Shewit Mezgebo & Semere Mezgebo - Bietey (ቤተይ) - New Tigrigna Music 2021 (Official Video)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- Shewit Mezgebo & Semere Mezgebo - Bietey (ቤተይ) - New Tigrigna Music Video 2021
Join this channel to get access to perks:
/ @semayent
Ethiopian Music: Check Out New Musics, Tigrigna Comedy and More Videos by Semay Entertainment.Facebook :- / semay_music_ethiopiasu... :- / @semayent #tigrignamusic #Tigray#Shewitmezgebo#SemayEnt Make sure to subscribe to Semay Ent and turn on notifications to stay updated with all new uploads!
🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.Copyright ©2021: Semay Ent
-~-~~-~~~-~~-~-Please watch: "Zemen Alemseged -Mesmerna Atsniena Nmekete( መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ) : New Tigrigna music 2021." • Zemen Alemseged -Mesme...
ኣነ ንቤተይ
ኣነ ንቤተየ
ብኣ ዝመፀኒ
ትሕለፍ ዛህይወተይ
ትግራዋይነት💊💊💊
ኣነ ንቤተይ እያ ግን ተዘይ ተጋግየ ብዝተረፈ ፅቡቅ
@@ወዲእገላ-ጘ2አ እወ ናማንኻ ኣስተኻኺለያ
መሐሐ
ምሸትን ንግሆን ጅምን ስራሕን ኩሉ ግዚ ይስምዓ፡
ብርጌድ ንሓመዱ💙💙💙
I‘m from Berged nhamedu😀 & I love you Hzbi Tigray❤️❤️
tigraway berged nehamedu.
I love this coment.
😂😂😂😂
I love you to bergedey❤
ኣነስ እንቋዕ ትግርኛ ዝዛረብ ኤርትራዊ ትግራዋይ ኮንኩ ። ሕቡን‘የ ብኣኻትኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ ፈጣሪ መሊኡ ሰላምኩም ይምለሰልኩም! ሸዊት ሓብተይ ካኣ ንወጽዓ ኩሉ ትግራወይ እትውክሊ ኣርማ ቃልሲ ውጹዓት ኢኻ!
We love our tegaru 🇪🇷 brother's
ክብረተይ ፀገዐይ ናይ ክፍእውን ሓወይ
We should be proud of our ethnicity from long back generation we are proud Axum, kingdom and Adulis kingdom my brothers and sisters
😂😂😂😂😂 ኤርታርዊ ትግራዋይ ዱካን እንዳ ክልተ ኣፉ ከመኡ ዝብሃል የለን ኣታ ቖንዳፍ ሻሕ በል መራት ዓጋመ 🦓🦓🦓
ኣብታ ዘላትኒ ቁሩብ ናይ ዕረፍቲ ግዜ ክዘናጋዕ እንተድኣ ደልየ፣ ናብ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝተጻሕፈ ኮመንት ናይ ተጋሩ ኣትየ እየ ቸክ ዝገብሮ
Ahh Alem godolo yahke 🤲 ajokum tegaro yehawatey zeyhalif yelen so aytih zenu 🇪🇷. 🤲🤲🤲
ሸዊታ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ድማ ሰመረ መዝገቦ ዋእ አታ አበይ ነይሩ እዚ ጀግናኸ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣነ ብቤተይ
ኣነ ብቤተየ
ብኣ ዝመፀኒ
ትሕለፍ ዛህይወተይ
ትግራይ ትዕወት ኣላ ደስ ይብለኩም ተጋሩ💊✊
Ur right my brother ❤❤❤❤❤❤❤our people our tigray they will always win
ቦግ በል ምድረ ሃንግን ዓጸቦን ኮይና ዘላ ክልልስ ትዕወት ኣላ 😂😂😂😂
ወድ ዘኽታም ተረፍ ዓሳ ክድ እስኪ ኣብ ዓዲ ጣልያን ዘለዉ ኣስካርየካ ቅበር ወዲ ሸያጢ ኩልት ቆራጽ ክሳዱ ተረፍ ስና@@derwegzumerfolg4725
ተጋሩ የሕዋትና ኣጀኹም ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
ዓወት ንተጋሩ
ውድቀትን ስዕረትን ነምሓሩ !
ቶምስረቅቲ ኤርትራውያንከ ላበይ ገዲፍካዮም
ክንፅበ ፀኒሕና አሕዋተይ ማዓረይ በጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ዓወት ንህዝብና ወድቀት ንፍሸሽታውያን ንወረርቲ ደም ህዝበ ሰትዮም ወይፀግቡ ወድቀት ንጨፍጨፍቲ ንወረርቲ ንጨካናት ወድቀት ንግፍዕኞታት
ተጋሩ ሰብ ስረ ! ⭐❤️
ጀጋኑ በዓል ሓሞት
................
❤️ ካብ ሰሜን ትግራይ(ኤርትራ)
Nay tegaru ahwatna hamot zeyemen eyu alem fetfet abiloma enkuae ahwatna konu ezom bluxat kuratna selmn fkrn yewrdelkum .alem eda atamira tm ela tiriey nera hji bsreomn bkilxmomn dergi wedi dergi ms mendef hgdef gehahitom msawxiewom meshrefet ataarukuni kbl klmn alem ykoll alo kkk
Me too bro/ sister❤❤❤❤❤
ናይ ሸዊት አድነቅቲ ብላይክ ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ትግራይ💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Amen 🙏💛❤💊
❤❤❤❤❤❤❤👌🏿
Amen Amen Amen🙏🏾❤️💛
AmenAmen Amen
🥰
እሰይ ክልተ ሙቁራት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ቅንብር ከዓ ይበል ታይ ክወፆ
ኣሕዋተይ ይቀንየልና ናብ ቃልሲ ህዝብኩም ስለዝተፀንበርኩም ጀጋኑ
ትግርኛ ሀልችልም ግን ውድድ ሀረኩት
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😏😏
አገረ ትግራይ የአንበሶች የጨዋዎች የታታሪዎች የአማኞች ምድር
💛💛💖💖💛💛💖💖💛💛💖💖
ትግራይ ኣብ ምዕዋታ ዓለም ተገሪሙ
ትግራዋይ ጽኑዕ መትከል ሓንቲ ዕላማ
IM from Ertreian But l Love this song ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብስም ፕረዝደንተይ ክብር ተጋዳላይ ዶ/ር ደብርጽዮን ገብረሚኬኤል Like👍🏿 ግጨዉኒ
👇🏿
❤️ 💛❤️💛❤️💛❤️💛✊👍💪💪💪💪💪💪💪👈
Aseyyyy debritsey abo tgray
th-cam.com/video/J-Jt4WRVWv8/w-d-xo.html
እሺ
Kkk
ሸዊተይ ክፈትወኪኮ እዛ ፅሑፍ ተንብብ/ቢ ዘለካ/ኪ እናሓደርኩም ተሓጎሱ ኣብ ስደት ዘለናለ ብሰላም ምስ ንፈትዎም ስድራና የራክበና ዓወት ንህዝቢ ትግራይን መንግስቲ ትግራይን
ተጋርዋኒ እወ እንብለይ ቤትና ትግራይና ናይና ዓለምና ንበርልና
ናይ ሸዊታ እኳ ይፈልጦ እየ ዋ ናይ ሰሜ ድምፂ ግን ልቢ የፍስስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም።
ትግራይ ዓለመይክወግሕ እዩ 🙏🌄🙏
ዋው ብጣዕሚ ኢና ናምስግን ይበል ጀጋኑ አዋናዊ
❤💛❤💛🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪👌
ትግራይ ትስዕር
ሸዊተይ ናይና እንካዕ ብሓጎስ መፃኪ
Tears run down my chiklis as hear this song. My resilient Tigrayans don't deserve this agony. I have full confidence that they will crush the enemy. Their blood will not go in vain. Tigray tiewet
ሰማይ እንተርተይመንት ከኣ ቅንብር ይበል ከመይ ዲኩም መቅሰናት
ሸዊት ሳሙየይ ደቂ ዓባይ ትግራይ እወ ቤተና ኣሕሊፍና ኣይንህብን እምቢ!!
ኣዚና ንፈትወኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ♥🔥✌
ትግራይ ዓባይ ቤትና ኢያ እሞ ሰላማ ይምለሰልና ፈጣሪ❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✌
ሸዊተይ ጽቡቅ ስራሕ. ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ. Tigray ትስዕር 💪💪💪💪✊️✊️✊️❤💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ስሕልቲ ጎሮሮ ሸዊተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ሸዊት መዝገቦ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ አነስ ደጋጊመ እየ ዝሰምዓ ብጣዕሚ ኣይፀግባን መዓልታዊ ከይሰማዕኽዋ ኣይውዕልን❤❤❤❤❤❤❤
እኔ አማራ ነኝ በናንተ በወንድሞቼ በትግራይ ህዝብ ላይ የሚደርሰዉን ግፍ እጅጉን እቃወማለሁ
i love tigray people so much
God bless you abundantly!
🙏
እኮሁን ስው አለ እልሐምዱሊላህ ጡሩ ነው
Lebi yalew endi nw🙏🙏🙏
የአማራ ጠላት ሁነው ቁመዋል ምነ ታረገዋለህ እያወድሙነ እኮ ነው ያሉት ።
ተጋሩ አረ ናበይ አቲና ሸዊተይ ስሙረይ አቱም ጀጋኑ አኩሪዕኩምና ኡፍፍፍፍ ልገርም ስራሕ አቤት ግጥሚ አቤት ድምፂ አረ በጃኩም ላይክ 100k አብፁሑለይ ኡይይ ከይብል
I'm from new Zealand and I love this music
Me too new Zealand
Mcuh love from Tigray🧡❤🧡
ሸዊተይ ሸዊተ ከም ሰማ እንኳዕ ዳሓን መፃኣኪ ጓልዞም ጀጋኑ♥️😘❤🥰
ሰላም ወዲጝ/ል ወይን ዓወት ቀሪባ እያ እሞ 1k ሰብስክራይብ ቅድሚ ዓወት ወያናይ ብቻ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ኣብ በረኻ ዝርከቡ ኣሕዋትና !!!
እሰይ ጀጋኑ ተጋሩ
Etom natna ✊💟 proud to be tegaru ሕቡራትን ስሙራትን
ሽዊት ፅብቅቲ ደርፊ ቤቴይ እጅኩም ደቂ አድይ ክንእወት ኢና 💪💪❤️❤️
ዌል ሸዊተይ ህዝባዊ ቃልስና ዓጋቲ የብሉን ❤️💛❤️
Shewit u r very talented and yet under appreciated singer. Great job 👏
Jeganu tegaru proud of you Tigray will prevail
ሸዊተይ ማዓር ምስቱ ጥዑም ድምፁ ሐውኪ ዕድመ ይሀብኩም ፈጣሪ
ዋው ♡︎👌🏿
ንሽዊት ትፈትው ብስም ትግራይ Like👍🏿ሃቡኒ
💛
⭐
❤
ዓወት ብዓወት ትግRAY ትዕወት
👇🏿
ምልዮን 👍🏼
ዎይ ድምፆም ክጥዕም ኣቲ ትግራይ ዓደይ እንኳዕ ካባኺ ተፈጠርና
ዋዉ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅሉሉ ደቅቶም ጀጋኑና ንመንነቶም ዝወየኑ✊❤💛❤
ዋው ኣቃልቦኻ ዝሰርቅ ፍቅሪ ሃገር ዝሓዘለት ሙዚቃ ስለ ዘብርከትክምልና ብጣዕሚ ነመስግን ንፉዓት
Shewita ma agedasit kem wetru blux serah ane hzbi tigray zgbrley xbuk ayrsen eye amlak slamu ywrdelna awet ntgaru💪💪💪✊✊✊✊❤️❤️❤️❤️
ሓቂ ታይ እሞ ኽብል!!! ነቶም ክንዳይ ዝሓለፉ😭😭😭 ስድራ ስውአት ድሕሪ ሕጂ ፍርቂ ህይወተይ ንዐዖም ራህዋ ንምግባር ክነብር እየ👌👌👌💪💪❤❤
Well come ሸዊት ውዓሮ❤️💛💪👌
Wow💞💞💞😭😭😭des balitiy deki eta halal meret deqii jeganu🙏🙏🙏Thank you so much🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👌👌tigray adey
Wow ሰመረ,..... ኤፍሪዮም አማረ ይጥዕም ድምጹ ♥️ ተጋሩ ኩለኩም ደስ ብሃልቲ
Kbretey hrmet lbey Adey Enkae kabaki tefeterku Tigray Alemey kemakis yelen lewah xlal hzba 🥺 #tigraywillprevail ❤💛
Yebel Ahwatey blux srah 🙌
Shewitey waro hawki ka n Abrham g/medhin ymesl dmxu GBU 🙏💛❤️⭐️🥰
ብልፂ ናይዚ ዘመን ደርፊ እያ ብዘይ ቀላዓለም
I am eritrean but tegaru is always brav for thier identety
ፅብቕ ስራሕ እዩ አጀኩም ድማ ክንዕወት እና ።
ሸውተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ
ዋው ጀጋኑና እሙናት ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ 💪💪💪 ትግራዋይነት ክቡር መንነት 💊💊💊 ኣጀኹም ኣጆና እታ ኩነታት ትወግሕ ቀሪባ ኣላ ‼️‼️‼️‼️
Oh my goodness, what a song!
Although I do not understand the lyrics, I had goosebumps all over my body listening to the music. Kudos to the singers, song writers and everyone involved 🙏🏽
Both singers are sibling and they are so amazing
@@tgarre2152 I figured that out cuz of their last name, but thank you for clearing that up, they are both great!
ዝደርፊ እዚ መበል 83 ጊዜ ሰሚዐዬ መቀረቱ ግን ሚልየን እዩ ቤተይ ንስኪ ቤተይ ትግራየይ ምቅርቲ ደቂ ትግራይ ነዘለኣለም ንበሩለይ ደቂ ዓደይ መዓረይ
I wish you could understand the depth of the message! The singers are also brother and sisters!
@@tesfayelemma9734 I wish I did, thanks!
ትግራያችን ❤💛 ፈጣረሽ ገና በጀግና ልጆችሽ ክንድ 💪 በጠላቶችሽ ላይ ድልን በድል ያጎናፅፍሻል
Aseyyy xbukat yhwat melkukum tmaselu men yabi? Good Musik hawkum Eritrawi kab Asmera
የቅንየልና 🙏🏽 እግዚአብሔር ንህዝብና ምሕረት ይግበረሉ ካብ ክፉዕ ይሠውሮም:: ኣምላክ ሠላም : ናፅነትን በረከት ንህዝብና ይግበረሉ::🙏🏽☮️💖🤗☀️
እታ ብልቢ ዝምነያ ዝናፍቃን ጎል ሓላል መሬየት
ኣጆኩም ደቅዓደይ ዓወትና ቀሪባ እያ።
ደስ ክትብል ደቀይ ጀጋኑ ናይ ሰመረ ድምፂ ናይ ኣብራሃም ገብረመድህን ይመስል
Ane keas nay nay efrim amare tsieumuni
Ane wn Efrem Amare Mesiluni
ን ዳዊት ነጋ እና ኣማኑኤል የማነ ዝመስል ድምፂ ዘለዎ ..ሰመረ መዝገቦ.. so Good job keep it up Shewit Mezgebo & Semere Mezgebo
ሰላም ወዲጝ/ል ወይን ዓወት ቀሪባ እያ እሞ 1k ሰብስክራይብ ቅድሚ ዓወት ወያናይ ብቻ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ኣብ በረኻ ዝርከቡ ኣሕዋትና !!!
ነፃነትና ብቅልፅምና ጥራሕ ዩ
ናይ ስዕረት ታሪኽ የብልናን #ተጋሩ
አነ ንቤተይ ተ
በአኣ ዝመፀነስ
ትሕለፍ ታህይወትየ💊❤😍✊
ሰመረ መዝጎቦ ገራሚ ድምፂ ናይ ሸዊት እሞ እንታይ ክዎፆ ጆጋኑ ደቂ ትግራይ ቀሪብና ኢና ፈንፅሕና ክንወፅእ ኣጆና
ንሳ ወ ቤተይ ክኢላ ዘሕለፈት ሕማቅን ፅቡቅን ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመልሰለይ ፈጣሪ
ፁቡቅ ሰራሕ እታ "ቤተይ" እትብል ቃል በገዛይ ወይም መረበተይ እተትኾውን ዝበለፀ ምመቀረት ነይራ:'
"ቤት" ናይ ግእዝ ቃል'ዩ። ጸገም ዘለዎ ኣይመስለኒን። ግእዝ ን ኣምሓሩ ኣይንሃቦም። ዋላ ብቋንቃ ዓረብን ቋንቋ ትግረን ቤት'ዩ ዝባሃል።
ፅሩይ ትግርኛ ዩ ቤተይ። ገዛይ ውን ግርም።
B geez eyu betey 😊
ቤተይ ማለት እኮ ትክክለኛ ትግርኛ(ግእዝ) እዩ 👉 ንአብነት ናብ ቤት እግዛአብሄር ንኪድ ምስ በሉኒ ታሓጎስኩ መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 122 ቁፅሪ 1
@@brookberihun326 👍👍👍👍
ሸዊተይ ምቅርታ ኩሉ ስራሕኪ ብጣዕሚ ኢና ንፈትየልኪ💓💛ጋል ትግራይ ዓደይ
ዋውውውውውውውውው ገለ ዓይነት ኣታ ንስኩም ሲ እንካዕ ናተና ኮንኩም ዓወት ንሃገረ ትግራይ 😘😘💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ሸዊተይ ናይ ሓውኺ ድምፂ ናይ ኣብርሽ እዩ ዝመስል ብጣዕሚ እዩ ገራሚ 💛❤💛❤💛❤ ዝ ድምፂ እዚ ሒዙ ኣበይ ፀኒሑ ዝኩላይ ዓመት
ብልፅቲ ደርፊ ለ 🌹🟨🟥💛⭐❤ ድምፁ ልተመቸየኩም like
ኣሓዋት ዮም ምሽ🤔🥰🥰🥰
ደቅታ ሓላል መሬት እንኳዕ ደሕና መፃኹምሉና
ሰላም ተስፋዬ:ሰላም የሀገሬ ልጆች: እግዚአብሔር በሰራው የኛ የሁላችን በሆነው ምድር በመተሳሰብ እንኑር::አመስግኑ: ይቅር በሉ: አፍቅሩ: ተስፋ አድርጉ: ስጡ: አሁን ውስጥ በደስታ ኑሩ::ከህይወት ወንዝ ጋር ፍሰሱ !!!!!
I am from Rwanda, I can't stop listening Ethiopian songs, you always be in my 💜💜💜💜💜💜❤️❤️❤️❤️❤️
Big respect to Rwandan people and I appreciate that u r listening to our music dear
zis is #Tigryan song not #ethiopian song
We are no more Ethiopian we are Tegaru, and this Tigrai music, God bless Tigrai God bless Rwanda.
Say Tigari songs
Dear This is Tigray song not Ethiopia song we are Tigray
እኔ አዲስ አበባ ተወልጄ ያደግሁት ግን ይሄንን ሙዚቃ ስሰማ ልክ እዛ እደተወለድኩኝ ነው የሚሰማኝ
I AM FROM ERITREA 🇪🇷 I LOVE TIGRINJA MUSIC MY HEART ❤️
🤮🤮 doma
Please don't love us, yikreyena
Fokis
@@filmonmenghis9011 ante erasu ezi ye tigrewoch bet mn abak litisera gebah dikala sidetegna🤮🤮
@@Manfromnortherner. Nieba nay hmamey kemu do ybehalyu 🥺
እሰኪ ብሰም ሸዊትን ሰመረን ትግራይ
ላይክ ግበሩ።
እወ ቤተይ
ርሰተይ
እምበለይ
እምበለይ።
ሽዊተይ ማዓረይ እንኳዕ ብስላም መፃእኽልና❤❤💪💪💪💊💊💊💊👈👑👑👑
ሸዊተይ ጥዑም ድምፃ ጅግና ጓልቶም ጀጋኑ
❤️💛እምበይተይ ኣታወ ንትግራይ ዘይኸውን ብላሽ ብላሽ 😍😍😍😍
ትግራይ ከጥፍእ ዝመጸ ይትፋእ ብፈጣሪ ሓገዝ ❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪
We love u tegaru ur sis from Eritrea ❤❤❤❤❤
ትግራይ አደይ ክሀልፍ እዮ ኩሉ✊🏾❤️
ፅንአትን ሀድነትን ጥራይ
ዘይግባአኪ እንዲኪ ረኪብኪ ኩሎም ናይ ኢዶም ክረክቡ እዮም::
We are the strongest people in the whole Africa, we tigrayans will get through this without any doubt ጅግና ህዝቢ
So so thankful I'm tigraweyti
So so thankful ካብዚ ምንም ዘይምልሶ ህዝቢ ምፍጣረይ ✊🏾❤️💛
Egezabeher amelak selamun gezi yametalen beyekenu masalefewen Ken ene. Negn makew egezabeher selamacheenen yemeleselen ajokun deki halale meret fetari mesakum yekun ❤❤
ሸዊት ሽኮር በርትዒ ቀፅልሉ ዝሓፍተይ 💛❤❤
እምብለይ ከምቶም ዝሓለፉ ክሓልፈላ ባዕለይ እዛ ርመይ ትግራይ ህወተይ😢💊💛♥💊🐅🐅🐆🐆💪💪
ከምቶም ዝሓለፉ እሓልፈላ 'ወ ባዕለይ
ሩሐይ ኣነ ክህባ ንሳ ትፅንሓለይ እምብለይ
ቅፅል ሽማ ዓዲ ጀግና
ቤተይ መን'ዩ ዝስኩና
#ትግራይ #ቤተይ 💛❤
እምብለይ ኣይግዛእን ንወራሪ እወ!! ሸዊት ውርዚቲ ትግራወይቲ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልዮ ከይተሓለልኪ ❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪
ሸዊተይ ከም ቀደም ብሉፅ ስራሕ ምስ ምጭው ድምፂ ስሑል ጎረሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣደነቕቲ ሸዊቶም
👇
👍 ይፅፈዐኒ ትግራይ ብደቃ ትዕዎት
ሰላም ወዲጝ/ል ወይን ዓወት ቀሪባ እያ እሞ 1k ሰብስክራይብ ቅድሚ ዓወት ወያናይ ብቻ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ኣብ በረኻ ዝርከቡ ኣሕዋትና
ትግራዋይነት ኩቡር መንነት ኣጆና ቀርባ እያ ዓወትና ትግራይ ትስዕር ብጀጋኑ ደቃ
ፅብቅ ስራሕ ደቂ መዝገቦ 👏👏👏💊✊
ሓዋ ድዩ ንሸዊት
@@ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ እወ
@@meargbelay2960 እሺ ❤
I have listened to this music countless times, kitsegbo aykiallun! ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️💪💪💪💪💪♥️💓💓💓💓💓✊✊✊✊✊
ኣሰይይይይ ኣሰይይይ ኣሰይይይይ ተጋሩ all l love you deki tigray❤❤❤❤❤ ኣሰይይይ ቃላት የሓጽረኒ እዩ ደቂ ህዝቢ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊት ሙዚቃ እያ ኣነ ካብ ትልቀቅ ክሳብ ሐዚ ኣብኣ ኣለኩ ደጋጊመ ይሰምዓ ኡፍፍፍ ቤተይ እወ የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏ተጋሩዋይ ኣጆና እስከ እግዚአብሔር ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልና ዋ
ኡፍፍፍፍ ከምዚ ከማይ ስደት ኣጽሊእዎ ቤቱ ዝናፈቀ ይህሉ ዶ😭😭😭😭😭😭
ክጽበያ ከምዚ ከማይ ዝቀነየስ እስቲ like ይገጭወኒ 🙏🙏🙏
Shewitway btami tsubk derfi kulunegerna lksks eyu gn henti neger kzareb ta betey ztblsgezana teblnay zehshet ymesleni retoy eyu gobez shewitey ketsllu
ዋላ ኣነ ጓል ሪመይ ፍቅር ርርርርር ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ
Yes Bietey=Tigrai. Wonderful music. Thank you Deqeboy Mezgebo. You have done a great job. I like it! I love it. Kudos to both of you. The unity of harmony of both in the music is a symbol of the unity of Tigrai Bietey/Bietna! Tigrai TEwet.
ዌል ሸዊተይ ዝበዝሐ እንተበዝሐ ፀበባ ትግራይ ግን ክትዕወት እያ ።💊💊💊💊
ሸዊተይ ክፈትወኪ እኮ ልበይ እዩ ዝጠፍኣልኪ ምቅርተይ ስለ ትግራይ ኩልና ሂወትና ንህብ
One of the best Tigrai song! Great work Shewit!
Simply the best talented artist. Proud to all tigrgna speakers in both side.
Yes tegaru kemzi ab art talented mkyanom ayfeltn nere fluyat eyom fkri adom smretom hamotom sebawnetom bahlom kulu gett abilomo proud to be our brothers
እንኳን ዳሓን መፃእኩም😍
እምብለይ... ከምቶም ዘሓለፉ የሓልፈላ ባእለይ... ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
ጀጋኑ ድቂ ትግራይ አጀኩም ኩሉ ክሀልፍ እዩ ትግራይ ትስእር ❤️❤️❤️
ኣስይ ዞም ጅጋኑዋይ ፅቡቕቲ ስራሕ ደቂ ሪመይ ፈረዩለይ ዓምብቡለይ ትግራይ ትስዕር♥♥♥♥♥♥