ንጽዮን ጓለይ "ፕራንክ" ጌረያ:ዝተውሃባ ፈተና ንምብዳህ ዝተጠቐመትሉ ስልቲ😮

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @ufig6973
    @ufig6973 3 หลายเดือนก่อน +81

    ንፅዮን ንሓዱሽ ዓመት ክዳን ይገዘእያ ትብሉ ላይክ ❤ናይዛ ብእምነታ ምፅናሓ 🙏

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 3 หลายเดือนก่อน +30

    ምቅርተይ ኣፋ ማይ ማሊእዋ 😁ካማኪ ዝበለት ውላድ ይፍጠረለይ 🙏❤ፅየነይ ብሳሓቅ ግን ሞተ እየ😂

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 3 หลายเดือนก่อน +74

    እዚ ዓብዩ ትምህርቲ እዩ ቆልዓ ብንኡሱ ቆርበት ብርሑ ይብሉ ወለድና
    ንቆልዓ ንእሽተን ነገር እዩ ዘሐጉሶ እና ዋላ ጫማ ይኩን ግዝአላ ከምዚኣ ስለዝገበርኪ በላ ጎብዛ ክትቅፅል እያ ኣብውላድ ሸለልትነት ክህሊ የብሉን❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i 21 วันที่ผ่านมา

      ደምሪኒ🎉🎉🎉

  • @ghhhtrrr-ep5jz
    @ghhhtrrr-ep5jz 3 หลายเดือนก่อน +39

    ታይ ገራትካ ወደይ ብዝኾነ የዕቢኺ ፅዮነይ ወለላይ🥰

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i 21 วันที่ผ่านมา

      ደምሪኒ ዝያደይ🎉

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኣሰይ ፅሪተይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኪ ፅዮነይ ብሓቂ ቆልዓ ናይ ወለዱ ዘረባ ክሰምዕ ትዕድልቲ እዩ ግርምሸይ 🙏♥️

  • @ትግራይዓደይሰላምኪየርእና
    @ትግራይዓደይሰላምኪየርእና 3 หลายเดือนก่อน +11

    አነስ ዕቅሊ ይሃብሃበንይ እዝይ ናረእኩ 😁😁" ፅዮነይ ጅብዕተይ ዛጓለይ ❤❤❤❤

  • @gereltamidya
    @gereltamidya 3 หลายเดือนก่อน +8

    ማርያምን ብዘይ ምሕሳይ አነ የኮነንዶ አብናይ ፅዮን ዕድመ ዋላ ታሐዚ ዘለክዋ ዕድመ ኮይነውን ሱቅ ኢለ አይምፀናሕኩን ፅዮነይ ጅብዕቲ❤❤❤

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +25

    በስመአብ እንታይ ገበረትኩም ደቀይ ፅዮነይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤ብቆላሕላሕ እኮ ዓይና ቆሊዑ ጅብዕተይ😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤

    • @rahafalharbi1711
      @rahafalharbi1711 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 3 หลายเดือนก่อน +9

    እዝውቲ ብጣዕሚ እያ እምንቲ ህፃን ፅረቲ ኩሉ ግዜ ኣመሸፅኣያ ግርማይ ሓወይ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ghgvh9785
    @ghgvh9785 3 หลายเดือนก่อน +21

    ንሓዱሽ ዓመት ናይ ሓበሻ ክዳን ክደና ፅዮነይ ፅብቅቲ❤❤❤😂😂

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 3 หลายเดือนก่อน +7

    እውይ ኣነ ጓለይ ሓያል ዕላል ሒዛ ምስ በዓል ባናና ክበልዐኻ ዶ ክገድፈኻ ድዩ እቲ ዕላል ጽዮና😅ምቅርቲ ❤❤❤❤

  • @ድንግልማርያምኣደይ-ሠ4ከ
    @ድንግልማርያምኣደይ-ሠ4ከ 3 หลายเดือนก่อน +19

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ስቅ ኢላ እግዚአብሔር ዘባረኮ ቆልዓ ዘረባ ወለዱ ይሰምዕ ግን ካሊእ ጊዜ ናበላዕኪ ፅንሒ በላ ዛጓለይ ከይተፀብያ😒

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 3 หลายเดือนก่อน +5

    _እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕብኽ ጽዮነይ ምቅርቲ ኣሕዝናትን እውን ኣስሕቃትን አውን😂😂ትዕድልት እዩ ዝረባ ወላድካ ምስማዕ😍_

  • @borhanborhan1453
    @borhanborhan1453 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ምቅርቲ ካብ ደይ በሊዓት ላደረፈት ምእንቲ ከይተልዕልስ ምቅርቲ ዕድመይ ጥዒናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Skjs-hj7cj
    @Skjs-hj7cj 3 หลายเดือนก่อน +9

    እዋይ ክትከፋእ ሶ ፅዮን ምቅርቲ የዕብኪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Freta__agame_
    @Freta__agame_ 3 หลายเดือนก่อน +12

    ስሓቅ ሞይተ እየ ፅዮነይ😂❤❤❤❤

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 3 หลายเดือนก่อน +12

    እዝውቲ ብጥበብ የዕብኪ ፈጣሪ
    ብጣዕሚ እያ እምንቲ ህፃን መሲላ
    ጠልቀምቀም ዘይ ትብል🎉❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣይ ታይ ገበረተሰካ ዝያዳይ ሰቅ እላያ ምፅናሓ😘😘ቅልሕለሕ እንዶ እላይ ሳሓቅ ቃትላትና😂😂😂

  • @TrhasDad
    @TrhasDad 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ዛጋለይ ኣምበሳ ዋጋ አምነታ ምአንታን ክርደኣ ደስ ዝብል ኣሻንጉሊት ግዝአላ❤❤❤❤ የዕብኺ ፅዮነይ ሒዝኪዮ ዘለኺ ሽም ቀሊል ኣይኮነን አሞ ተባሪኪ ዕበይ

  • @ጎልራያኩኩፉቶ
    @ጎልራያኩኩፉቶ 3 หลายเดือนก่อน +13

    😂😂😂😂❤❤❤ከይትብልዕ ምሽ እልኻን ያዕብኽ ጥዕምት ኣፋ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Dgdewgsg
    @Dgdewgsg 3 หลายเดือนก่อน +12

    ጵዩዋይ ወለላ ዚፈትወኪ ዛናተይ 😊🫶❤

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምዓረይ ።እምነትኪ ይብዛሕ እንካን ቆልዓ ዓቢይ እንካን ይሰሓሓት።ምዓረይ ደአ ።ከምዚ እንዳገበርኩም ነዚ ወለዶ ካብ ምሕሳው ካብ ኩሉ ነገር ከምዚ ዘአምሰለ እምነት አምህርዎ።ብጣዕሚ ጵቡቕ ሓሳብ ጵቡቕ ትምህርቲ እዩ ቀጵሉሉ።
    ትገርም ህጳን ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
    በርትዑ ጵቡቕ ስራሕ እዩ።
    በጃኻ ንዓአ ደስ ዝብላ ሸልማት።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FwwdDawd
    @FwwdDawd 3 หลายเดือนก่อน +18

    ዋይ እንታይ ገበረትካ ወደይ ስቅላ ፀኒሓ ምቅርተይ

  • @LoveA-en1sy
    @LoveA-en1sy 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ፅሪተይ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኪ ፅዮነይ ብሓቂ ቆልዓ ናይ ወለድ ዘረባ ክሰምዕ ትዕድልቲ እዩ ግርምሸይ❤❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 3 หลายเดือนก่อน +3

    ፅዮነይ ምቅርቲ ስቂለ ፍትውውው አብለኪ ሚጣዋይ እምንቲ❤❤❤❤

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 3 หลายเดือนก่อน +3

    ምቅረተይ ብሓቂ እምንቲ ብጥበብ የዕብይኪ ጽየነይ❤❤❤

  • @sabai12167
    @sabai12167 3 หลายเดือนก่อน +11

    ፅዮነይ እድብቲ❤❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 3 หลายเดือนก่อน +10

    አሰይ ዛጓለይ የዕብኪ ግን ዘንግዕካያ 🙏❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏🙏

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs 3 หลายเดือนก่อน

    እዚኣ ህፃንሰለዝኾነት ከመዝኣዘዝካያ እያ ተፅንሕ ዝብል ሓሳብአለኒ ህፃውንቲ ልክ ከመ እግዚአብሔር እዪም ኩሉ ነገር ሓቂ እዪ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaraSara-vk8bb
    @SaraSara-vk8bb 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዊ ሞይተ ሳሓቅ😂😂 ፅዮነይ ምቅርቲ የዕብኪ❤😘

  • @GalBrhane2123
    @GalBrhane2123 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ምቅርተይ ኣፋ ማይ ምልእ ይብላ ይህሉ😂😂 እምነታ ግን ዋውውው 👍100%

  • @ኣሉጋልትግራይ
    @ኣሉጋልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +9

    ፂወነይ ምቅርቲ ንስክስ ኣትድገምን😁😁😁😁

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማ ማረይ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ሽካንያ ክንዲ ፅዮን ሐዚ አውን ኣይገድፍን😂😂❤❤❤❤❤
    ከምኣ ገይርካ ነዚ ዓውዪ ወድካ ፈትኖ😂😂 ግርማይ ሓወይ እሰይይይይ ጅብዕቲ ኣብ እምነታ ፅንዕቲ❤❤❤🌺🌺

  • @selugaltigray6987
    @selugaltigray6987 3 หลายเดือนก่อน +4

    ፅዮነይ ኣሕዚናትኒለ😢 ኣሰሒቃትኒለ😂
    ሰነ ሰርዓት ዘለዋ ምካና ፍልጥቲ❤ግርሙሸይ ብሸኩቲ ግዝእካ ሸልማ ብሸኩቲያ ትፎቲ😂

  • @SadiqAli-se5cz
    @SadiqAli-se5cz 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዉይ ምቅርተይ ♥️💋 ዕድመን ጢዒናን ያሃብኪ ፈጣሪ ፅብቃተይ 💋♥️🥰🥰

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 3 หลายเดือนก่อน +2

    Sweet God bless you❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍100%❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንአምለከይ
    @ተመስገንአምለከይ 23 วันที่ผ่านมา

    አሰይይይመቅርቲ ከፈትዋ ፅዮነይ ከምዝይ ዘበለዋለድየሃበና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤😊😊😊

  • @سلام-ل5ف
    @سلام-ل5ف 3 หลายเดือนก่อน

    ዉይ ምቅርቲ ባናና ናበለት ትናገር ተላ ሞይተ ሰሓቅ ከይትበልዒ ክትብላ ኣይነበረካን ብጥበቡ የዕቢኺ ፅብቅቲ❤😍

  • @uipo7453
    @uipo7453 3 หลายเดือนก่อน +3

    ፅዮነይ ምቅርቲ ዕድመ ያሃብኪ ❤❤❤❤

  • @assass8589
    @assass8589 3 หลายเดือนก่อน +1

    አደዋይ ካብደ ቀስለ ለማዓንቲ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ጅብዕተይ ታይ ገበረትክም ወደይ❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 3 หลายเดือนก่อน +4

    ስሕቅ ሞይተ ታይ ገበረትካ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 3 หลายเดือนก่อน +3

    ፅዮወነይ ብጣዓሚ እምንቲ እያ ግን በይና ኣተፍተፍ ናበለት ነይራ 😂🤣

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምቅርቲ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
    ብሰሓቅ ሞይተ እየ😂

  • @meseretHagos-bh1mg
    @meseretHagos-bh1mg 3 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉❤❤❤ምቅርቲ😘😘ንሓድሽ ዓመት ክዳና ግዘአላ❤

  • @slamhslamh-vp3fn
    @slamhslamh-vp3fn 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምቅሪቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብኪ ፅዮነይይ❤❤❤❤❤❤

  • @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ
    @ፅጌጋልትግራይ-ተ3ቐ 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ዛጓለይ ምቅርቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @سارهالكاف-ج5ق
    @سارهالكاف-ج5ق 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፈጠር ዕድሜይ ጥዕናን ያሃብኪ ሚጠየ ❤❤❤❤

  • @KsanetMebrahtu-gt1ry
    @KsanetMebrahtu-gt1ry 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅዮነይ ምቅርቲ የዕብኪ❤❤ታይ ገበረትካ ወደይ😢😂😂😂

  • @tesfahiwethaile1583
    @tesfahiwethaile1583 3 หลายเดือนก่อน

    Edmen Tnan Yhabki Ms kubur weladiki btami Snesrat Zelewa Kola Abowun Ybel❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰይ ጽዮነይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ ትኣዛዚት ስድርኣ ❤❤🎉🎉🎉

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 3 หลายเดือนก่อน +2

    እዉይ ማዓረይ ቆላሕላሕኮ እላ ሞይታ የኔ እናት 🙏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰

  • @KkkkKkkk-fh2ww
    @KkkkKkkk-fh2ww 3 หลายเดือนก่อน +1

    የኔ ማርርርርር መለላ ጽዮነይ ፍትዉ እየ ዘብለኪ ካብ ልበይ እግዚአብሔር አምላክ የዕብይኪ ህያበይ

    • @addis-c8w
      @addis-c8w 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንሓድሽ ኣውደኣመት ዝክዋን ጥልፍይ ግዘኣላ❤❤❤❤

  • @ABADITGALBEYENE
    @ABADITGALBEYENE 3 หลายเดือนก่อน +2

    ፅሪቲ ብእዉነት ግርሙሸይ ኪዳን ገዛኣላ

  • @mbrhetfitiwi8084
    @mbrhetfitiwi8084 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤ንጽዮን ብጥበብን ጸጋን የዕብኪ ዛጋለይ

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg 3 หลายเดือนก่อน +1

    way ፅዮነይm arey😢❤❤❤❤❤እድብቲ

  • @ሕልናዊትጋልውቅሮ
    @ሕልናዊትጋልውቅሮ 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይ ዛጋለይ ጅብዕተይ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @ufig6973
    @ufig6973 3 หลายเดือนก่อน

    እረ ዓቅሊ ፅዮነይ ተኣማኒት ♥️😘 ኣነስ ሓንቲ ከልዕል ነይረ ይኮን😂

  • @ቅዱስሚካኤለይ
    @ቅዱስሚካኤለይ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፅዮነይ
    ከመይ ከም ዝተገረምኩ እውነት መቐረተይ❤❤❤

  • @solwedisolwedi1603
    @solwedisolwedi1603 3 หลายเดือนก่อน +1

    ወይ ፅዮን❤ ገለ ትዛረብ ናይራ😂😂

  • @ተመስገንፈጣሪ-ኈ9ነ
    @ተመስገንፈጣሪ-ኈ9ነ 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ምቅርቲ ንፅየነይ ትመስል ጋለይ አላትኒ ግን ስደት ሑሱም ፈላልይና እንበር❤❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 3 หลายเดือนก่อน +3

    አሰይይይ ጽዮንይ ምቅርቲ💋♥️💜ግብዝ ዝጓልይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏እግዚአብሔር ኣምላክ በጥበብ ይዕቢይኪ 💜♥️🎉🎈

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @Fryattgray
    @Fryattgray 3 หลายเดือนก่อน +3

    ፅዮነይ ምቅርቲ❤

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 3 หลายเดือนก่อน

    ቅድመኪ ዛጓለይ ምቅርተይ ፅዮነይ የዕብኪ እግዚአብሔር አምላክ ሽልማት ሸልምዋ ሽልማት ❤❤❤❤ እምንቲ ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @litshwalslc5478
    @litshwalslc5478 3 หลายเดือนก่อน +8

    መሰል ኣቦኣ ፅዮና ጣፋጭ ኩሉ ጊዜ ኣምፅኣያ የኔ ማር❤❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏

  • @GrmawitGrmawit
    @GrmawitGrmawit 3 หลายเดือนก่อน +5

    እስይ ምቅርተይ❤❤❤❤

  • @SamriTasfay
    @SamriTasfay 3 หลายเดือนก่อน

    ፌቡየይ ዉለዲ ዉላድ ናሓደረ እዩ ዘሐጉሰካዋ❤❤❤❤

  • @FunnyCap-lm4sg
    @FunnyCap-lm4sg 3 หลายเดือนก่อน

    ፅብቅቲ ፈተና እያ ግን ተዋፂኣታ ንሓዋር እዝውቲ እምንትን ክትኮነልኩም እያ❤🎉

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 2 หลายเดือนก่อน

    እዉይ ጽዮና ጅብዕተይ ኣሕናለ ፍትዉ ኢና ነብለኩም❤❤❤

  • @RugaObbi
    @RugaObbi 3 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂 ኣሲሕቃትኒ የዕቢኪ ፅሪይቲዋይ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @mommommommom9907
    @mommommommom9907 3 หลายเดือนก่อน

    እስይ ምቅርቲ ክዳን ግዝእላ በል ጨለዋ ናይ ሓድሽ ዓመት ❤❤

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ዓቅሊ የብሃበኒ እዚ እናረአኩ ፅዮነይ ምቅርቲ ብጥበቡ የዕብኪ❤❤🎉🎉

  • @AlganeshTekulu
    @AlganeshTekulu 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዉይ ኣሕዝናትን ማዕረይ ❤❤❤❤❤

  • @Abdollh-qv2dn
    @Abdollh-qv2dn 3 หลายเดือนก่อน

    ንወዶኻለ ኣምፀኣልና😃ፅዮነይ ምቅርቲ ኣነስ ሱቁላ ትፍተወኒ ጣፍጭዋይ

  • @Bisratgebrel
    @Bisratgebrel 3 หลายเดือนก่อน +1

    ውይ ማዓረይ እንታይ ገበረትካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lwamkidaneluley
    @lwamkidaneluley 2 หลายเดือนก่อน

    Tiyona galey yebiki fetari 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @hiwetgrimy7857
    @hiwetgrimy7857 3 หลายเดือนก่อน +1

    Asey Mkrti ❤❤❤❤❤❤

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 3 หลายเดือนก่อน +5

    ምቅርቲ ዝኾነት ቆልዓ የዕቢኺ ዛጋለይ❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

    • @ኣፀደ
      @ኣፀደ 3 หลายเดือนก่อน

      @@tsegatsega238 ገይረልኪ

  • @ትግራይትዕወት-ዸ5ጘ
    @ትግራይትዕወት-ዸ5ጘ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣስይ ዛ ጋለይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ፈጣሪ ህያበይ🙏🙏🙏 ❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኪ ምቅርቲ❤❤

  • @ተስፋዊት
    @ተስፋዊት 3 หลายเดือนก่อน +9

    ኣይ ፅዮን ኣሕዚናትና ባናና ቸኮሌትያ😂 ግን ደንጉኩምዋ ኢኩም ግርምሽ😍
    ልያፌትለ ከምኣ ገይርካ ኣምፅአልና✌️

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

    • @kindhaftigirmay2569
      @kindhaftigirmay2569 3 หลายเดือนก่อน

      አይ ፅዮን ኣሕዚናትና

    • @mebrihitwelay9353
      @mebrihitwelay9353 3 หลายเดือนก่อน

      ቆልዑ አታዕብብያ ይዉስኖ እዩ

  • @rrr6755
    @rrr6755 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣይ ጓሊተይ ቆላሕላሕ ደይላይ 😂😁❤🥰

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @Fatemhh-z1l
    @Fatemhh-z1l 3 หลายเดือนก่อน +1

    ታይ ገብረታካ ምቅርተይ ይዓቢኪ❤

  • @Samerah-q7w
    @Samerah-q7w 3 หลายเดือนก่อน +2

    🎉🎉🎉❤❤❤የኔ ጠዕማም

  • @Kkssaa-yq7rp
    @Kkssaa-yq7rp 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣይይ ፅዮነይ ምቅርቲ ታይ ገበረትካ ሱቅ ኢላ ፀኒሓ ተጫዊትካላ🤣🤣🤣😁

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 3 หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂 እታ አነ ንሕ ክፈድየልኪ እየ ምቅርተይ.

  • @Ngstigeretsedk5001
    @Ngstigeretsedk5001 3 หลายเดือนก่อน +3

    እሞ ኣላዒለ ድየ ኮይነ ምቅርቲ 😂😂😂😂😂

  • @salams7331
    @salams7331 3 หลายเดือนก่อน +1

    እ/ር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርተይ💚👏😘💋

  • @sooqusabya4372
    @sooqusabya4372 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ምቅርቲ ተባረኪ❤❤❤❤❤

  • @aataat1524
    @aataat1524 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅዮነይ መቀረት❤

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዊይ ጽዮነይ እስቲ የዕቢኪ ዛጋለይ ምንጪ ሳሓቀይ

  • @Momna-k9x
    @Momna-k9x 3 หลายเดือนก่อน

    ፅየን ምቅርት😂😂😂😂😂 ምይተ ሰሓቅ ሎሚ ግን ይመችኩም❤❤❤

  • @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ
    @ሰላምንዓደይ-ተ4ጰ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቁልሕሊሕ ናበለትስ ባናና ቸኮሌት ያ ጅብዕተይ😂😂😂😂

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤😂😂አሰይይ ምቅርተይ።

  • @ፍረወይኒ-ሸ7የ
    @ፍረወይኒ-ሸ7የ 3 หลายเดือนก่อน +1

    የዕቢኪ ዛጋለይ❤❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጅብዕተይ 🥰ታይ ገበረትካ ወይይ የዕብኺ ዛ ጓለይይ🥰🙏

  • @SaSa-zu7bg
    @SaSa-zu7bg 3 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ታገይራትካ ወደይ ፅዮነይ ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤

  • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
    @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 3 หลายเดือนก่อน

    Teamanit, teamanitye, gual aboy grmay teamanit🎉😊❤

  • @ساره-ث6ب3ق
    @ساره-ث6ب3ق 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ፅዮነይ ጅብዕተይ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢኺ ኣነስ ክፈትዋ💋💘

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነሰ ኣይኮነን ናይፄና ዕድመ ሎሚ ውን ንመዳመይ ኣንዴያ እየ ብቸኮሌት ማዓረይ ኣሕናትንን ኣስሒቓትንን ኩሉ ግዜ ኣምፃእያ ኢኻ ዝፈትወኩም ስድራ😂😂❤