ኢትዮጵያ ዝበጸሐ ሉኡኽ ኢራን ስለምንታይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 35

  • @sabasimon4736
    @sabasimon4736 11 วันที่ผ่านมา

    Thank you deki Erey 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍✌🏾✌🏾✌🏾✌🏾♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @idrisadam4097
    @idrisadam4097 11 วันที่ผ่านมา

    Merhaba AAN best Eritrean media.

  • @BereketBrhane-jn5di
    @BereketBrhane-jn5di 11 วันที่ผ่านมา +2

    ERI ❤merhaba

  • @nurjemal2107
    @nurjemal2107 11 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 11 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @mohammedhassen2839
    @mohammedhassen2839 10 วันที่ผ่านมา

    ውዲ ዓሊ መስተውዓሊ።

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 11 วันที่ผ่านมา +2

    AB BAB EL MENDER KITAHAZ IYU ETHIOPIA 🇪🇹 SACTION ALEWA AXWAR KEYTIGEZI

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 11 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🎉🎉🎉

  • @rovelkidane1331
    @rovelkidane1331 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @negassimebrahti24
    @negassimebrahti24 11 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 11 วันที่ผ่านมา +1

    Vivaaaa birgedeee nihamedueee

    • @ደላይሰላም
      @ደላይሰላም 11 วันที่ผ่านมา +3

      ብሪጌድ ንኹዕንቱ ቀይሮሞ እዮም ሽሞም.😂😅😂

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 11 วันที่ผ่านมา +2

      Update እባ ግበር ብርጌድ ንኩዕንቱ ከምዝቀየሩ ክሳብ ሕጂ ከይፈለጥካ 😂😂😂

    • @alemokube7486
      @alemokube7486 11 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂​@@ደላይሰላም

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 11 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷♥️🇪🇷

  • @azaziamlesom5753
    @azaziamlesom5753 10 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሑቲ እየን እዘን መራኽብ ኣብ ኤርትራ ተሃግረን ዘልዋ

  • @muluyeaslawi7999
    @muluyeaslawi7999 11 วันที่ผ่านมา

    💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @michaeledwardo5875
    @michaeledwardo5875 11 วันที่ผ่านมา

    Folia

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 11 วันที่ผ่านมา +5

    እዚ ናይ እራን ናብ ኤርትራ መጽዩ ነይሩ እንትዝኸውን ምዕራብ ባዓል ድሮን መበድበድቲ ብዙሕ ምስተባህለ ነይሩ።
    እትዮጵያሞ ጮግሮም ምስ ነጸዩን ምስ ሓጋዝት ግብረ ሸበራ ዝምድና ኣለዋ ምስ ሑቲ ርክብ ኣለዋ ን ኢራን ወተሃደራዊ መደበር ህባታ ብዙሕ መሰማዕና እዞም ሓሹላት ን መንግስት ኤርትራ ንቃወም ዝብሎ ከበሮ ብቀትሪ ምስ ሃረምኩም ምኽንያቱ ኤመሪካ ን ኤርትራ ክትድብድባ ምስ ጸለኹም።
    ኤርትራ ትገብሮ ኩሉ ሓራም እዩ እትዮጵያ ትገብሮ ዝምድና ግን ክእለት ድፕሎማሲዶ ካልእ ማልእ ምስተዘርበ።

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 11 วันที่ผ่านมา +1

    IRAN 🇮🇷 KAB ETHIOPIA 🇪🇹 NI LALY BI HIRISHA ZUBELEXET IYA KAB ETHIOPIA 🇪🇹 TISHIMITO HIRUSHAWI NEGERAT YELEN HABTAM MERET ORGANIC MERET ZELEWA HAGER IYA IRAN 🇮🇷

  • @nuruadam9117
    @nuruadam9117 11 วันที่ผ่านมา +2

    Ethiopia bi Ethiopiawyan trmhader ala
    Eritrea gin bi agameee tigrawy ethiopiawe timhader ezee kebid xegem eyou

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 11 วันที่ผ่านมา +1

      ኢትዮጵያ ብምዕራባውያንን ኣመሪካን እምበር ብ ኢትዮጵያውያን ተመሓዲራ ኣይትፈልጥን እያ፡ እታ እንኮ ናጽነታ ዘይረኸበት ሃገር ካብ ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ እያ። ዝሓለፈ ብማይክል ሃመር ክትመሓደር ጸኒሓ ሕጂ ድማ ዝመጽእ ሓድሽ መንግስቲ ብትራምፕ ክምዘዘላ እዩ😂😂😂

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 11 วันที่ผ่านมา +1

    BI AZERBEJAN FESHILUWOM ZI HARERET CARTA KOYNA TERIFA HIJI KEA MIS IRAN 🇮🇷 AXWAR MISHIMAT ISKE ITY HAQI XIBAH KIQALA IYU

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 11 วันที่ผ่านมา +3

    ክቡር ድሮን ዓርከይ ፡ መልሲ ፡ ንሕቶ ኣርእስትኻ ፡-
    ኢትዮጵያ ፡ ኣዝያ ዓባይን ኣገዳሲትን ሃገር ስለዝኾነት 😂

    • @aanmedianetwork
      @aanmedianetwork  11 วันที่ผ่านมา

      🫣

    • @amanuelnashih2724
      @amanuelnashih2724 11 วันที่ผ่านมา +1

      እዚ ድሮን ዘይኮነ ሙኽታ'ዩ እንታይ ዕላማ ኣሎዎ ዘይርድኣካ ኣንጻር ኤርትራን ሃገራውነትን ዘለዎ ሰብዩ

    • @ደላይሰላም
      @ደላይሰላም 11 วันที่ผ่านมา +1

      ​​@@amanuelnashih2724ሚዛናዊ እዩ እሙን ኣራማይ መንግስቲ ኤርትራ እዩ. ጽልኢ ኤርትራ የብሉን ከምቶም ብሪጌድ ንኹዕንቱ ኣይኮነን. ንመንግስቲ ባባ ኢሳያስ ምንቃፍን ኤርትራ ምጽላእን ሓደ ኣይኮነን. ንኤርትራ ንምፍታው ሙታንታ ህግደፍ ምኽዋን ኣየድልን!

  • @norinafereg8400
    @norinafereg8400 11 วันที่ผ่านมา +1

    AYE ETHIOPIA 🇪🇹 BI HAILY RAYUNI RAYUNI KITIBIL JEMIRA DIPLOMACY ZIBAHAL TEFIOM IYU RIKIB ISRAEL 🇮🇱 MIS ETHIOPIA 🇪🇹 KE ????

  • @nugusezhans4267
    @nugusezhans4267 11 วันที่ผ่านมา +1

    ቅድሚ ሕጂን ክሳብ ሕጅን ነቲ መስተንክራዊ ታሪኻዊ ብረታዊ ቃልስና ዝገልጽ መጽሓፍቲ ተሓቲሞም አለው ንዋላ ሓንቲ መጽሓፍ አድበርታይዝ ጌርኩም አይትፈልጡን ነዛ ናይ ዑስማን መጽሓፍ ግን ካብ መጠን ንላዕሊ አድበርታይዝ ትገብረላ አለኻ ናይ ብሓቂ ዘትዓዛዝብ እዩ ከማኹም ተቃዋሚ ዝብል ሽም ሒዙ ስለዝነበረ ድዩ ተሕዝኑ

    • @Kuurazz
      @Kuurazz 11 วันที่ผ่านมา

      Were aselchuna eko keman

    • @SeidAli-x8f
      @SeidAli-x8f 11 วันที่ผ่านมา

      Osman abdrhim ተቕውም kon ኣይፍልጥ አዩ ከምዝ መስልን ገን ኣዝመርኖ ሰልዝኾን ቀድምንት የህብው kon yesman Ann mediya

  • @samw8045
    @samw8045 11 วันที่ผ่านมา

    "[ኣቢይ] ምስ ኢራን ዝምድንኡ ኣሐይሉ ማለት ኣንጻር ኣሜሪካ ደው ኢሉ ማለት ኣይኮነን"- ሙኽታር ዓሊ:: መንግስቲ ኣሜሪካ ምስ'ዚ ናትካ መደምደምታ ይሰማማዕዶ? ናይ ኣምባሳደር ማሲንጋ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዚቐንዐ ይምሰል እምበር እቲ ቐንዲ ኣድራሻ ናይ'ቲ መልእኽቲ ኣቢይ ከም ዝኾነ ፍሉጥ'ዩ: ብናይ መን ኦክሲጂን ተተንፍስ ከም ዘለኻ ዘክር እዩ መልእኽቱ::

  • @abebazeray5277
    @abebazeray5277 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌷🇪🇷🌷🇪🇷🌷🇪🇷🌷🇪🇷👍🌷🇪🇷✊🌷🇪🇷

  • @abuahmed9307
    @abuahmed9307 11 วันที่ผ่านมา

    🌷🌹🇪🇷🇪🇷♥️🩷💜💜🌷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️💙🇪🇷♥️🇪🇷🌹🇪🇷♥️