"ኣብ ጸሎት ዘሎ ለውጢ" || ፓስቶር ዮናታን ኣብራሃም || ምሉእ ወንጌል ቤተክርስትያን ኤርትራ ፍራንክፈርት ጀርመን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 62

  • @biniamkibrom2291
    @biniamkibrom2291 28 วันที่ผ่านมา

    God Bless you more.I am blessed by your teaching.

  • @LuwanaTekie
    @LuwanaTekie หลายเดือนก่อน

    Amen God bless you..Amazing Advice and powerful words..❤😍

  • @almaztekle-d3p
    @almaztekle-d3p 13 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen tebark yoni 🙏🙏

  • @mebratghebre
    @mebratghebre หลายเดือนก่อน

    አሜንን ተባረኽ ፓስተር ዮኒ እስኻ በረኸትና ኢኻ❤️❤️👏👏

  • @YemsirachYo
    @YemsirachYo หลายเดือนก่อน +1

    ዮኒ ከነባለቤትህ
    እንደት እንደምወዳችሁ
    ቃል የለኝም ውስጤ
    መዝሙራችሁን ስሰማ ነው👈
    ከልቤ የወደድኳችሁ !!!
    ዘመናችሁ በእግዚአብሔር ቤት
    ይለቅ ተከናወኑ ብዙ

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ዮኒ ብሩክ..ኣምላክ መመሊሱ ምግላጹ የብዛሓልካ🙏🏽 ንደቅና ክትውርሶም ኢካ ኣክሊልካ እዮም መመሊስካ በርትዕ🙏🏽❤😘🌹

  • @maranathayesus2081
    @maranathayesus2081 หลายเดือนก่อน

    This message is really for the end time generation God bless pastor yoni wonderful man of God you and your wife is the blessing of the body of crist God bless you all

  • @tsigeredaerenaerena8210
    @tsigeredaerenaerena8210 หลายเดือนก่อน

    Amen amen nay Amlak seb bereketna eka ❤❤❤❤

  • @fioriselihom6506
    @fioriselihom6506 หลายเดือนก่อน

    God bless you more with your family Yoni &all blessed ❤️❤️❤️❤️🙏 🎉

  • @luchiaberhane4424
    @luchiaberhane4424 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen behaki ewanawi mlekti amlak ybarka Poster yonatan hawna

  • @bisratbereketeab131
    @bisratbereketeab131 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ሙውት ናተይ ኣይኮነን። እቲ ሂያው እዬ ናተይ ኣሜን🎉❤

  • @DanialBayru-l2l
    @DanialBayru-l2l 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you God your son Jesus Christ Amen family

  • @selamtsegay3619
    @selamtsegay3619 2 หลายเดือนก่อน

    Memeliska tebarek yoni hawey Agolguletka ysfah Mogos Amlakybzhalka❤❤❤

  • @azeibhaile4711
    @azeibhaile4711 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾❤️

  • @tekeagoitom6021
    @tekeagoitom6021 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen GBU More

  • @michaelfrewerki4393
    @michaelfrewerki4393 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amennnnn

  • @furtunaghirmy8829
    @furtunaghirmy8829 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SH-vf5uq
    @SH-vf5uq 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜንን ኣሜንን ብሉጽ ዝኮነ ሃናጺ መልእክቲኢ ❤❤❤ ኣምላክ ምግላጹ ይወስከልካ መመሊሱ

  • @rahwaneamen308
    @rahwaneamen308 2 หลายเดือนก่อน

    Yes & Amennnnnnnn Pastor Yoni hawey bruk, more shaning och grace our blessing 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥

  • @SabaKefali
    @SabaKefali 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen

  • @MeazaAsheray
    @MeazaAsheray 2 หลายเดือนก่อน

    Pastero Joni biruk xega amelak memelisu yebizahlka xeregxkayo werss❤❤🎉

  • @ghideymedhanie1706
    @ghideymedhanie1706 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen 🙏

  • @lwamyacob6334
    @lwamyacob6334 2 หลายเดือนก่อน

    God bless you pastor yoni❤❤

  • @mikekidane2907
    @mikekidane2907 2 หลายเดือนก่อน

    Wow powerful message bless you more yoni

  • @Sami-gt2yu
    @Sami-gt2yu 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amen

  • @betealyacob5805
    @betealyacob5805 2 หลายเดือนก่อน +1

    Amazing..God bless u yoni❤

  • @loveandmercy9931
    @loveandmercy9931 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ata nay amlak seb tebarekkk dobatka ysfah nbuzuhattt mtsnnaen nbrreketn kun!!!!

  • @yorsalemSolomon-u8k
    @yorsalemSolomon-u8k 2 หลายเดือนก่อน +1

    Waw kibri niamlak yikun paster yeni bikulu tebarek tsegu yibarika❤❤❤❤❤❤❤

  • @SenaitYousif
    @SenaitYousif 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen 🙏🙏

  • @samiveter1468
    @samiveter1468 2 หลายเดือนก่อน

    Waaw kbri n Amlak ykun

  • @helenmehari4637
    @helenmehari4637 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን

  • @abrahamtekle7090
    @abrahamtekle7090 2 หลายเดือนก่อน +1

    Its wonderfull

  • @abrehetshishaytesfu9026
    @abrehetshishaytesfu9026 2 หลายเดือนก่อน

    ❤Amen Amen

  • @SamuelDiscipleOfJesus
    @SamuelDiscipleOfJesus 2 หลายเดือนก่อน

    Generational awakening 🙌🔥

  • @edenalmedom7097
    @edenalmedom7097 2 หลายเดือนก่อน

    Amennn 🔥🔥🔥

  • @TesfuZer
    @TesfuZer หลายเดือนก่อน

    ❤ gbu more tegelx

  • @SelamRusom
    @SelamRusom หลายเดือนก่อน

    Amneeeeeeeee

  • @HabenBrhane-c7l
    @HabenBrhane-c7l 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen u are blessed yoni dear

  • @MathiosYeabyo
    @MathiosYeabyo 27 วันที่ผ่านมา

    የኒ ጂግና መመመመልስካ ብክብሪ ኣምላኽ ተገለጽ እዚይ ንዚመተ ዓጻጽምቲ ህያው ዝገብር ቃል እዩ ንጎይታ ክብሪ ይኩን

  • @semharzerai5479
    @semharzerai5479 2 หลายเดือนก่อน

    Yoni buruk tebarek yoni hawey.

  • @ምድሓንብኢዬሱስዩ
    @ምድሓንብኢዬሱስዩ 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @GezaeBerihu-u2w
    @GezaeBerihu-u2w หลายเดือนก่อน

    Isaiah 45 ትግ - ኢሳይያስ
    18: እቲ ንሰማያት ዝፈጠረ እግዚኣብሄር ንሱ ኣምላኽ እዩ፡ ንምድሪ ዝደኰናን ዝገበራን ዘጽንዓን፡ ማሕደር ሰብ ክትከውን ዝደኰና እምበር፡ ጥራያ ኽትከውን ዘይፈጠራ ኸምዚ ይብል፡ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ብጀካይውን ካልእ የልቦን።🎉

  • @MrGezai
    @MrGezai หลายเดือนก่อน

    ቃንቋ ምምላእ ዚባሃል ዘረባ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ኣይኮነን ሰብ ኣይተጋጊ: ኣነ ዘንበብኩ ብመንፈስ ቅዱስ ምምላእ ብድሕሪኡ እቲ ህያባት ይዋሃበካ::

    • @Yemanebmos
      @Yemanebmos  หลายเดือนก่อน +1

      @@MrGezai @goitommaru1990 ሰላም ኣምላኽ ንዓኻ (ኺ) ይኹን መጽሓፍ ቆረንቶስ ካብ ምዕራፍ 14 ካብ 1 ክሳብ 25 ዘሎ ብምስትውዓል ኣንብቦ። ብዘይ ምስትውዓ ስብ ምፍራድ ግን ጽብቅ ኣይኮነን ተባረኽ። ምዕራፍ 14 - 1ይ ቆረንቶስ
      2: እቲ ብቛንቋ ዚዛረብ ምስጢራት ብመንፈስ ይዛረብ ኣሎ፡ ሓደ እኳ ኣየስተውዕሎን እዩ እሞ፡ ንኣምላኽ እምበር፡ ንሰብ ኣይኰነን ዚዛረብ ዘሎ።
      4: ቋንቋታት ዚዛረብ ንርእሱ ይሃንጽ፡ ትንቢት ዚንበ ግና ንማሕበር እዩ ዚሃንጽ።
      5: ስለዚ ዂላትኩም ብቛንቋታት ክትዛረቡ፡ ምናዳ ግና ክትንበዩ እፈቱ ኣሎኹ። እታ ማሕበር ምእንቲ ኽትህነጽ፡ ዚትርጕም እንተ ዘይኰነስ፡ ካብቲ ብቛንቋታት ዚዛረብ እቲ ትንቢት ዚንበ ይዓቢ።
      6: ኣሕዋተየ፡ ሕጂ ግና ብቛንቋታት እናተዛረብኩ እንተ ዝመጸኩም እሞ ብራእይ፡ ወይ ብፍልጠት፡ ወይ ብትንቢት፡ ወይ ብምህሮ ገይረ እንተ ዘይተዛረብኩኹም፡ እንታይ ክጠቕመኩም እዩ፧

  • @AlmazGebrehiwet-kb5vz
    @AlmazGebrehiwet-kb5vz 2 หลายเดือนก่อน

    Selam amlak nakum ykun brukat Ahwateyn Abotateyn Agelgelty Mlue wengel bietekrstyan Eritra,btgbrwo kulu agelglotkum enda Amesgenku, Abty gzie xelotn mngafn bzgber gn sle etqorxwo, bety zgber xelotn mngafn dma bzuhat knagefu sle zkelu goyta bu geru kserh slezkel bmhret amlak aytqurexwo.
    Goyta zemenkum ybark

  • @tesfabeyene3217
    @tesfabeyene3217 2 หลายเดือนก่อน

    Nay Lisan xelot kemey eyu tezeykielu ke entay yikewn Amlak tigrigna aysemien diu? Please melsi deliye aleku .Lisan yiwehabeka dius walas tilemamedo🎉

    • @Yemanebmos
      @Yemanebmos  2 หลายเดือนก่อน +2

      - 1ይ ቆረንቶስ - 14
      2: እቲ ብቛንቋ ዚዛረብ ምስጢራት ብመንፈስ ይዛረብ ኣሎ፡ ሓደ እኳ ኣየስተውዕሎን እዩ እሞ፡ ንኣምላኽ እምበር፡ ንሰብ ኣይኰነን ዚዛረብ ዘሎ።
      3: እቲ ትንቢት ዚንበ ግና፡ ንሰብ ዚሃንጽን ዚምዕድን ዜጸናንዕን እዩ ዚዛረብ።
      4: ቋንቋታት ዚዛረብ ንርእሱ ይሃንጽ፡ ትንቢት ዚንበ ግና ንማሕበር እዩ ዚሃንጽ።
      5: ስለዚ ዂላትኩም ብቛንቋታት ክትዛረቡ፡ ምናዳ ግና ክትንበዩ እፈቱ ኣሎኹ። እታ ማሕበር ምእንቲ ኽትህነጽ፡ ዚትርጕም እንተ ዘይኰነስ፡ ካብቲ ብቛንቋታት ዚዛረብ እቲ ትንቢት ዚንበ ይዓቢ።
      6: ኣሕዋተየ፡ ሕጂ ግና ብቛንቋታት እናተዛረብኩ እንተ ዝመጸኩም እሞ ብራእይ፡ ወይ ብፍልጠት፡ ወይ ብትንቢት፡ ወይ ብምህሮ ገይረ እንተ ዘይተዛረብኩኹም፡ እንታይ ክጠቕመኩም እዩ፧ 1 Corinthians 14 - 1ይ ቆረንቶስ
      7-8: እቲ መለኸት ዘይፍለጥ ድምጺ እንተ ኣድሃየኸ፡ መን እዩ ንወግእ ዚስለፍ፧ እቲ ህይወት ዜብሉ እሞ ድምጺ ዜድሂ ኸም እኒ እምብልታ ወይስ መሰንቆ ዘመሰለ ፍሉይ ቃናታት እንተ ዘየድሃየ፡ እቲ ብእምብልታ ወይስ ብመሰንቆ ዚቃነ ኸመይ ገይሩ ይፍለጥ፧
      9: ከምኡ ኸኣ ንስኻትኩም በቲ ቛንቋታት ዚስትውዓል ጌርኩም እንተ ዘይተዛረብኩምከ፡ ምስ ንፋስ ከም እትዛረቡ ኢኹም እትዀኑ እሞ፡ እቲ እትብልዎ ኸመይ ኢሉ ኺፍለጥ እዩ፧
      10: ኣብ ዓለም በበይኑ ዝዀነ ብዙሕ ቋንቋታት ኣሎ፡ ርግጽ ደሃይ ዘይብሉ ግና የልቦን።
      11: እምብኣርሲ ኣነ ሓሳብ እቲ ድምጺ ኻብ ዘይፈልጥ፡ ነቲ ዚዛረብ ከም ባርባር ክዀኖ እየ፡ እቲ ዚዛረብውን ንኣይ ከም ባርባር እዩ ዚዀነኒ።
      12: ከምኡ ድማ ንስኻትኩም ንመንፈሳዊ ውህበት እትቐንኡ ኻብ ኰንኩምሲ፡ ንምህናጽ ማሕበር ዕዙዛት ክትኰኑ ድለዩ። 1 Corinthians 14 - 1ይ ቆረንቶስ
      13-14: ብቛንቋ ጓና እንተ ጸሌኹ፡ መንፈሰይ እዩ ዚጽሊ፡ ኣእምሮይ ግና ብዘይ ፍረ እዩ፡ ስለዚ እቲ ብቛንቋ ዚዛረብ፡ ምትርጓሙ ምእንቲ ኺከኣሎ፡ ይጸሊ።
      15: እንታይ ደኣ እዩ፧ ብመንፈስ ክጽሊ፡ ግናኸ በእምሮይ ድማ ክጽሊ እየ፡ ብመንፈስ ክዝምር፡ ግናኸ በእምሮይውን ክዝምር ኣየ።
      16: እንተ ዘይኰነስ ብመንፈስ እንተ ባረኽካ፡ እቲ ኣብ ስፍራ እቲ ዘይተማህረ ተቐሚጡ ዘሎ ነቲ ንስኻ እትብሎ ኻብ ዘይፈልጦ፡ ከመይ ገይሩ ብምስጋናኻ ኣሜን ኪብል ይከኣሎ፧
      17: ንስኻስ ጽቡቕ ጌርካ ተመስግን ኣሎኻ፡ እቲ ኻልእ ግና ኣይተሃንጸን።
      18: ሓለፋ ዂላትኩም ቋንቋታት እዛረብ እየ እሞ ንኣምላኽ ኤመስግን ኣሎኹ።
      19: ግናኸ ንኻልኦትውን ምእንቲ ኽምህርሲ፡ ኣብ ማሕበር እልፊ ቃል ቋንቋ ካብ ዝዛረብ ሓሙሽተ ቃላት በእምሮ ክዛረብ እፈቱ ኣሎኹ። 1 Corinthians 14 ፥1ይ ቆረንቶስ
      20: ኣሕዋተየ፡ በእምሮ ሰብኡት ኩኑ፡ ብኽፍኣት ደኣ ሕጻናት ኩኑ እምበር፡ ብዛዕባ ኣእምሮስ ቈልዑ ኣይትኹኑ።
      21: ኣብ ሕጊ፡ ነዚ ህዝቢ እዚ ብኻልእ ዝቛንቋኦም ሰባትን ብኸናፍር ጓኖትን ገይረ ኽዛረቦ እየ፡ ምስናይ እዚ እኳ ኣይኪሰምዑን እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር፡ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ።
      22: ስለዚ ቛንቋታት ነቶም ዘይኣምኑ ምልክት እዩ እምበር፡ ነቶም ዚኣምኑ ኣይኰነን። ትንቢት ግና ነቶም ዚኣምኑ ምልክት እዩ እምበር፡ ነቶም ዘይኣምኑ ኣይኰነን።
      23: ደጊም ኩላ እታ ማሕበር ሓቢራ እንተ ተኣከበት፡ ኩላቶም ከኣ ብቛንቋታት እንተ ተዛረቡ እሞ ዘይምሁራት ወይስ ዘይኣምኑ ሰብ ኣብኡ እንተ ኣተዉ፡ ተጸሊሎምዶ ኣይብሉን እዮም፧
      24: ግናኸ ኲላቶም እንተ ተነበዩ እሞ ሓደ ዘይኣምን ወይስ ዘይምሁር እንተ ኣተወ፡ ኲላቶም ይገንሕዎ፡ ኲላቶም ይፈርድዎ እዮም። 1 Corinthians 14- 1ይ ቆረንቶስ
      25: እቲ ኣብ ልቡ እተሐብኤ ድማ ይግለጽ እሞ ከምኡውን ኣምላኽ ኣብ ማእከልኩም ከም ዘሎ እናነገረ፡ ብገጹ ተደፊኡ ንኣምላኽ ኪሰግድ እዩ።

    • @kuduswerede6309
      @kuduswerede6309 2 หลายเดือนก่อน

      Goita khbeka xeli hteto Baelka tlemamedo aykonen mexhaf kudus anbb xeli

  • @lukasweldu6781
    @lukasweldu6781 2 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ላግጺ ሃጠውቀጠው

    • @TsegaBerhe-b4x
      @TsegaBerhe-b4x หลายเดือนก่อน

      Bruke hawey goyta ybarka
      Mdhan b yesus eu nea tekebelo
      ❤❤❤.

  • @ወዲረጋሒት-ጰ3ኘ
    @ወዲረጋሒት-ጰ3ኘ หลายเดือนก่อน

    ሀለው ለውለው ለው......

  • @lauracabadarico3466
    @lauracabadarico3466 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen ❤

  • @zebibandom9325
    @zebibandom9325 หลายเดือนก่อน

    Amennn❤❤❤❤

  • @SabaKefali
    @SabaKefali 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen

  • @DanialBayru-l2l
    @DanialBayru-l2l 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you God your son Jesus Christ Amen family

  • @ማሚ-ቘ8ፈ
    @ማሚ-ቘ8ፈ 2 หลายเดือนก่อน

    Amen❤❤❤❤❤

  • @ruthhaile3237
    @ruthhaile3237 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @amandamehari7266
    @amandamehari7266 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen 🙌

  • @hanasolomon8925
    @hanasolomon8925 หลายเดือนก่อน

    Amen ❤❤

  • @InfinityHairandbeautyhom-sw2iu
    @InfinityHairandbeautyhom-sw2iu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Yohana-f2z
    @Yohana-f2z 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @Asr-x2u
    @Asr-x2u 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤