ความคิดเห็น •

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow 20 วันที่ผ่านมา +4

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @Beim2012
    @Beim2012 20 วันที่ผ่านมา +6

    I am delighted to see these young individuals presenting professionally their views, experiences, and evidence. I would like to extend special thanks to Elsa Michael. Her confidence and clear, step-by-step presentation fills me with pride and optimism for the future. 💙 💙 💙

  • @HenokGebre-d2e
    @HenokGebre-d2e 18 วันที่ผ่านมา +2

    Transparency and accountability is what you guys have demonstrated here! Well done! We're proud of you all! Yiakl needs to return the money to birged nhamedu if not the USA chapter needs to take action.

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 19 วันที่ผ่านมา +2

    💙Selam Elsa gualey mes bxotki Amlak yehagskum 🙏🏻🙏🏻

  • @habtomghebre5084
    @habtomghebre5084 20 วันที่ผ่านมา +2

    It is disappointmenting that something clearly went wrong.
    However, the very good thing is that: young men and woment are demanding institutional working ethics, transparency, accountability and professionalism. I am delighted!
    I hope Yiakl, Brigade Nhamedu and others, in USA, UK and other countries, will be accountable to theor constituencies.

  • @nigistigoitom9093
    @nigistigoitom9093 20 วันที่ผ่านมา +2

    I’m proud of you! Good explanation 👍

  • @dawitbahta637
    @dawitbahta637 19 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ በላሕ ጓል ኤልሳ ጽብቕቲ💙✊💐🤝 ይኣክል ዳላስ ኣብ ስርቂ ገንዘብ ተዎፊሮም ኣለው ግልጺ እዩ እዚ መግለጺ።

  • @lagasetrazane8105
    @lagasetrazane8105 20 วันที่ผ่านมา +1

    Berget ana hamtwo my sons, you'll guys will succeed. I wish you all goods, again and again keep doing that, ny God help you all.❤❤❤❤

  • @ghebhaile
    @ghebhaile 20 วันที่ผ่านมา +4

    ብትዕዝብተይ ኣባላት ያኣክል ዳህላስ ቴክሳ ገንዘብ ከምዝሰረቁ ብሩህ እዩ ።

  • @finanabreham6214
    @finanabreham6214 20 วันที่ผ่านมา +5

    ሰልጠነ ን ሙሴ ጋሻ ገርካ ዓድሞ ሓደ ማዓልቲ ቡዙሕ ዝፈልጥ ሰብ እዩ በሊሕ እዩ ድሕሪ ባይትኡ ዉን ቀሊል ሰብ ኣይኮነን

    • @towoldeheyelom3204
      @towoldeheyelom3204 20 วันที่ผ่านมา

      Thanks 🙏 finan that’s a good idea 💙

  • @user-bw4gl5iv8v
    @user-bw4gl5iv8v 19 วันที่ผ่านมา +2

    በላሕ ኤልሳ ሽኮር ጽቡቖ እገላልጻ

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 20 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ኤርትራ ግልጹነት ዝበሃል ነገር ስለዘይተለምደ
    እዩ ሽግር
    ስለዚ ግልጹነት ይሃልወና

  • @negashhaile4061
    @negashhaile4061 19 วันที่ผ่านมา

    I think they should have taken this to an outside professional auditor, and then talk about it in public. This should have been the different way of addressing this issue.

  • @lagasetrazane8105
    @lagasetrazane8105 20 วันที่ผ่านมา

    Hello, my son seltena, how are. All your talks are good, i wish you good,❤

  • @zecariassium8553
    @zecariassium8553 20 วันที่ผ่านมา

    Go to video and count the people. This is just easy to know.

  • @amandashow3442
    @amandashow3442 9 วันที่ผ่านมา

    ብላሽ

  • @stefanostewolde9440
    @stefanostewolde9440 20 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሕዋት ባይቶ ይኣክል እኮ ኣብዚ ሰዓት ዘይሓፍሩ ግዝያዊ መንግስቲ መሪጽና ክብሉ ዘገርም እዩ ስለዚ ከይትኣምንዎም

  • @meharimeles3993
    @meharimeles3993 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ኣሕዋት:
    እቲ ስራሕ ጽቡቅ ተሰሪሑ እዩ::
    ህዝቢ ሕጉስ ከኣ እዩ:: በርጌድ ንሓመዱ: ባይቶ ይኣክል: ዉፍይ: ብሩህ መጻኢ: ሰልጠነ: ሄኖግ:... ምስክሎም ተቃለስቲ ኣሕዋትና: ንሓንቲ ዕላማ: ማለት ፍትሓዊት ቅዋማዊት ዲሞክራስኣዊት አብ 4 እንዳ ተመርጸ መራሕቲ ምቅያር: እንተዘይኮነ ነታ ሃገር ሓደ ሰብ ከም ኢሰያስ ክሳዕ እልፈቶም ህዝቢ ካብ ዝበልዑ ኣካላት ሃገርን ህዝብን ምድሓን እዩ ዕላማና::
    ዛዕባ ተሪፉ ዘሎ ዕላማታት ዋሕልልና ንኹሉ ህግደፋዊ ቶብሎቅታን ምትእትታውን መኪትና: እቲ ኣብ እስርቤት ዘሎ ህዝብናን ሃገርናን: ክነድሕን ኣቶክርና ንዕየ

  • @yordanosgebremeskel3498
    @yordanosgebremeskel3498 18 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ንምሽፋን እዩ ናብ ዋላ ሓንቲ ዘተሓሕዝ ዘይብሉ ናብ ወፍሪ ሰላም ገልጠምጠም ዝአተዉ እምበር ገንዘብ የድልዮ አሎ አንዳተባህለ ስይስረቅ፤ አብ ኢድና ዘሎ ዘየጻረናስ ይገርም እዩ

  • @angesomgebru
    @angesomgebru 17 วันที่ผ่านมา

    ኣስምቶም ንገሩ ክሳብ ማኣስ አኩም ክትድብኩዎም

  • @user-ni1xj4ec8d
    @user-ni1xj4ec8d 15 วันที่ผ่านมา +1

    ሓው ተፈታዊ ነዛ ሽማግለ ናይ ደላስ ቴክሳስ ምቅራብካ ከይ አመስጎንኩካ ክ ሓልፍ አይደልን ::
    አነ ካብ St Louis ኢየ ናይ ሓደ ጸግዒ አይኮንኩን: እቲ ሓቂ ምዝራብ
    ናይ ተቃላሳይ ባህሪ ኮይኑ
    እዞም ብጾት ብፍላይ ከአ ብጸይቲ አልሳ ነዚ ዘንተሞጎታዊ አብ ስነ ፍልጠት ዘተመርኮስ አጋላልጻኪ መሃሪ ስለ ዝኮነ ብጣዕሚ ምስጋናይ ይብጻሕኪ ::
    ብርጌድ ንሓሞዱ ከማኪ ዋዕሮታት የብዝሓሉ :: አብዚ ጽልኢ እንታይ አምጺእዎ: ስራሕ ብልክዕ ከምዘይተስርሔን : ንብድሕሪ ሕጂ መንገድና ብጽፋፍ ንክከይድ ዝምህር መግለጺ ኮይኑ ከማኪ ይብዝሓን ንብዛሕን :: የቀንየለይ

  • @radiohope1334
    @radiohope1334 20 วันที่ผ่านมา

    I am not politician here is one thing to all my people to be advice please avoid a cash transactions cash is a dirty thing easily to be corrupted so use cards in all your activities!I No cash avoid cash

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 20 วันที่ผ่านมา +1

    ጽብቕ ስራሕ ን ሓመዱ ኣነ ዝገረመንስ እዛ ጋል ማራ እያ በላሕ ብሓፈሻ ግን እዘን ውድባት ን ሓመዱ ክጎብጣ ጥራይ እየን ዝደልያ ደለዋ 😂

  • @raesihabte2646
    @raesihabte2646 19 วันที่ผ่านมา

    ብሕጊ ክትሕዝዎም ኣለኩም ወላ ንብድሕሪ ሕጂ መምሃሪ ክኸውን
    1150 ሰብ $115,000 እዩ ዝመጽእ ልዕሊ ፍርቂ ሰሪቆሞ ኣለዉ

  • @AsghedomWeldegiorgis
    @AsghedomWeldegiorgis 20 วันที่ผ่านมา

    ኣዞም ሓሰውቲ አሪትራ ኤሪትራ አናበሉ ዘዕገርጉሪ ኣምሓሩን ሕውስዋስ ደቓሉን ሕጅኸ ኣብ ምስራቅዶ እትዮም።
    አዞም ኣብ ወጻኢ ኮይኖም ኤሪትራ ኤሪትራ ዝብሉ ዘለዉ መሰረቶም ደቓሉ ኣቦታቶም ዘይፈልጡ ኣደታት ተጋሩ ዝውለዶ 11:15 ኦም አዮም።
    ኣቦታቶም ዘይፈልጡ ደቃሉ ንቀለም ጣሪኽን ዘለዎ ሕብረተሰብ ክቓሉሉ ክትሪኦም ከሎኻ ብጣኦሚ ዘሕዘን አዩ።
    ኣብ ሰድት ክይድኻ ሃተፍተፍክ አንታይ አዩ።