BREAKING News II ሚስጥራዊ ኣኼባ ኣብ 4 ኪሎ II ሰበር ዝርዝር ሓበሬታ ከይሓልፈኩም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 33

  • @NdbxbJdjdjd
    @NdbxbJdjdjd 6 วันที่ผ่านมา +1

    በሐቂ👍👏🇨🇳

  • @berhaneteklu-k4j
    @berhaneteklu-k4j 10 วันที่ผ่านมา +3

    ዓበይቲ ሰባት ፅቡቅ ዝሓስቡ ንዓዶም ይመስለኒ ነይሩ ለካ ብመንእሰይን ህዝብን እዮም ዝቋመሩ ስድታት

  • @TsgayYibrah
    @TsgayYibrah 10 วันที่ผ่านมา +2

    ይገርመና አሎ ብጣዕሚ የሕዝን

  • @RahelTeklehaymanot-m4m
    @RahelTeklehaymanot-m4m 10 วันที่ผ่านมา +2

    ይመቺኻ ❤❤❤❤

  • @AmanealTsegab
    @AmanealTsegab 9 วันที่ผ่านมา +1

    እታ ሓቂ ንሳ እያ ዑሱባት ፅቡቁ ክናገሩ ከይት ፅበ ንሰኻ ግን ቀፅል ፈራዕራዕ ኢሎም እዮም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 10 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ጅግና እኻ በርትዕ❤❤❤

  • @AmanealTsegab
    @AmanealTsegab 9 วันที่ผ่านมา

    ዓሻኩም ድለዩ ትብል ቃል ትጠቅመና እያ ክንጥቀመላ ኢና ንኪድ ጥራሕ

  • @ahmadk4740
    @ahmadk4740 10 วันที่ผ่านมา +3

    ህዝበይ ኣክላባት ኣገቢልካ እናተበላዕካ ክትነብር ዋይ

  • @AtsedeAtsbeha-ld4pf
    @AtsedeAtsbeha-ld4pf 10 วันที่ผ่านมา +2

    ያሳዝናአል እነዚህ ጨካኞች

  • @GebrehiwotGidey
    @GebrehiwotGidey 9 วันที่ผ่านมา

    Best Information !!!

  • @efremtesfamichael9167
    @efremtesfamichael9167 10 วันที่ผ่านมา

    You're right

  • @Saloly-u6l
    @Saloly-u6l 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @RahwaRahwa-t7x
    @RahwaRahwa-t7x 9 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Tewege
    @Tewege 10 วันที่ผ่านมา +1

    Are zemen tenger

  • @MaresaTadele
    @MaresaTadele 10 วันที่ผ่านมา +1

    ከሰርቁእየሞ

  • @leulworktaemyalew5255
    @leulworktaemyalew5255 9 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ሓሻዊ ኢኻ

  • @MuluHailu-zd4tm
    @MuluHailu-zd4tm 6 วันที่ผ่านมา

    ቅዱድ ኣብ ርሑቕ ኮይንኻ ዘየለ ራዕዲ ኣይትእትው

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 10 วันที่ผ่านมา

    ማይክሮፎን ሚድያ ሓውና ኣብ ኣኩሱም ታኣዩ ዝባሃልሎ እረ ተጨንቅና ኢና ዘለና ብማርያም መልሰልናይ ኢካ😢

  • @yeshiowen
    @yeshiowen 9 วันที่ผ่านมา

    You are absolutely right how can a leader leave in Addis to solve the problems in Tgray? forgot the people of Tgray paid their lives to get where we are now shame on you leaders but very proud of TDF from Scotland

  • @AmanealTsegab
    @AmanealTsegab 9 วันที่ผ่านมา

    ላኣላዊ ትግራይ እሕሊፎም ዝህቡ ጉጀለ ቂመኛታት ኪኖ ሓፁር ይደርበዩ

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 10 วันที่ผ่านมา +1

    ጌታቸው ሃፍት የብሉን ኣይትበል ኣለዎ እዩ ተረጋጋዕ

    • @AmanealTsegab
      @AmanealTsegab 9 วันที่ผ่านมา

      እሰኪ ንገረና ሓወይ ዘይብሉ እንተትኾን ህዝቡን ውድቡን ኣይምኻሓደን እየ ዝብል bro

    • @AhmedMehamednor
      @AhmedMehamednor 9 วันที่ผ่านมา

      @AmanealTsegab ጌታቸው ናይ ሌይባ ለይባ እዩ ኹሉ ኣብዚ መኸተ ጀሚሩ እስካዕ ኸዚ ልጓሓፍ ለሎ ወርቂ ሓፂን መፂን እቲ ዝሽየጥ ዝነበረ ጠያይቲ ኣብ ኹሉ ጉሕለት ክሕደት ክድዓት ብገንዘብ ዝተተመነ እዩ ስለዚ ጌታቸው ሃፍት የብሉን ዝብል ጌጋ እዩ ፐ

  • @asgedomasgedom408
    @asgedomasgedom408 9 วันที่ผ่านมา

    ማይኩረፈን ገይጋ ተአረም አነ ስለዝፈልጦ ሳሞራ ፎቕ የብሉን። ናይ ደቂ እንዳባጉና ሓሳን ዋሓበ፣ ፈረጅ ዋሓበ ፣ናስር፣ ዓብቃድር ዋሓበ፣ ስዒድ ዋሓበ፣ ብዙሓት ዓሕዋት ንብረትዩ ስለዙይ ገይጋ ኢንፎርመሽን። ይቅረታ ሕተት።

  • @gebremedhinwolduteklu7283
    @gebremedhinwolduteklu7283 10 วันที่ผ่านมา +1

    ዋእ ዓገብ...ብ ብ ! ! !
    >
    ኸምዝበሃል ብ ያታ ወለድና ።
    ነባር ተጋ/ጀ/ፃድቃን ገ/ትንሣኤ፤ ሕሉፍ ኽቡር ታሪኽካ ብሕይወት እናሃለኻ ባዕልኻ ኣይተበላሽዎ ፤
    ብሽማሽም ሪፎርም ፣ ካውንስል ፣ ለውጢ ... ምስ መኻይድኻ/ ዝመስሉኻ ጠላማት ግምባር ብምፍጣር፤ ፀረ-ህዝብ ትግራይ ንዝኾኑ ሓይሊታት ብምትእኽኻብ፤ ብምልዕዓልን ብምስልጣንን ውላድ ጅግና ህዝብ ትግራይ ንዝኾነት ውድበ ህ .ወ.ሓ.ት ብምብታን/ ብምፍራስ ንህዝብና መራሒ ኣልቦ ጌርካ ኣብ ግፍዒ/ እግሪ ፀላእቲ ንምውዳቕ ዝግበር ሽርሕን ተንኮልን ይኣክል/ይኾኖ ብምባል እንካብ ልቢ ብነስሓ ምእራምን ኣብ ፀገም ወዲቑ ንዘሎ ህዝብና ዳግም ምኽሓስን እዋኑ ሓዚ እዩ ፤ ንምንታይሲ ፅባሕ ናይ ኻሊእ ጊዜ እዩ እሞ።
    እንተዘይኮይኑ ግን ህዝብ ትግራይ ንቡዙሓት ቤዛ ህዝቦም ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማዕታት ወገናትና ዝፈጠረ፤ ሐዚ'ውን ንህዝቦም እንተይጠለሙ ቓሎም ኣኽቢሮም ኣብ መስመሮም ፀኒዖም ይዝቃለሱ ንዘለዉ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ዝፈጠረን ዝሕብህብን ዘሎ ብምዃኑ መስመር ሓቅን መንገዲ ጥልመትን ኣፀቢቑ ዝርድኦ > ኸምዝብሃል እንካብ ጠላማት ንላዕሊ ኣርሒቑ ዝእምት ለባም ህዝብ እዩ።
    ካብ'ዚ ወፃኢ ብጉልባብ ለውጢ፣ ካውንስል፣ ሪፎርም... እቲ መንገዲ ጥፍኣት/ ኽድዓት/ ብሄራዊ ጥልመት ኽነሰጉሞ/ ኽንደፍኧሉ ኢና ብምባል ናይ ምጭብርባር ተንኮልኩም እንተቐፂልኩምሉ ግን ኣብ መፂኢት ሃገረ ትግራይ ጠላማት ናይ ታሪኽ ሓተላ ተባሂልኩም ንዘለዓለመ ዓለም/ ብውሉድ ወለዶ ህዝብ ትግራይ ተወቀስቲ/ ተሓተቲ ኢኹም።
    እዚ ወደሓንኩም፤
    > ።

  • @DebesayAlem
    @DebesayAlem 9 วันที่ผ่านมา

    ማይ ክሮፎን ሜድያ
    ናይ ህዝቢ ሜድያ ምዃንኩም
    ኣረጋጊፅኩም ኣለኹም።
    ኣብ ጎንኹም ኣለና።
    ቀፅልሉ‼

  • @gebreabzgiweldehawariat5378
    @gebreabzgiweldehawariat5378 10 วันที่ผ่านมา

    እቶም ትድግፎም ዘለኻ ኸ ፁሩያት ድዮም?

    • @AmanealTsegab
      @AmanealTsegab 9 วันที่ผ่านมา

      እወ ፅሩያት ተጋሩ ንትግራይ ዘይዋገዩ ላኣላዊ ትግራይ እሕሊፎም ካብ ዝህቡ ዝሰውኡ ኣብዚ ክንፈልጦ ዝግበአና ኣሎ ተጋሩ

  • @GueshHadgu
    @GueshHadgu 10 วันที่ผ่านมา

    Sofia mole eyu zbahl

  • @Hayelomkahsay-u4x
    @Hayelomkahsay-u4x 10 วันที่ผ่านมา

    ዋ መኣዝ ጻድቃን ኣብ መቀለ ኣኼባ ጸኒሑ እንዮ?

  • @kebrontedmer6581
    @kebrontedmer6581 10 วันที่ผ่านมา

    I am not sure what you're saying is credible. Please don't spread such nonsense unconfirmed rumours. TDF carefully following the situation therefore, don't think what you're saying is credible. TPLF have betrayed Tigrayans, so leave to TDF and Tigray parties to take the leadership.