ኩሉሱብ ክሪኣ ዘለዎ ቪድዮ መፍትሕታት ቀልጢፍካ ምፍሳስ ኣብ ግዘ ጾታዊርብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 19

  • @wttm7266
    @wttm7266 3 ปีที่แล้ว +8

    🤦🏽‍♂️🤷🏻‍♂️ ኣነ ኮምኡ ሽግር ኔሩኒ ጓል ምስ ሓቆፍኩ ብዘይ ፍታወይ ይኸደኒ ኔሩ ግን ብጥበብ ኢኻ ትሕዞ ዘለካ ስለዚ መጀመርታ ዘይምጭናቅ
    ንዓይ ዝጠቀሙኒ ነገራት
    ኣብ መንጎ እቲ ኩነታት ናይ ርክብ ንካሊኢታት ዝኣክል ዘሐዝን ነገር ብምዝካር ስምዒተይ ክሳብ ዝደለክዎ ግዜ ክገትኦ ኪኢለ (ክርደአካ ዘለዎ ነገር ግን) ኣብቲ ርክብ ጠጠዉ ምባል ዘይኮነ ሓሳብካ ጥራይ ኢኻ ተግሾ ርክብካ ግን ትቕጽል.....ምስ ግዜ ጽቡቅ ክትመጽእ ኢኻ
    እዛ ሓሳብ ካብ ዶክተር ዉን ከም ሓገዝ ኢሉ ኔግሩኒ ኔሩ ዳሕራይ ንሳ ብምድግጋም ኣብ መስመር መጼ
    እዚ ማለት ንሰዓታት ክጸንሕ ዉን ተኽእሎ ገሩለይ ኣሎ።
    ብፍቃደይ ስሚዒተይ ንዝተወሰነ ግዜ ንሱ ጎይታ ኔሩ ሕጂ ግን ኣሸኒፈዮ ኣለኹ።
    😇
    ወይ ብልዕትኻ ካብቲ ብልዕቲ ጓል ኣንስተዮቲ ንዝተወሰነ ግዜ ከተዉጽኦ ኣለካ
    ካልእ ነቲ ዘለካ ናይ ስሚዒት ምግታእ ተጠቐመሉ ማለተይ ሃንደበት ኣብ ዝመጸካ ግዜ ተማም ገርካ ክትዉቅጦ ኣለካ መታን ደስታ ክትረክብ
    ከም ካላኣይ ኣዝዪ ዙሑል ማይ ዉን ጽቡቕ ኮይኑ ረኺበዮ
    ተስፉ ይገብር ክሕግዘካ
    ሓወይ!🙏🏻

    • @GebretatyosHadush-yb9su
      @GebretatyosHadush-yb9su 14 วันที่ผ่านมา

      ክንደይ ግዜ ወሲዱልካ ለውጢ ልምምጻእ please

  • @ትግራይዓደይዓንብብለይ
    @ትግራይዓደይዓንብብለይ 3 ปีที่แล้ว +3

    ቀጽለሉ👌

  • @wedimemhr6529
    @wedimemhr6529 3 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ መደብ ቀጽለሉ

  • @nahomhabtu3517
    @nahomhabtu3517 2 ปีที่แล้ว +1

    Hi bro ane khateka deliye zeleku gbre hbue yifxm eye ab rkb kea qeltife yefss hji enteqarixeyo nab nbur mstemelesku do

  • @kemsebey8079
    @kemsebey8079 3 ปีที่แล้ว +5

    መትሎ ሲ ኣሎ ጸገም የለን ንጋል ከፍቅር ግን ይፈርሕ ኣለኩ ሎምስ

    • @wttm7266
      @wttm7266 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣጆኻ ደዉለለን ባዕለን ኣብ መስመር ከእትዋኻ ኢየን ብሮ 😉

  • @natuboy7606
    @natuboy7606 3 ปีที่แล้ว +1

    Thanks pro

  • @selomungoytom91
    @selomungoytom91 3 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ከምዚ ዛንታ ስ በዚሖ ኮነ ኢልኩም ዲኩም ዶስ ናይ ባሓቂ እዩ ኣብ ቡዛሓት ዘጋጥም

    • @ጨዓሎ
      @ጨዓሎ 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣሎ yegatim አዩ

    • @wttm7266
      @wttm7266 3 ปีที่แล้ว +2

      እረ 😒 ናይ ባሓቂ ኢዪ ብዙሕ ሰብ ዝሽገር ኣሎ ከም ኣብነት ኣነ ዝፈልጦም ብዙሓት ኣለዉ
      ንባዕለይ ካብ ኦም ሓደ ኔረ ሕጂ ግን ጽቡቅ መጼ ኣለኹ

  • @ወዲኤሬይካብሜዳመቀለ
    @ወዲኤሬይካብሜዳመቀለ 3 ปีที่แล้ว +2

    ሃረምረም ኢልካ ኣይተእተው ርግዕ ኢልካ ደርጓዕጓዕ ኣብሎ ክክክክክ

  • @kidanugezae8274
    @kidanugezae8274 4 หลายเดือนก่อน

    ቀልጢፍካ ናይ ምፍሳስ ጉዳይ ኩሎም ዶክተራት ክረባረቡሉ ዝግባዕ ናይ ደቂ ተባዕትዮ እቲ ዝዓበየ ሕማም እዩ። ስለዚ ነጋቲቭ ፅልዋ ዘይብሉ መድሓኒት ክእለሸሉ ይግባእ። ተዘይኾይኑ ናይ ሰብ ሓዳር ሓቢርካ ናይ ምንባር ዕድል ዘፅብብ ሓደገኛን ጠንቂን ሕማም ክኸውን ይኽእል እዩ።

  • @ሚኬኤልሚኬኤል
    @ሚኬኤልሚኬኤል 3 ปีที่แล้ว

    ዓመሬት ደቕስ ከይተፍስስ 👍👍👍

  • @danieltsegay2202
    @danieltsegay2202 3 ปีที่แล้ว +1

    Bro Agedasiet ya mo eza Arstie,bgbuee kem kalie gerka dgema eza Video

  • @nisri1567
    @nisri1567 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ዓራት ኣይትደይብ። ምስኣ ምርኻብ ኣቋርጾ።