ሊሊ ጠኒሳ🫃ሓዱሽ ሂወት ጀሚርና

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.5K

  • @LiliandAlex
    @LiliandAlex  16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +203

    ኩልኹም ቤተሰብና ነዚ ቪድዮ ቅድሚ ምጅማርኩም VPN ብምኽፋት ምስ United State(US) connect ብምግባር ረኣይዎ ንትገብሩልና ምትሕብባር ካብ ልቢ ነመስግን❤🙏

    • @zeduGualtgray
      @zeduGualtgray 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናየ ቡሉፃተይ❤❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ​@@zeduGualtgray ደምርኒ🎉❤❤

    • @zeduGualtgray
      @zeduGualtgray 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @ሶሲናግሬስ ደምረኪ❤

    • @Sawhtae
      @Sawhtae 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቆናጁ እኮዕ ደስበለኩም

    • @Tige-zs4og
      @Tige-zs4og 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Congr❤🎉🎉🎉🎉🎉እንኳዕ ደስ በለኩም ፅቡቃተይ👏👏👏💚😍❤💚😍😍ክፈትወኩም ማዓት የ ፍቅርኩም ብዙሕ ትርፍ ይበል 🎉👏😍💚::

  • @MadiHen-k3d
    @MadiHen-k3d 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +141

    ኣነዉን ጥንስቲ ምካነይ ነማዓቲ ኣራጋጊፀ ሊሊየ ብሓደ ክንወልድ ኢና 😊😊😊

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

      ብሰላም ውላድኽን የሕቁፍክን❤

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

      @@MadiHen-k3d ዝጠነስክንኦ ንምሕቋፉ የብቅዕክን ኣሕዋይ👏❤️

    • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
      @ማርያመይኣዶፍቅሪ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

      እመብርሃን ውላድክን ንምሕቋፍ የብቅዕክን ኣሕዋተይ🙏❤❤❤

    • @MerhawitIsaak
      @MerhawitIsaak 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Away azom habesha awedat si shih gziye wela anda afqorkas abza tnsi kem gele ykonu ,alex kab men elwa gega eyu aybehaln foa

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ማርያመይኣዶፍቅሪ ደምርኒ ዝያዳይ ❤️

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +50

    _ብጣዓሚ እየ ተሓጎሰ ዋ ግን መጀመሪያ ንእግዚአብሔር አምላክ የመሰግን እወነት ግና ከሎ ናብ ሚድያ በወገነይ ደሰ ኣይበለን ምክንያቱ መጀመሪያ ንእግዚአብሔር አምላክ መሰገን❤_

    • @Museslomon
      @Museslomon 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ብሓቂ ዝያዳይ ደምርኒ ❤

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @Museslomon _ደምረኪ ማዓረይ በረትዒ ዝያዳይ_

    • @Sara-tk4ue
      @Sara-tk4ue 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ናይ ብሓቂ ዋላ ኣነ እየ ኸምኡ ኢለ ኩሉ ናብ ሚድያ ደሰ ኣይበለን

  • @GfGv-l1h
    @GfGv-l1h 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ የኔ ማሮች ኣብ ስደት ዘለና ደሞ ስደትና ኣሕፂሩ ናብዚ የብቅዐና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን 🙏🤲💚ደምርኒ🎉❤

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +112

    እሰይይይይይ ፀሎትየ ሰመረ እሰይ ፀሎቴ ሰመረ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ ብጋህዲ ክርእዬ ደልየ ተመስገን ዞም ናተይ ምቁራተይ ሓጎሰይ ክቆፃፀሮ ኣይክኣልኩን 🙏❤️ኣነማ ጠርጢረ ነይረ እየ ሕፍስፍስ ኢልኪ ምስ ርኣኩኪ ሊልዋይ ኤህ ኣሌክሰይለ ቅድሜካከ ጓል ድያ ወድያ ጎይታዋይ😁❤️

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ዝያዳይ ❤

    • @HananTubeሓናንይቱብ
      @HananTubeሓናንይቱብ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      አሽቀባጢት😂

    • @MerryArgawi
      @MerryArgawi 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ​@@HananTubeሓናንይቱብይሞችኪ 😅😂😂😂😂

    • @Temeseganamelak
      @Temeseganamelak 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      አስይይይይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ ብጋህዲ ክርእዬ ደልየ ተመስገን ዞም ናተይ ምቁራተይ ❤❤❤❤❤

    • @ትግራወይቲ
      @ትግራወይቲ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@HananTubeሓናንይቱብዋ ፀዊዕካ ፅልኢ ታይዴኪ ፀጊሙኪ ጉሓፍ ድቃላ ናይ ሰብ ደስታ ዘየደስተኪ ተኮይኑ ታይዴኪ ክትገብሪ መፂኪ ጨምላቃ እከካም😡

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +22

    _ወይ ጎይታ ማዓረይ ግና ከሎሰ ወድዩ ጓልያ😂😂😂ታዓዲላ እታ ሓፍታ ከም ማሓዘኣ ከም ሓፍታ እወነት ብጣዓሚ ኢክን ደሰ ትብላ❤🎉_

  • @JfggdfGiytds
    @JfggdfGiytds 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +81

    መበል ሳልሰይቲ እየዋ ላይክ ተጋሩዋይ😁🙏🌺

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ወለላይ ❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Marichannel21-v4rመልሲ መዓረይ

    • @Museslomon
      @Museslomon 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እሽኒ ደምርኒ ወለላይ

  • @MeryMery-r1o
    @MeryMery-r1o 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +39

    እሰይ ፀሎተይ ሰመረ ኣነ ሲ ወሊዶም መዓዝ እየ ዝሪኦም ናበልኩ ማርያምን ደሰ ክብል❤🎉

    • @Museslomon
      @Museslomon 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ🎉❤

    • @Ngsti-x1f
      @Ngsti-x1f 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቆልዑ እንድዮም

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Ngsti-x1f ደምርኒ መዓረይ

  • @mahi_YouTube_
    @mahi_YouTube_ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +162

    ፅባሕ እኮ 7 ሥላሴ እዩ
    #እንኳ_ንዓመታዊ_ክብረ_ብዓል_ቅድስት_ሥላሴ_አብጸሐኩም🌹🙏ቅድስት ሥላሴ ትሓልኩም ስደትኩም ተሕፅረልኩም ኣሜን፫ በሉ ተጋሩዋይ🎉#ደሙርኒ ተጋሩዋይ❤🎉ሊሊ🎉ኣሌክ🎉 ትፈትዉ ለ #like ርገፁ🎉❤ #እንዃዓ ደስ በለኩም ዛም ናተይ❤🎉🎉

    • @HiwetHiwet-m2y
      @HiwetHiwet-m2y 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      _አሜን አሜን አሜን ክብረተይ❤🙏_

    • @AwlsaHadush
      @AwlsaHadush 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

    • @Latheesh-u8b
      @Latheesh-u8b 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ♥️♥️♥️

    • @ራሄልኣረጋዋ
      @ራሄልኣረጋዋ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ደምርኒ

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Latheesh-u8b ደምርኒ🥰💚

  • @BietiAbraha-ks5tb
    @BietiAbraha-ks5tb 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    እንካዕ ደስ በለከኰም ዘምናተይ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ እዩ ነይሩ ሐዝውን ደጊመ እንካዕ ደስ በለኩም ኣሌክስ እውን ትሓጋስካ ኣብ ገፅካ ይፍለጥሎ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ሊሊዋይ ለ ብሰላ ይምፅኣኪ እነማርያም🙏🙏🙏💋💋💋💋🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍💥💥💥💞💞💞💞💙💙💙💙😘😘😘😘❤❤❤🌟🌟🌟🌟💖💖💖🤩🤩🤩🤩

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@BietiAbraha-ks5tb ደምርኒ🥰💚

  • @BietiAbraha-ks5tb
    @BietiAbraha-ks5tb 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ተሓጋሰይ ወሰን የብሉን ሊሊዋይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሊኒ ቆልዓ እውን ስለ ዝፈቲ እና ደጊመ ደጋጊመ እንኬዕ ደስ በለኩም 💙💙😘❤❤🌟💖🤩

  • @نور-ج7ر6ص
    @نور-ج7ر6ص 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ዕልልልልል ሊሊየ ኣለክስ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ዶሞ ኣንካዕ ደስ በለኩም ዞም ናተይ ብሰላም ብሓጎስ ዶም ማርያም ባዓላ ተጋላግልኪ ናተይ❤💘💊🤱💅💋💍🙏 ኣነ ለ ስደተይ ኣሕፂሩ ብሰላም ብሓጎስ ንዓድይምለሰኒ እሞ ከምቲ ናትኩም ዝበለ ፍቅሪ ይዓድለኒ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @الياسهزازي-ك7ه
    @الياسهزازي-ك7ه 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +33

    ስጋ ቆቋሕ ደስ ኢሉኒ ሃዲንካ ኣምፀአለይ በልዮ ሊሊ😂😂 እንኳዕ ከዓ ደስ በለኩም ቆልዓ ብቆልዓካ ጥዑም እዩ❤❤❤

    • @Museslomon
      @Museslomon 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ውይ 😅😅 በስመኣብ ታኣምረኛ ትእዛዝ

    • @MekdiHagos
      @MekdiHagos 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Museslomonውየውይ አስምኣም እንታይ እየ ዝበልኪ ዶ በለ ቀልጥፍካ ዘርከብ አነው ቂሕ እልኒ ኮ ደምርኒ ክምልስ አየ❤❤❤🎉🎉

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ፈጣሪ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የብፅሕኹም🥰🙏 #ሳብስክራይብ ግበርለይ☺️
    ሽኮሪናታት ተባዙሑልና❤

  • @DdzZfhu
    @DdzZfhu 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    እሰይ ፀሎትየ ሰመረ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ ዛም ናተይ ምቁራተይ ሓጎሰይ ክቆፃፀሮ ኣይክኣልኩን 🙏

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ መዓረይ

    • @KdsanNegasi
      @KdsanNegasi 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ኣሉሓበሻዊት1921 ደምረኪ መልሲ😘

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    መስል ስንግላት ይትሓሎ ቃኒአክ😂
    እንኳዕ ደስበለኩም አስይይይ ከምዚ ከመይ ስደት ኮይና እዛ ማዕልቲ ዘናፍቀት ላይክ 💛💐

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@EdFfgg-t1b ደምርኒ🥰💚

  • @FREFRE-hl4os
    @FREFRE-hl4os 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +55

    ፕራክ መሲሉኒ ነይሩሰ ተሐጉሰ በኡነት ነዚ ትምነዩ ዝነበርኩም ከምዚ ከማይ ላይክ እንኾዕ ደሰ በለኩም ዞም ሐተይይ🥰😘🥰😘🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@FREFRE-hl4os ደምርኒ ወለላይ ❤️

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ዜዲትግራይዜዲ
    @ዜዲትግራይዜዲ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +23

    ዕልልልልልልልልልል እዩ እንበይ ተጋርዋ ፅርያት ንባዛሕ ቃሕ ዝበለኪ ናዓየይ ንገረኒ ኣነ እየ ካሓልፎ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤ ናተይ

    • @JeDh-he4wn
      @JeDh-he4wn 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኣይ ልኣይ ንገረኒያ😂

  • @ረዊና
    @ረዊና 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ጠርጢረ ነይረ እየ እንካዕ ደስ በለኩም ውልድኩም የሕቅፍኩም ሙቁራት❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ረዊና ደምርኒ🥰💚

    • @ረዊና
      @ረዊና 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ሶሲናግሬስ ገይረሊኪ ፀኒሐ እንቤተዋ

  • @gereltamidya
    @gereltamidya 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +21

    ሊልዋይ ብጣዕሚ ደስስስ ብሃሊ እዩ ግን ካብ ገዲም ዝኮነ ምሪንዳ፡ኮኮ……ዝመስሉ ጋዛት ዘለዎም መስተ አይትስተይ ሕማቅ እዩ ዝብሃል ሊሊዋይ

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@gereltamidya ደምርኒ🥰💚

  • @MeberhitKbrab
    @MeberhitKbrab 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ታይ ኮይነ ግን ስቅ ኢለ ይሕጎስ ኣለኩ ሓጎሰይ ምቁጽጻር ሲኢነ 🙏🙏🙏

  • @SamiraSam-t5h
    @SamiraSam-t5h 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    ኣጋእዝቲ ኣለም ስላሴ ዉላድኩም ይባርከልኹም እንኳዕ ደስ በለኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤

  • @SwCff
    @SwCff 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ብጣእሚ ደሰ ዝብል እዩ ዞም ኣሕዋተይኣነብወገነይ ዝብለኪ ሊሊ ሓፍተይ ኣመጋግባኪ ብዝተካለኪ መጠን ነኣኽን ንቆላኣክን ዝሃንጸ ምግቢ ተመጊቢ ደሰ ኢልኒ ዝብል ጸቡቅ እዩ እውን ሕማቅእዩ እውን ከነታት ሓዳርካ ምርኣይ እውን ጽቡቅ እዩ ማለት ናይ ለሜ ውለዶ ኣይንና ዝራኣናዮ ይገበረልና ሰለ ንብል እዩ ምሰ ይቅርታ ደም ጓል ማርያም ትሕትናኣ ኣከዳድናኣ ጽቡቅ ክትከውን ኣለዋ እየ ዝብል ብወገነይ ምሰ ይቅረታ ብጽቡቅ ኣገላጊላ ደም ውላድኪ ተሕቅፍኪ ሓፍተይ ማኣረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@SwCff ደምርኒ🥰💚

  • @Nebugaley16Nebugaley
    @Nebugaley16Nebugaley 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ክሳዓ መጨረሻ ትውዳኣ ብራንኪ ዝመሰሎ እሰኪ ፈጣሪ ወሊድኩም የሰዕምኩም ዞሞ ሓተይ

  • @BealaNaif
    @BealaNaif 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +19

    ተመስገን ሓሳብ ልበይ ሰሚሩ የኔ ማሮች🎉🎉🎉

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@BealaNaif ደምርኒ ዝያዳይ ❤️

  • @awetwelehawerya7007
    @awetwelehawerya7007 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ዋውውውው ብጣዓሚ እዩ ደስ በሃሊ ሊሊየ ኣምላክ ፍቅርኩም የብዘሐዮ

  • @ሶሲናግሬስ
    @ሶሲናግሬስ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +48

    ፕራንኺ መሲሉኒ ነይሩ 🎉❤❤ ተመስገን ሊሊተይ ኣሌክሰይ🎉🎉 ዝፎትወኹም ዞም ናተይ ኾኾቫተይ🎉❤❤ ከምዚ ናተይ ደስ ዝበለኽን ደምራኒ❤🎉🎉

    • @Museslomon
      @Museslomon 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብርተይ

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አሰይ ፆሎተይ ሰመረ ናይ ኩሉ ግዚ ትምኒተይ ዛም ናተይ እም ኣምለክ ምሳኩም ቱኩን ምቁሪተይ❤❤🎉🎉

  • @wskn2913
    @wskn2913 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ትክክል.ኢኪ.ጥንስቲ.ተከንካ.ክልተ.ሕፃፅ.እዩዝከን.ተዘብልካ.ግን.ባዶ.እዩ❤️❤️🙏🙏ዝከን.እካዕ.ደስ.በለኩም

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@wskn2913 ደምርኒ🥰💚

  • @uutgmf0gy921
    @uutgmf0gy921 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    እንኳዕ በሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ሓደ ሓደ ግዜለ በአማርኛ ስሩሑ ምእንታይ ክረአየለኩም❤❤❤❤❤

  • @DuYs-c1m
    @DuYs-c1m 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +22

    እንካዕ ደስ በላክም ዝፈትወም ፅርያት
    ተሓግሰ ሊሊየ

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@DuYs-c1m ደምርኒ ወለላይ ❤️

  • @Ufufuf-x4f
    @Ufufuf-x4f 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ዋው ደስ ባሃሊ ድንግል ማርያም ምሳኺ ትኹን ሊሊየ ቆንጆ አሊከይ እንካዕ የሕጎሰካ ውላድ ፀጋ እዩ አምላኽ ይባርኩም🤲🔥💥🥰❤🥰

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Ufufuf-x4f ደምርኒ♥️🥰

    • @Ufufuf-x4f
      @Ufufuf-x4f 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@ሶሲናግሬስ ደሚረኪ ናተይ ዳአ ዝድመር የብለይን እንበር ሓግዛና እንዶ ግዳ ዩቲብ ክከፍት ደልየ🙄🤲😓

  • @JfId-u9f
    @JfId-u9f 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    እንካዕ ደሰ በለኩምአሰይ ሊሊተይ ዕልልልልልልልልእዩ አንበይ ተጋርዋይ ፅርያት ፍጥረት ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @MaremYueikbb
    @MaremYueikbb 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ዕልልልልል እዩ እንበይ ተጋርዋይ ፅርያት ፍጥረት❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፊፊትግራወይቲ
    @ፊፊትግራወይቲ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ደስታኩም ደስታይ እዩ ደቂ ዓደይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢልኒ 🙏♥️❤🎉🎉😅😮

  • @Mahder21
    @Mahder21 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ኣይ ናይ ሎሚ እንየአና ወሎዶስ ክንችኩል መጀመርያ እንዃዕ ደስ በለኩም እሞ ግንሲ ታይ ነይርዎ ብዉሽጥኩም ሒዝኩም ሱቅ ዘይትብሉ እነታትና ከመይ ድየን ነይረን ግድን ድዩ ኩሉ ሚድያ ክወፅእ ዋእ አረ ክንድሰብ ናሓፈርና ነብስና ንዉድእለና ኣቱም ህዝቢ

    • @ngstiyemkaellij2424
      @ngstiyemkaellij2424 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሓቅኪ እኮ ክሳብ ዝረአስ ሕብእ ዘይመበለቶ ንዓዓ ንከሐሻ ዋይ ኣነስ ዘይፈቱ ተቀዳዲምካ ጠኒሰ ምባል ብፍላይ ናብ ሚድያ

  • @FhFy-f7m
    @FhFy-f7m 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሩሑስ ቆልዓ ይግበረሉኹሙ ተኣዛዝ ትማእዛዝ ይግበረሉኹሙ መኽበር ወለድቱ ይግበረልኹሙ ሹኮራተይ ኣነስ ክፈትወኩሙ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MairyMah
    @MairyMah 25 นาทีที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ደስ በለኩም ዘም ናተይ🙏💝💝

    • @lemlemabdu-h7r
      @lemlemabdu-h7r 18 นาทีที่ผ่านมา

      ሊሊዬ ብጣአሚ እዩ ደስ እሉኒ ግን ዘተመሮኦኩም😮😮😮😮❤❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኣብ ከበደይ ታይ ነኦ ገምት🙆‍♀️ስጋ😂😂😂😂😂😂ዝሮ እካዕ ደስ በልኩም❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @FanaFana-j1l
    @FanaFana-j1l 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እስይ ፀሎተይ ስመረ ኣነ ሲ ወሊዶም ምዓዝ እየ ዝሪኦም ናበልኩማርያምን ደስ ክብል ♥️♥️♥️🥀🥀🥀🌺🌺🌺

  • @salamM-d7z
    @salamM-d7z 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ቅድስት ስላሴ ብሩኽ ውላድ ይሃብኹም እንኳዕ ደስ በልኩም💋💋💋💋

  • @MiriMdj
    @MiriMdj 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣነ እውን ጥንሲ ከም ዘለኒ ለማዓንቲ አረጋግፀ በሓደ ንወለድ ተመስገን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ብሉፃተይ❤ እንካዕ ደስ በለኩም ኣለ ዝተብሃለ መዘናግዒ ይሰድኪ ሊሊየይ❤🎉

  • @SeluSmile
    @SeluSmile 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ተኮይኑ congregation 🎉ግን 50k ምስ በፃሕኩም ምስኣ ሓሪፍ ክትኮነልኩም ነይራ ዝሮ ግን ዳሓን ደምራኒ ኣሕዋተይ ደስ ዝበለክን😊

  • @ሰሉጓልድንግልማርያም
    @ሰሉጓልድንግልማርያም 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ቅድስት ስላሴ ብሩኽ ውላድ ይሃብኹም እንኳዕ ደስ በልኩም ❤❤❤❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ናተይ

    • @ሰሉጓልድንግልማርያም
      @ሰሉጓልድንግልማርያም 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @Hadu_8 እሺ ድምኒ ንዓይለ❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ሰሉጓልድንግልማርያምደሚረኪ መልሲ

  • @FkbbVmgb
    @FkbbVmgb 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣሰይይይይይይይይ ተመስገን ኣምላክ ዞም ናተይ ሙቁራት❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Vtgugjffkgdgu
    @Vtgugjffkgdgu 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ይብል የኔ ቆናጁ ብራንክ እዩ መሲሊኒ ነይሩ ብእነት ቆናጁየይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ብሕታዊት
    @ብሕታዊት 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ❤እሰይይይይይ ፀሎትየ ሰመረ እሰይ ፀሎቴ ሰመረ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ ብጋህዲ ክርእዬ ደልየ ተመስገን ዞም ደቀይ ምቁራተይ ሓጎሰይ ክቆፃፀሮ ኣይክኣልኩን 🙏❤️ ሊልዋይ😁❤️

  • @MazaGery
    @MazaGery 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውውውው ሊልየይይ እንካዕ ደስ በለኪ ❤ፍቅርኹም የብዛሓዮ ዞም ናተይ ❤️🎉🎉🎉🎉

  • @Marichannel21-v4r
    @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    L&A እንኳዕ ደስ በለኩም ሓጎሰም ዘሐጎሰኩም እስኪ ብ👍ኣሕጉሱኒ❤❤❤❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ🎉❤❤❤

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰለ ኩሉ ነገር ተመስገን ኣምላኬ ቁድስ ቅንኢ ቃኒኤ❤❤

  • @MeriTirfe
    @MeriTirfe 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +23

    መፅዮም ወዬም ፅሓይ ገፆም እንኳዕ ደስ በለኩ ዞም ናተይ ❤🎉🎉

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ሜርየ ❤

    • @ተመስገንፈጣረ
      @ተመስገንፈጣረ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Marichannel21-v4rደምሪኪ ደምርኒ

    • @Zafudm2pm
      @Zafudm2pm 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ስብስከራይብ ገበርለይ መዓርይ

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Zafudm2pm መልሲ

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Zafudm2pmደምርኒ❤

  • @FreKiday
    @FreKiday ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካዕ ደስ ብለኩም ዞም ይሕዋተይ ናአተይ እና ሊሊየ ሺኮረ እንካዕ ደስ በለኪይ ❤️❤️❤️❤️

  • @Ahlam-k5g
    @Ahlam-k5g 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እዞም ናተይ እንኳዕ ናብዝ ኣብቅዓኩም ፍቕርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ዝፈትወኩም ሞዴላት💚💚💚💚💚💚💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

    • @ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
      @ሙሉብርሃንሙሉብርሃን 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤

    • @Ahlam-k5g
      @Ahlam-k5g 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ሙሉብርሃንሙሉብርሃን ገይረልኽ እየ ምዓረይ😍😌

  • @AliAlia-v5j
    @AliAlia-v5j 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ እዩ ደስ በሃሊ ሊሊየይ ድንግል ማርያም ትሓሊኪ ክሳዕ ትወልዲ ብሃንቀውታ ንፅበ ማራ እየ ዝፈትወኩም ቖናጁ ❤❤❤💕💕💕💋😍😍😍😍

  • @wskn2913
    @wskn2913 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ዋዉዉዉ.ደስ.ክብል.ፕራንክ.ከትቡልና.❤❤❤❤❤

  • @MeriMeri-q7y
    @MeriMeri-q7y 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሊሊየ እንኻዕ ደስ በለኩም ብዘይ ሜክኣብ ፅሪቲ ኢኪ ማለተይ ናይ ተፈጥሮ መልክዕኪ ፅብቅቲ ኢኪ ኩሉ ግዜ ብዘይ ሜክኣብ ምፅና

  • @ሕድያትገራዓልታዩቱብ
    @ሕድያትገራዓልታዩቱብ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    ❤❤❤❤ብሽም ሊሊ እና ኣለኪ ላይክ ሳብስክራይ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤ እንኳዕ ደስ በለኩም

    • @Zafudm2pm
      @Zafudm2pm 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መለስ

  • @Fatemhh-z1l
    @Fatemhh-z1l 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ተመሰገን ፖራክ መሲለኒ ነየሩ እንኳዕ ደስ በለክም ታይ ዳኣ ጋዝ ዘለወ መስተ ይስተ ደዩ ቤሪንዳ ተስተለኪ

  • @MmkGg-q8u
    @MmkGg-q8u 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካእ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ ናይ ኩሉ ማኣልቲ ፀሎተይ እዩ❤❤❤❤❤❤

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣሰይይይይይ ሙቁራተይ እንኳዕ ደስስስስ በለኩም ውላድ ጸጋ እዩ ህያብ እግዝኣቢሔር እዩ🙏❤😍😍😍😍😍🎉🎉🎉🎉

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይይ❤

  • @NestiNet-x9k
    @NestiNet-x9k 59 นาทีที่ผ่านมา

    እልልልልልልልልል እንኳዕ ደስ በለኩም ዛምናተይ እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም የብዝሓዮ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Ferhiwet-x1p
    @Ferhiwet-x1p 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    እንኳዕ ደሰ በለኩም ሓጎሰም ዘሐጎሰኩም እሰኪ ብ ኣሕጉሱኒ L&A 🎉💖🥰💘

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Ferhiwet-x1p ደምርኒ ፉረየ

    • @KdsanNegasi
      @KdsanNegasi 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Marichannel21-v4rመልሲ

  • @MagggMafgh
    @MagggMafgh 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ደስ በለኩም ሽኮራት ስደተኛታት አሕዋትኹምውን ካብ ስደት መልስ ንዓኹም የምስለና ❤❤❤❤❤

  • @HaftuKflu
    @HaftuKflu 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ተመስገን ተመስገን ተመስገን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @KsuGalTadis
    @KsuGalTadis 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ደስ በላክም ዝፈትወኩም ፅርያት ተሓግሰ ሊሊየይ❤❤

  • @MahiKeshi
    @MahiKeshi 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ጠኒሰ ኢልካስ ላብ ሚድያ ኣምላከይ ኣቅርርሮ ኣብ ኢድ አ/ር አምበር ኣብ ሕክምና ኣይኮነን😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @mmn7636
      @mmn7636 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣይ ተካብዱ እፍፍፍፍ

    • @HcjcjcjJjcjc
      @HcjcjcjJjcjc 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      እንታይ እንኣዎ ሽግር ኣይተካብዳ ኝኝኝኝኝኝ ኣይትላ

    • @SgSh-u4o
      @SgSh-u4o 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣረ ኖርምል እዩ ኣቅልል

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ይቅርታ ፍትውተይ እግዚአብሔር አሕፂርካ አይፃሓፍን አብ ኩሉ ሙሉእ እዩ

    • @ፍቅሪእዩእምነተይ
      @ፍቅሪእዩእምነተይ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ጓልሃገረትግራይ ንሱ ከይፈለጠት እያ ናብ ናይሰብ ጥር ኢላ ፈላጥ ፈላጥ ትፃወትላ 😅

  • @NshsKd
    @NshsKd 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሉለይ ናይ ደስ ደስ ንኣሊክ ሓዚልካኒ ከተማ ንዛወር በልዮ 😂😂😂ሓንቲ ትእዛዝ 😂😂

  • @Mrsasim-h7o
    @Mrsasim-h7o 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ፕሪክ ከይክን ፈሪሐ ነይረ ናይ ኣላክስ ቲሕጊስ ሪአ ግን ብጣዒሚ እዩ ድስስ ኢልኒ እንካዕ ደስስስስ በለኩም 🙏🙏 ኣምላክ ምሲኩም ይኩን 🙏🙏🙏🙏

  • @ngsti-x2r
    @ngsti-x2r 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዓ ደስ በለኩም እና ውላድኩም የሪአና ሙቁራተይ ደስ ኢልና እዩ ሊሊየ ምጭውቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RutaTube-g2v
    @RutaTube-g2v 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ደቂ መዳም ደምራኒ ክደምረክን እየ ዘና ናተይ ፀዋራተይ😢❤

    • @Merigalehaley
      @Merigalehaley 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምራኒ 😂መልሲ😂

  • @Merigalehaley
    @Merigalehaley 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንዃዕ ደስ ብልኩም ዞም ሓተይ ፍቅራታት🎉🎉🎉❤❤❤ ደምራኒ ኣሕዋተይ👏🥰🥰🥰

  • @FatimaA-hx2cv
    @FatimaA-hx2cv 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +20

    ቢደወ ስትስሩ በአማርኛም ቢሆን ሁሉም ህዝብ ያየዋል ትግርኛ የምችል ብቻ ነዉ የማየዉ ግን ይቅርታ ታጠፍሁ ❤🎉

    • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
      @ማርያመይኣዶፍቅሪ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

      ኣረረ ችግር የለውም ውዴ ❤❤

    • @yoni-b7l2eyoni
      @yoni-b7l2eyoni 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ኣዎ ይስሩ​@@ማርያመይኣዶፍቅሪ

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@yoni-b7l2eyoniደምርኒ❤

    • @serke-p1y
      @serke-p1y 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ትክክል

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@serke-p1y ደምርኒ♥️💚

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat147 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ንዓመታዊ በዓል ቅድስት ስላሴ ብሰላም ኣብፀሐኩም
    ቅድስት ስላሴ ቤታችን ይባርኩልን🙏❤❤

  • @ritrym5430
    @ritrym5430 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ተመስገን እንኻዕ ደስ በለኩም እና ጊዝ ነገር አየተስተያ እኪ ዝሓፍተይ ናተይ❤

  • @GeheVsdi
    @GeheVsdi 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ እንኳዕ ደስ በሎኩም ኣሌክስ እና ሊሊ ሓጎሰይ ወሰን የቡሉን ክብሪ ምስጋና ልሉኡል ኢግዝኣብሄር ይኩኖ❤❤❤❤

  • @SamEr-nj3lx
    @SamEr-nj3lx 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    🎉የኔጨረቃ አስይይይይይይይይይ
    ተመስገና❤❤ ❤❤❤❤❤ፋጣሪ የኔቆናጆ እናካና ደስ አለሽ ማሬ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MohammedMohammed-d3n
    @MohammedMohammed-d3n ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንካዕ ደሰ በለኩም ሊሊተይ ፅርያት ፍጥረት❤💞💝❤💞

  • @AaAa-v3v4o
    @AaAa-v3v4o 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣስይይይይይይይይ አልልልልል ሊሊዋይ ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Meri-gq9gd
    @Meri-gq9gd 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውውው ተመስገን እንካዕ ደስበለኩም ሊሊዋይ እመብሃርን ብሰላም ትምፃእኪ ደስ ኢሉና ፍቅርኩም ይባረከልም❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @galgrmay6454
    @galgrmay6454 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣይኣመንኩን ብቻ😂😅 ተኮይኑ ግን ደስ በሃሊ❤❤

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማርያምን ኣነስ ዉልድኩም ክርእ እየ ዝደሊ ኣምላክ ምስ ፍቅርኩም ዕደመን ጥዕናን ያሃብኩም❤❤❤

  • @AliKhan-z5k
    @AliKhan-z5k 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣሰይ ሊሊተይ እንኳዕ ደሰ በለኪ❤❤❤❤❤❤

  • @rodasgfom
    @rodasgfom 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ተመስገን ውላዶም ክሪኢ ነፊቀ ኔረ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @MHelu-w6u
    @MHelu-w6u 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +114

    ደቂ መዳም ደምራኒ ክደምረክን ዘና ናተይ ፀዋራት😢❤🎉❤

  • @ጓልፍራደሓፀይ
    @ጓልፍራደሓፀይ 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተመሰገን ፈጣሪ እንኳዕ ደሰ በለኪም ❤❤❤🌹🌹🌹

  • @AsqualBrhane
    @AsqualBrhane 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ብvpn ምርኣይ ከይትርስዑ ደቂዓበይቲ🙏👍😘ይፈትወኩም እየ ዞምናተይ💥👈❤

  • @PpppsIoopp
    @PpppsIoopp 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተመሰገን ኣምላኬ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ፅርያተይ 🙏❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @HailshHaftu-z9v
    @HailshHaftu-z9v 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣሌክ ዓዲ ቀይር ክሽዑ ቃሕ ኢሉኒ እናበለት ጨጎራኻ ክትመልጠካ እያ ግን ደስስስስ ኢሉና እዩ

    • @FeefDwef
      @FeefDwef 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ሓሳድ😂 ሰበይቱ ገዲፉ ናበይ ክከድ 🎉🎉🎉🎉🎉

    • @jeirejeire8992
      @jeirejeire8992 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      አታ ክደይ ክትረግም ኢካ እንኮዓ ባ ንስካስ ሰብአየይ ዘይኮንካ 😁

    • @HailshHaftu-z9v
      @HailshHaftu-z9v 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      @@FeefDwef ሓሲብክዮ ዲኺ ቆልዓ ከይተወለደ ዘሎ ውጪ

    • @HailshHaftu-z9v
      @HailshHaftu-z9v 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@jeirejeire8992 ዕድል ለይገበርኪ ስብኣይኪ ክኮን

    • @FeefDwef
      @FeefDwef 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@HailshHaftu-z9v ኣይ እሞ ኖርማል እንድዩ ሰብኣይ ዝብሃል ንምጥናሰ ብቻ ድዩ ማ 😔😔😔

  • @tg-ty3cn
    @tg-ty3cn 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሊሊዋይ ኣነስ ታይ እያ ሕፍስ ኢላ እየ ናበልኩ ቀንየ ነይረ እና እቃዕ ደስ በለኩም❤❤❤

  • @djhdnn7
    @djhdnn7 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እንኳን በሰላም መጣቹ ጨረቃዎች💫😊

  • @yoditteklemaryam7925
    @yoditteklemaryam7925 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ደስ በለኩም ደቂ ዓደይ ብዙሕ ተባዝሕ ❤❤❤❤❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    አይ ላይክ እስቲ ግበሩለይ ታይባ ክገብሮ ነይረዋ😂

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣነስ ሳብስክራይብ ገይረኪ

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @سلاخاحمد የክብረለይ ወለላይ

  • @MakkkHhh
    @MakkkHhh 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንኳዕ ደስ በለኩም ብጣዕሚ ተሓጉስና ደስ ዝበላ ግበረላ ንሊሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Milil-n6j
    @Milil-n6j 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ኣስይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልል ሊሊዋይ ተመሰገን🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰

    • @Zafudm2pm
      @Zafudm2pm 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ስብስከራይብ ገበርለይ መዓርይ

    • @Marichannel21-v4r
      @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@Milil-n6j ደምርኒ ሚልየይ

    • @KdsanNegasi
      @KdsanNegasi 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      መልሲ

    • @Milil-n6j
      @Milil-n6j 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Marichannel21-v4r እሺ

  • @LiwamDesta-n9k
    @LiwamDesta-n9k 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋውውውው እንኻዕ ደስ በለኹም ሊሊ&ኣሌክስ🎉❤

  • @Marichannel21-v4r
    @Marichannel21-v4r 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ቅድስት አርሴማ ሓሳብ ልብኩም ተስምረልኩም ገፅ ስድራኩም ንምርኣይ ተብቅዕኩም ኣሜን ፫ ዝበልኩም ይኩነልኩም ይግበርልኩም #ሳብስክራይብ ጌርኪሙለይ ሕለፉ ልቀሐይ ክምልስ እየ ኣነለ ሓቢርና ንዕበ ❤❤

    • @Maregዪቲብ
      @Maregዪቲብ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አሜን አሜን አሜን

    • @cjrcnf4212
      @cjrcnf4212 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @SsSs-u6h9j
    @SsSs-u6h9j 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤እሰይ ፀሎትየ ሰመረ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ❤ ዛም❤ናተይ

  • @መሢ21
    @መሢ21 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እረ የትርጉም ያለህ እህ😢😂❤❤ግን ሸግዬ ናችሁ❤❤

    • @hadasteklay6068
      @hadasteklay6068 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሊሊ እረግዝ ነኝ እያለችናት በጣም ደስ ይላል❤❤❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@hadasteklay6068 ደምርኒ🎉❤

    • @CvhHk
      @CvhHk 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😅😅😅

  • @Tigeraweyti
    @Tigeraweyti 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እሰይይይ ተመስገን ሽኮራተይ እንኳዕ ደስ በለኩም ደቂ ሪመይ ዝፈትወኩም🙏❤️💛