ መጸት ሽዉሃተይ ተዓጽየ ኔረ😂

    • @ተዋህዶሃገርእያ
      @ተዋህዶሃገርእያ 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@medhin8187ጥዑምቱ ብልመፀት ላሓደግኽዎ ብኡ ጌረ ረሲዐዮም😊

  • @haymitube-l8w
    @haymitube-l8w 2 วันที่ผ่านมา +9

    ዞም ትምሃሮ ክሽኩሩ❤

  • @ትግራይ
    @ትግራይ วันที่ผ่านมา +3

    ብረይን መፀግባን ምስ እወዳት ኮይነን ክመፃ ክርኢ ሃፅፁ ዝቀነይ ኣሎ ዶ ከምዚ ከማይ😂😂

    • @fuvg8804
      @fuvg8804 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂awe

  • @عبدالهادي-ق3م
    @عبدالهادي-ق3م 2 วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ክብሉካ ዞም ተምሃሮ ኩሉ ግዜባ ይምፁኡ ትብሉ❤❤❤

  • @FhgfFhhf-f5j
    @FhgfFhhf-f5j 2 วันที่ผ่านมา +3

    😂😂😂😂😂😂😂ዋይ ታይ ጓለይ ቅንኢ ከሙዚ ድዩ ዝገብር 😂😂😂😂

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤ አየ መንፀገባ ፍቅሪ ብጣዕሜ ንፈትየክን ብረይ ፅርቲ🎉❤💝💝💝💝💝💝😘😘😘😘😘🌿🌿🌿🌿ታይ እየም እዝኣም ቆልዑ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 2 วันที่ผ่านมา +6

    Mentsegeba shukor ❤❤❤😂😂😂😂 መምህር ለ ማህለት❤

  • @fgdhh9577
    @fgdhh9577 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማርያምን ክንደይ ማዕልቲ ይካታተሎም ከም ለማዕንቲ ስሕቀ ኣይፈልጥን መንፀገባ ማሕረር ቀስ እልና ንክድ ዶ በለት ናይ ልባ ቁስል ክታውፅእ ድዩ ባሓደሻዓ ኣይ መንፀገባ እስክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣቱም ጀጋኑና ❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 2 วันที่ผ่านมา +10

    ደቂ ሪመይ ቅጭናት ኣዝየ እየ ዘፍቅረኹም❤💛🎉

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 2 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 2 วันที่ผ่านมา +3

    ዘኩሉ ምፅባይስ ዘይተሳከዐ አሕሕ😁😁 መፀገባይ ብረይ ቆሲለ እየ 😬😬

  • @JiJI-l8p
    @JiJI-l8p วันที่ผ่านมา +1

    ተማሃሮ ተመችየምና🎉😂❤

  • @mending-k3dብዛ
    @mending-k3dብዛ 2 วันที่ผ่านมา +5

    እንኳዕ ዳሐን መፃኩም❤❤❤

  • @ማርያምርህርህተ-ህሊና
    @ማርያምርህርህተ-ህሊና วันที่ผ่านมา

    እዞም ተምሃሮ ኩሉ ግዜ ይምፅኡ ❤ግን ናይ ባሓቂ ከይቅይርዋ እምበር😂

  • @genet3442
    @genet3442 2 วันที่ผ่านมา +3

    ደሰ ክቡሉ ዞም ተማህሮ😂😂😂❤❤❤❤❤ሙቁራት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😂😂መንፀገባ ምቅርቲ

  • @MiriMm-f9q
    @MiriMm-f9q 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንካዓ ብሰላም መፃእኩም ተጋርዋይ ፅርያት ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @AAAa-s9f
    @AAAa-s9f 2 วันที่ผ่านมา +21

    ብነኹም ሳፕስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ 100 ኣብፅሑኒ ጀማሪትየዋ😢❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سلطان-ش4ن5ت
    @سلطان-ش4ن5ت 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣቡነ ኣረጋዊ ከብ ኩፉእ ይሓልወና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MashoGalber
    @MashoGalber 2 วันที่ผ่านมา +10

    ንዳማመር ፍትዋተይ ደቃ መዲም ኣበይ ኣለክን 🎉🎉🎉

  • @WelayBerhe
    @WelayBerhe 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቻው ድራማ ኤረትራ ትግራይ ዓደይ ሰለል በሊ❤❤❤❤❤❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 2 วันที่ผ่านมา +3

    ዞም ተምሃሮ ክፅቡቁ ሰናግል ዶ ይኮኑ😂

  • @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ
    @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ሓረካት መንፀገባ😂😂😂😂
    ዞም ተምሃሮ ደስ ክብልኻ ኹሉ ግዜ ይምፅኡ❤

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 2 วันที่ผ่านมา +5

    ንዓመት የድግመና ሎማንቲ መበል 16ተ ባዕለይ ተኸተተልቲ ብረይ ልቃሕኩም ምለሱ

  • @HelenMeles-nu5re
    @HelenMeles-nu5re 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መንፀግባ መሕርር😂😂 ዞም ቶምሃሮ ደስ ክብሉ ኩልግዜ ይምፅእልና❤🎉

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 2 วันที่ผ่านมา +8

    ዋው ለማዓንቲ ደስ እሊኒ❤❤❤❤❤❤❤

  • @seblegoitom3719
    @seblegoitom3719 2 วันที่ผ่านมา +4

    Love you daki Adey Mareyyy ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏

  • @MehertShabel
    @MehertShabel 2 วันที่ผ่านมา +2

    ዋየ መንፀገባ ሓረካታ😂😂😂♥️♥️

  • @Atsede-z3y
    @Atsede-z3y 2 วันที่ผ่านมา +3

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ

    • @ቤትዳዊትBetdawit
      @ቤትዳዊትBetdawit 2 วันที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ ኣለኹየ ደምርኒ

    • @Atsede-z3y
      @Atsede-z3y 2 วันที่ผ่านมา

      @ቤትዳዊትBetdawit 💖🙏

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 วันที่ผ่านมา

    ገብረትንሳኤ ግርማ ዓዲ ከምዚ ባሓባር ምስራሕኹም ደስ ይብል

  • @KalkidanKal-n9v
    @KalkidanKal-n9v 2 วันที่ผ่านมา +3

    ብሩክ ዕለተ ሰንበት...First comment...❤like

  • @تال-ه3ك
    @تال-ه3ك 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዋው መንፀግባ ሽኮር ሓረካታ ደስ ክብል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤