My family whom from Eritrea ab adi guroto Kushut moved to Addis where me my siblings born I Addis. After freedom she returned back to Asmara. But she lived almost 30 years in Addis with out speaking Amharic. We speak good tigrigna cuz we had to communicate with our mom . The point is it’s always good to learn different language than yours . Because some day you will need that language.Great movie. Good job guys!!
This is a movie..... Do you know what Is the meaning of movie??? You can work in any language you want, we only need in the title/credit as Eritrean movie. This creativity not a weakness or something proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷✌🏽
Eritrea music neskatkum men adkum mesdlkum mes amharu medkal teblu ezhi film endu gen niskan meslkan mes etali midkal yeshkum terfi asa nay xadu makor hixb eber
መቸም ኤርትራውያን ኣምላክ እመስገንን ኣሜንን ምባል ዓቀብና እያ እዞም ስነ ጥበባውያን ከመይ ኢኩም ወደይ ተባዕትዮ የእዱግ ኣዋልድኩም ኣወዳትኩም ወላ ኢንተርቪው ክትሕተቱ ከለኩም ከመይ እንተ ተባሂልኩም ደሓን እዩ ደሓን እዩ ጥራይ ኢኩም ትብሉ ኣምላክ እመስገን ልመዱ ኣምላክ ከኣ ከቃንዓልኩምን ንሃገርና ሰላም ክገብረልናን በጃኹም ኣነ ኩሉ ግዜ የስተውዕለሎም እየ እሞ ብጣዕሚ እየ ዝሓርቅ እግዚኣብሄር ይመስገን ዘይብሉ ምካኖም፡ እቶም እግዚኣብሄር እመስገን ዝብሉ ብቁጽሪ እዮም በቃ ውሑዳት እዩም እንበር የለውን ማለተይ ግን ኣይኮንኩን ግን ውሑዳት እዩ፡
ሓቂ ተዛረቢ ኢሉኪ ብርክቲ ሓፍተይ
ብዛዕባ'ዚ ምስ መሓዛይ ንዘራረበሉ ኔርና ወረ......ቤላ ረሲዕክያ ኣለኺ እግዚአብሔር ይመስገን 🙏 ምባል የድሊ'ዩ ።
እግዚአብሔር ልእርትራ እና እትዮጵያ ይጥብቀላን ኣሜን(3)::🇪🇷❤️🇪🇹🙏🏼
Nay hagerey enber nay endamatey fxm wala hlm tbel bsenki nsa ab kulu bexihna zelena
ኣሜን ዝሓወይ ፈጣሪ ምሳካ ይኹን
Ethiopan tekdem fetika xelika tehawiska ika ertera tebahl dehr hji yelan
@@tedibrhane3881 እሞ ኣብ ኺናት ንነብር እንበር መን ሰናፍ ርጉም ሕዝቢ ኤርትራ ደም ካኣ የንብዓክን
Tedi Brhane ክክክክክ ኣሜን ግዳይ ዘይትብል ከም ሰብካ::ሓንቲ ሃገር ምልእቲ ሃገር ካብ ኮነት ናብ ሃገር ትሕወሶ ምኽንያት የብላን ስለዚ ሃሃገርና ምስ ትሕትና ኩቡር ሓወይ::
ነዚ ከቢድ ናብራ ስደት ጼርኩም ከምዚ ዓይነት ስራሕ ምስራሕኩም ኣዚዩ ደስ ይብእል
እግዚአብሔር ለኤርትራ እና ለኢትዮጵያ ይጠብቃት ኣሜንንን ኣሜንን ኣሜንን ።
ዓወት ግን ኣማርኛካ ተመቻትኒ ኣላ ክክክክክክ ዓወት ሽኾርርርርር
ዋው እንቃዕ ሰላም መጻእኩም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት፡ እቲ ኣማሓሬና ትዛረብዎ ካኣ ነቶም ዘይንግጥሞ መታን ክርድኣናስ ብትግሪና ቴክስት እንተ ትገብሩሉ ጽቡቅ ነይሩ።
እግዚአብሔር አምላክ ኢትዮጵያንና ኤርትራን ይጠብቅልን ይባርክልን አሜን ፫❤
ሰላም ኣውርደልና ርህሩህ አምላከይ 🇪🇹🇻🇳🇪🇷 👏❤
ዘስሓቀኒ ነገር ከኣስ #ጎቦ_ከይደ_በላ ጎቦ ይጽቀጥካ😂😂😂
A men Amen amen
የኔልብ የኔቶሮቶ አላለም😂😂😂😂ልጅቷግን ጥሩትናገር አለች።እኔምእችላለሁ ትግርኛቋንቋ።
ወይኔ ፀዴድራማ ነው አስተዋዮች ሁሉምየአዳም ልጅነው።
እምነት ተስፋ ፍቅር እነዚህ ጸንተውይኖራሉ ፍቅርግን ከሁሉምይበልጣል!!❤️🙏
ኣብ ጀርመን ኣለኩ ከምዛ ኣሮን ኣው ዝብላ ዝሎ ኣነ ከኣ ኣብ ስራሕ ንጀርመናውያን ja ጥራይ ይብሎም ኣስሒቅካኒ ኣሪ ዋይ ስደት
Kkkk wela hto ykun
ja do elkayom. Komu tum bejaka
Kķkkk kemza kemaka aleku ya ya kbl ywuel
@@tesfomteklay2154 መይተ ድየ ገለ ኣብ ስራሕከ እንታይ መግቢ ኣዘከርካ ወደይ ትጠሚ ኣለካ ዲካ ክክክክክክክክ
Kkkkk
@@AbiTv95 እንበኣር ተስህክ ኢያ እዚኣስ
ናይ በሓኪ መሳጢት ፊልም ኣማኒአል፡ ፊቅሪ ዚፈልጥ ከኣ ዚስሕቶ ኣይመስለንን ጽቡክ ስራሕ ኣጆኩም ኣንውሕዋ
ብሓቂ ዝናኣድ ፍልም።ጋብላ ጽቡቅ ምዕባለ ኣርእኻኒ።ሬጌ ኣዞሽ እንደዚ ኣይነት ፍልም ልህዝብ በጣም ኣስፈላጊ ነው።
I love you so much eritran and ethiopian. I'm eritran and ethiopian. Habesha neh..
እቲ መልእክቲ ንፁር እዩ ካብ ኩሉ ፍቅሪ ታዓቢ እሞ ልበስዋ ኣየ ወ ፍቅር ሃይማኖት ብሄር ሃገር ዘይትፈሊ ብልፅቲ ህያብ ፈጣሪ እያ ስለዚ ንልበሳ ኩሉ ካሓዲገልና እቲ ኣበሳ so gut gemacht 👍👍👍
እቲ ሃገር ቢሄር ዘይትፈሊ ሓቅኻ ግን ሃይማኖት ግን ትፈሊ ኢያ
My family whom from Eritrea ab adi guroto Kushut moved to Addis where me my siblings born I Addis. After freedom she returned back to Asmara. But she lived almost 30 years in Addis with out speaking Amharic. We speak good tigrigna cuz we had to communicate with our mom . The point is it’s always good to learn different language than yours . Because some day you will need that language.Great movie. Good job guys!!
Nay bhaki adnkekum seb koinu bfkri kenebr alewo fkri hager ayfelin eu slezi nfaker yehwet🇪🇷🇪🇹🇪🇷🇪🇹👉😍👈
ብሳሓቅ ልበይ ቆሲላ ባዘዉይ ቀፅሉሉ መሳጢት ፊልም እያ"ኣጀኩም
Eza gal ktmikr kemzi kemay ente halikum like habuni
Zeytamnaya emo
Nzey rekiba emo entay kmneyela burukey kemzi kemay dea mikrti elka hlefo
Kkkkkk misa zelo iko haqina afkaria iyu malet alekisander
tmerx wedi haram
Nay hmamey wedi ab Israel koinka dea Emo
I am eritrean but I love you too much ethipian people
ብሓቅ ቓሊ ሂወት የስማዓልና ባኣፋጣጥራ ሲላሴ ዝተፈጠረ መኑዩ ብዘይ የገዲስ ብስም ኣሚላክ ሜኣማኒ አዩ አት ዝበለጸ እምላክ ኣሎ ሚሳና
መግለጺ የብሉን ደቂ ኤረይ ኣጆኩም በርትዑ ቀጽልዎ ድማኒ ከይተቃርጽዋ ከኣ ኣብ መንጎ
ዌል ደቂ ኤረይ ነዚኣ ዝርኣያ ሃፍታም ክኮውን እዩ #like😬❤️
Kakkkkkkk msh do dka mesrey
ይግበረልና ሰብ ሎሚ ዲኣ ዩቱብ እንድዩ ዝዉዕል ዘሎ ኩሉ ርእዋ ይከዉን ማዓት ሃብቲ ዩ
ብምንታይ አዩ አስከ ሃፍታም ዝከውን ፡ክንፊ ስራሕ ስርሑስ ኣብ youtube ወዓሉ ድዩ አቲ መልአክቲ
Tonkea gel tshakli nerki dki
Amen amen amen
ክክክክክክ የኔ ቶርታ!!!
ደቂ ኤረይ ምቁራት ንስኹም ነዓይ የኔ ቶርታ ኢኹም።
እኔም ናፈቁኩ እና ደወለሽ ደስ ኣለው ልቤ ክክክክ ቀልደኛ ነህ ባክህ
ለማንኛውም የሄ ፊልም በጣም ነው ወደድኩት እና ኣሪፍ በጣም።
Aniem lante wededkut
የኔ ልብ የኔ ቶርታ kkkk his such a funny guy
ደስ የሚል የሚያስተምር ድራማ ነው ብዙዋች ኤርትራዊ ኢትዮጵያዊ ማፍቀር ሆነ ማግባት የለባቸውም እሚሉ ከ መቶ 99%ነው ሁኖም በጣም ስህተት ነው የትዳር እጣ ፍታህ መገደብ የለብህም 😭😭
We are human beings🇪🇷❤🇪🇹 love peace god bless eri $etho ❤❤❤
Kabza filim ksab hji kab zteredeani bsenki qanqa
Kab dletka kemtterf eiu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
fili fili ክክክ ጊደፍ ደኣ ሱቕ ምባል ይሓይሽ
Hähähä hakena zanta ya kea eloma 😜
Bhaki
gedfna esk deykwen
ፍቅሪ ናቱ ቃንቃ ከም ዘም ዘሎዎ ኣነስ ተማህረ።ኣብዛ ፍልም ቃንቃ ኣገዳሲ ኣይ ኮነን።ብምጢምማት ጥራይ ተረዳዲኦም ።ኣብ ዓለሞም ክነብሩ ድማ ፈሊሞም ይርከቡ።
ኣታ ዝፍቅርስ ከምዚ ድዩ ኣብ 1 ማዓልቲ ዝሕምሰካ እስኪ ከም ናት ኣሮንን ትዝታን ዝደሊ like ይግበር እንታይ ይፍለጥ ካዓ ንፋቀር ቡኡ ኣቢልና ክክክክ
ፍቅር ያሸንፋል ወደነዋል ጋይስ እኔ ኢትዮጵዊ ፎንቃዬ ደሞ ኤርትራዊ ነው አቦ ፍቅር ያብዛልን 🇪🇹💖 🇪🇷👈🏻👌🏻
❤🙏💋
ሳሓቅ ብሳሓቅ እዋይ ማዓንጣይ ኣንታ ማሚ ዳኣ እንቃቆሖ ክትገዝእ እዲስ ማርካቶ ከይዳ እንቁላል ብጣዕሚ ደቂቅ ነው ኢላ ሳሓቅ ወዲኣትኒ ሕጂ ኣዘካኪርኩምኒ ንማሚ ሓላል ኣብ ዛሃለኩም ሃሊኩም ወላ ቁሪ ኣይህረምኩም ዘርኢ ሓበሻስ
😂😂😂
Awiyy mamaki adis abeba keyden wkro aka mbelki
እግዚኣብሄር ለኢቶጵያን እና ልኤርትራን ይጠብቀልን ክትብለካ ከላስ ኣሜን ዘይትብላ ኣታ ኣፍጋኒስታን ክትዛረብ እና ፈተንካ ኣሜን ምባል ሲኢንካ ማለት ድዩ፡
አሜን አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን አሜንንንንን
Wawwwwww des tlalachu xbukatey eski Egziabher fkrna yhalu rgum isyas kelo dea hiwet yelen ember ayzachu bertu
በጣም ደስስ የሚል ፊልም ነው ቀጥሉበት ኣዲስ የኣራደ ሃገር ናፈቀችኝ በተለይ ሃያሁለት መንደሬ ስወዳት ነበርኩ
Ati kndey thswi eiki hansab adis aleku tbli hansab addis nafike tbli.hasot nay abotatki weriski
@@paffthomas2285 ድሌተይ ክብል መሰለይ እዩ ናይ ክብር ሽም ኣቦይ ኣይተልዕለለይ ሕጂ ጠውለቅ አትበል ዝም በል ዝለጭ
@@genetgeryeiamproudoftigray3032 xegem yelen kem mkri eye hasibeya koriki mesleni ktxhfi keleki seb kem zenbbo ktfelti eile eye. Tebedileki Sorry.shikorina haftey
@@paffthomas2285 ሰብ ከም ዘምብቦ ይፈልጥ እየ ዘይተደለየ ቃል ግን ኣይተዛረብኩን ኣነ ግን እቲ ንስካ ፅሒፍካዮ ዘለካ ተመሊስካ ኣንብቦ ንዓይ ድሌትካ ክትብለኒ ትክእል ኢካ ግን ኣቦታትኪ ትብል ብዛዕባ ኣቦይ ታይ ትፈልጦ ነገር ኣለካ ስድራይ ተልዕለለይ ሕጂ ንዓይ ደስ ዝበለካ ሪኢቶ ሃበኒ Pls bro ስድራይ ልዕሊ ማንም ስለዘክብሮምን ዝፈትዮምን ማንም ሰብ ከልዕለለይ ኣይደልን ኣነ ባዕለይ እውን ናይ ስድራ ክዝንጥል ገለ መለ ኣነ ደስ ኣይብለንን አከተመ::
ዋውው ምርቃሽ ደስ ይላል እግዛብሄር ኢ/ያ ና ኤ/ራ ይጠብቅልን ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንን
ኣሮን ናይ በሓቂ ድሙቅ ተወሳኣይ ዘመንካ ይባርክአልካ ዘሓወይ
ፍቅሪ ቃንቃ ኣይፈሊ ዜጋ፡ ፍቕሪ መልክዕ ኣይፈሊ ሕብሪ፡ ፍቕሪ ኩሉ ያ ኣምላኽ ናይ ኩልና ክሳብ ዝኾነ ሓደ ኣምላኽ ሓንቲ ፍቕሪ በስ thak you so mutch.
Eta film betami des tebel film eya gn eti segem dey meredei amharinya eyu delo bejakum be tgrinya gebrulna sbukat fetret😍😍😍😍👍
ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋተይ ኤሪ&ኢትዮ ግን ነቲ ኣምሓርኛ ኣብ ታሕቲ ብጽሑፍ እንተ ትትርጉሙልና ጽቡቅ ኔሩ፡፡
ኣየ ወልዶ ወይ ኢዚ ወለዶ ዚረከቦ ። ኣብ ዓለም ኢቲ ዚከፍአ ነገር ኪዕረ ዘይኪእሊን መኒነትካ ሚትፋእ ኢዩ ፡ ዳ ተረዳካ ኪከዊን ይኪእል ከይ ተረዳኣካ ኪከዊን ይክኢል ፡ ኣባሓጊታትና መኒነቶም ንምኪልካል መዋእሎም ተካሊሶም ኢቲ ኩቡር መኒነት ካብ ወረራ ኣድሕኖም ንኣና ኣረኪቦሙና ፡ ንሕና ግን ነዛ ዚተረከብናያ መኑነትና ኪብረትና ቃንቃና ባሂልና እንተስ ብ ሕምቀትና እንተስ ብ ገንዘብ ተገዚእና እንተስ ፈሊጥና እንተስ ከይፈለጥና ኒዋይ ነጥፍኣ ኣለና ንሕና ዊን ኒጠፍእ ኣለና ፡ ሕጂ ኢዛ ፊልሚ ሲ እንታይ ኢዩ ትርጉማ ዕላምኣ ፡ ኢንታይ እዮም ክምህሩና ደሊዮም ፡ መውስቦ ካ ሓደ ካብቲ ኒምኪሓሉ መኒነትና ኢዩ ። እንታይ ኢዮም ኪምሁሩና ደሊዮም ።
Bhaqi mewsbo zeyrdo denaqur wolodo konna alena anda haderna mennnetna netfa bzkone kab kemzi adhn
This is a movie..... Do you know what Is the meaning of movie??? You can work in any language you want, we only need in the title/credit as Eritrean movie. This creativity not a weakness or something proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷✌🏽
Enjera alem blaeee wedey lebam. Endateredeana ydmruna alewu neal abukom .
Eri Love ጸገም የለን ብ ትግርኛ ኣይኮነን ብ ትግረ ክጽሕፈልካ ይክእል ኢየ ሓወይ ናተይ። ኣነ ዝብል ዘለኹ እዚ ፊልም/ድራማ ኢዩ ፖሎቲካ ኣይኮነን፣ ስለዚ ፊልም ካብ ኮነ ፈጠራ (creativity) ኢዩ ዝበሃል እምበር ኤርትራዊ ብ ትግርኛ ጥራይ ክሰርሕ ኣለዎ ዝብል ሕጊ የለን፣ ኩሉ ግዜ ስደት ክሳብ ዝሃለና ምስቲ ከባቢና ክንላመድ ወይ ክንመስል ግድነት ኢዩ፣ ባህልና ከየጥፋእና ማለት ኢዩ። ኣብ ጀርመን/ እንግሊዝ እንተ ዝነብሩ ከኣ ኮምኡ ማለት ኢዩ ስለዚ ጌጋ ርድኢት ኣይትሓዝ ዝሓወይ፣ but ኣይሕዘልካን ኢየ ምክንያቱ እዚ ተርእዮ እዚ ሓድሽ ኢዩ ነዓና ኤርትራውያን፣ ብትግርኛ ጥራይ ኢና ለሚድና፣ እንተ ኪኢልካ ኣተባብዓዮም ወደሓንካ። Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷✊
@@filieri9056 ኣነ ኪነግረካ ብ ሓቂ ። ሓንቲ ነዚኣ ትመሳሰል ፊልም ኣብ ኤርትራ ተሰሪሓ እንታይ ኢዩ መበገሲኣ ታ ፊልም መን ኢዮም ቢድሕሪት ኮይኖም ዚደፍእዎ ዘለዉ ፍሉጥ ኢዩ ምክንያቱ ሲነ ጥበብ መሳርሒ ኢዩ ኢዚኣ ከኣ ካልአይቲ ፊልም ይሪኣ ይሪኣ ኣለኩ ፡
ሲነ ጥበባውያን ቢዛዕባ ቶም ኮነ ኢሎም ብ ዕላማ መኒነቶምን ባሂሎምን ቃንቅኦምን ከጥፌኡ border ከፊቱ ናብ ኢትዮፕያ ዚተሰዱ ኣማኢት ኣሽሓት የሕዋትና ፡ ከመይ ገሮም ካብቲ ኣጋቲሙዎም ዘሎ ባህላዊ መኒነታዊ ወራር ቢኒክሓት ፈሊቶም ተረዲኦም ኪከላከልዎ ይክእሉ ዚምሂር ፊልም ተዚስራሕ ኣነ ባዕለይ ዓቅመይ ገንዘባዊ ሓገዝ ሚሓገዝኩ ። ኢዚ ዚሰርሕዎ ዘለዉ ግን መሊሱ ን ዕላማታት ናይቶም ኮነ ኢሎም የሕዋትና ዘጥፈኡ ሰባት ዕላማታቶም ሽትኡ ኪወኪዕ ዚሕግዝ እምበር ዕላማታቶም ዘፍሺል ኣይኮነን so ብ ሲነጥበባዊ ሲራሃትና ዕላማታቶም ከነፊሽል ኢምበር ከነበርትዕ ኣይግበኣን ።
Amharic zeynkal bxhuf tetgebrulna xbuk neyru thanks
እንኮዕ ድሓን መጻኹም ጽቡቃት ፍጥረት 😍😍
ዝተባረኸ ቀዳመ ሰንበት እንዳ በልና ኢና
Eritrea 🇪🇷 jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍✌️✌️✌️✌️✌️✌️
ናይ ብሓቂ
ፍቅሪ ግዜን ቦታን ኣይፈልን
ቀጽልዎ ንፍዓት
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም። ከም ምኽሪ ግን (SUBTITLE) እንተትጥቀሙ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ብዙሕ ተኸታታሊ ክትረክብ ትኽእል ያ
New angle and good job.Keep It Up ጋብላ & Alex.
ዋውው ባማረኛ መጣችሁልኝ ውዶች ኤርትራውያን ውድድድድድ
Engam widdddddddddd.
ሰላም ዳቅ ኤርታርአ አሕውትና ሰላምኩም ያብዚሕዬኦ
ባሕሪ ዝብሃል ቆልዓ ከተምጻልና ደሊኻ ምሽ ፣ፉልሚ ትግርኛ ናበይ ምስከደካ ፣ናይ እሰያስ ዕላማ ኣብን እዚ እንዳኣሉ ንደመር እዚ ሎሚ ብፊልሚ ጽባሕ ካአ ተግባር እዩ ዝኸውን ። ኣዲኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትናፉቅ ድዩ ዝብሃል።
ዕላማ ናይ ኣቡኡ እንድዩ ዝቅጽሎ ዘሎ ።
ይገርመካ ኢዩ፡ እዚ ድቃላ ወዲ ሸርሙጣ።
ሓጺሪኒ ተበልኩስ ተደቢሩ ይስዕስዕ። ገርዋ ጉዳይ ድቃላ ዝኮነ ወዲ።
Ney behaki yegrmka eyu
@@ahabe361 abu men diu?
ኣታ ፊልም እዩ እንታይ ጌርካ ነቲ ደራሲ ተደሊካ ተቃወሞ ባአ መወዳአታ እሞ ረኣያ ዳሕራይ ከመኡ ትብል ከምይ ከምትዛዘም መጀመርታ ኣስተውዕል
ዓወት መሕጎል ኣማሓርኛ ግርም ትምድር ክክክክክክ
*ኣብ 21 ክፍለዘመን ኤርትራ ትብሃል ሃገር ብ ዪቲብ ናብ ኣምሓራ ትሽየጥ ኣላ ኣቦሓጎታትና ኣምሓርኛ ኣይንዛረብን ኢሎም ፎቆዶ ካርሸሊ ዝሓድሩ ነይሮም ናይ ሎሚ ግን ብፍታውኩም መንነትኩም ትሸጡ ወለዶ ፎእ*
Wowwww des zbl drama amen amen amen
ተሞቺኮኒ ጋዱዋ ስንት የሚረዳ ኢትዮጵያዊ እያለ ኤርትራዊ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤣🤣🤣🤣🤣🤣♥️♥️♥️♥️
Aseyyyyy mukuratiyyy natiyyy good job
Ata ezie wedi ezia kexelleni eyu
I
love you mera shkorr
ቻው ኣራዳ ክክkk ጽብቕቲ ፊልም ሓቀጛ ፍቑራት ዝለዝኾንኩም ' ታሪኻዊት ኮይናትልኩም ኣላ❤🙏👈🏻
ወይ ፍቕሪ ዝገብር ጽቡቕ ስራሕ ወገናት።
ኣታ ብሳሓቅ እኮ ሞይተ ኣረዳ ዝኾነ ወዲ ብኣምሓርኛ ፍቅሪ ሒዚና የኔ ማር የኔ ልቢ ደቂሰ እንታይ እዩ ዝባሃል ኣልጋህ ነህ እውይ ሙቅር ዝኾነ ወዲ ሓሳብ ልቡኹም የስምረልኩም ኣሕዋተይ
ክክክክክ ኤኣታ ሞይተ ሳሓቅ ናተይ ተዘኪሩኒ እዎይ ቋንቋ ጸገም 😀😀😀😂😂😂
Awita hawey & dinuye xbkti ftret love you both shikorinatat hadarkum yesesnelkum😍😍😍😍
የልቤ ቛንቛ የተረዳሽ የመጀምርያ ኣንቺ ነሽ ከመይ ድዩ ደስ ድብለኒ ደሎ....እዚ ትኣ..ርኛኩም
www gele aynet 💯 filmi ❤️🥰
አንቃዕ ብሰላም መጻኹም ምድሪ ሓበሻ ብፍላይ #ተዋሰአትን #Gabla #Movies ንዓና ክትምሁሩን ክተዛናጉዕና ምዓልቲ ብምስዋአኩም ብጣዕሚ ነመስገን ሃየ አስከ #ብላይክ ጌርና ነጽግቦም
Sebeytey lomi haresa like eske habuni kefekafat
Kemey gerka dka ahriskaya
@@alextesema1677 entay yeteka weteam
ጽብቅቲ ፍልሚ ሰብኣይን ሰበይትን ብሓባር ምስራሕኹም ካኣ ብዝያዳ ደስ ትብሉ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ዓወት
ተዘይ ተጋግየ እዛ ጓል ኤርትራዊት እያ ...... ጓብዛ ጓል ሓደ ነገር ኣራጋጊጸ። ደቅንስትዮ ን ቋንቋ ናይምልማድ ቁልጡፋት እየን ዝበወለወ ዘረባ። ምጣዕሞ ዝገርም
Bejakum bsm ezi wdi like habni🤙🤙🤙🤙🤙🤙🤙👑👑👑👑👑👑
ያ ጀምዐ እዛ ፊሊም ሰነ ኣምራዊ ከት ጸለልኒ ደሌ ከምዚ ኸማይ ኣሎኹም ዶ እስከ #ላይክ ገርኩም እእሙኑኒ
baelkum.tifeltu.amharu.wahid
ክክክክ #ኣታቀኚም ክክክ ኣንታ ጥዑይ ድዩ #ቁም ክክክክክ
ኣሮን ዓርከይ ብርቱካን ትበሃል ዓርከይ ኣዘኪርካኒ ኣሕ ሕጂ ኮይኑ ባ ተራኣየኒ
Wellcome deki Eta halal meryet
Aseyyyuy mukuratey nskums enkae natna konkum amlak edmen tenan hibu hasab lbkum yesmrelkum so xbuk srah kexlwo deki 😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️☝️☝️☝️☝️😍😍😍☝️☝️☝️☝️
Shak moyte zefqere amharina aykonen afganistan yzareb elwa 😂😂😂👍🏾👍🏾
Aref🤣🤣🤣
🤣🤣
ንዑ አባ ኣንታ ከምዚ ህማክ አዩ ብመልከዕ ፊልም ከተቕርቦ ነኣይ ኣጆኩም ሚስ ኣምሃሩ ተዳቀሉ ኮይኑ ይስመኣኒ
eritrea music ndaqel yblu alewu
Ane win kem natka hasab aleni
@@abrahamyohannes2267 melektu kemeu koynu ysmeani zhawey bkemzi eyu seb keyterdio nay bahlawi werar zatu
@@kisanetmehari283 kab bahlawi werar ntenkek kemeu enda belka eyu menetka ztefie
Eritrea music neskatkum men adkum mesdlkum mes amharu medkal teblu ezhi film endu gen niskan meslkan mes etali midkal yeshkum terfi asa nay xadu makor hixb eber
እንካዕ ብሰላም መጻኩም የሕዋት
ደስ ትብል ብጣዕሚ ፍቅሪ ናይ እግዝአብህር ውህብቶ እዩ መስሓቂት እያ
Zeyhasebnayo hameharena timhruna alekum tnx ajokum ka eta gal kea des kitbleka
Ja kulu seb beraya selase zetefetrea kulaten hade ena god bless Eritrea and Ethopia peace love
Nice one deqi eri yaho abay mihro eiya gida deqi eri mista teweratit mekina eina zelena we dont have develop stil .
Awta,mara eye zeftwka like ka habeua
Eh dea qanqas kkk
Yenie wd, Yenie Torta hahahahahhah
Kurub amaharina metatka gn kemti zbelkayo eyu zefkere amaharina aykonen afganista yzareb 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹👍👈👌🙏
ናይ ብሓቒ አዛ ፊልሚ ደስ ኢላትኒ ሶ ቀጽልዎ
Nay behaki des tbal film ketsluwa GBU
ብጣዕሚ መሃርን ኣዛናጋዕን ዝኸነት ደስ ትብለካ ኣሕዋት Subscribe like comment ንግበረሎም
ጎቦ ክይደ በላ ክክክክክ በቴ አልጋ ነው ወይ
Wawwww des ybalalew betam mrtnow ywedsh alewu ye eritrea 🇷🇪🇷 ethepya 🇪🇹
Ata ezi wadi shoremeta hayle selasi zeble abeza filam rieyo kaleay geza kaytidagemwa bezaneku eya 3 ehwatey tasomiome zelawu
ኢናዓል ኣቡኽ ኣብ ኢድ ኣምሓሩ ባ ወደቕና
እዚኦም'ሲ ናይ ብሓቂ couples ኣብ life እንድዮም normall kiss ዝየሪኢና.
እዛ ፊልም ናይ በሓቂ' ያ ነዓይ ዝተሰርሐት ኮይና ተሰሚዕኒ ኣታራጉማኣ ኣፋቅረኦም ልክዕ ከምዚኣ ኣጋጢሙኒ ኔሩ ደቂ ኢረይ ጻዕዳ ቀጽልዎ 👍👍👍👍👍 nfkri eske like chirs
ኣታ ብሳሓቅ ማዕጣይ ክብተክ ኢለ ኣማርኛ እኮ ሞይታ ክክክክ
Ajokum kexlwu daki eri xbukat ❤👍
ዋውውው ደስ ስትሉ ፍቅር አገር አይመርጥም 😍😍😍😍😍
Asey mukurat kexbeyekum qinye wellcom meksbatt😘😍😍😘😘😋😘😍😘😘😍😍😘
ኣብ ስደት እቲ ቐንዲ ሽግር ኮይንና ዘሎ ቓንቓ እዩ
የኔ ቶርታታታት
Weyne bale na mist dram eyeseru new desss slu l lov you eri።
Asey betam yamral 🌹🌹🌹🌹
Amen