ነዚ እንዳ ሰማዕኩም፡ነዚ ስርዓት ትድግፉ ሰባት ጥዕናኹም ተመርመሩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 22

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal วันที่ผ่านมา +1

    ህግደፍ መሰጣ እዙም ቆልዕት የዉርደሉም ምእንቲ ሃገር ንእሰነቱም አበጄዩም ብሃገሮም እዜ ከፍደዩ እዋይ የብኬ የሕዝን አጆከን ᎅርካተይ ጎይታ አከእሉ ይሃብከን። 🙏🏾💕

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx วันที่ผ่านมา

    ዘሕምምዩ ኣሕዋተይ መዓረይ ብሂወት ከለዉ ወለደን ዝዘክተማ😭 🙏🇪🇷

  • @MebrieTewelde-r3n
    @MebrieTewelde-r3n 2 วันที่ผ่านมา +8

    ሞግሻ ሓወይ እዚ ጨካን ስርዓት ገለ ጌሩ እንድዩ ዓዚምዎም ከመይ ጌሩ ክርድኦም :ካብ ምድንዛዞም ዝተላዕለ እዚ ታሪክ ከስሕቆም ጥራይ እዩ ዝክእል :አምላክ ምሕረት የውርደሎም, ንስካ ግና ንሓቂ ደው ስለ ዝበልካ አምላክ ይባርክካ

  • @MathsWithYohannes
    @MathsWithYohannes วันที่ผ่านมา +3

    እዛ ቆልዓ ብዛዕባ ስድርኣ እናክትዛረብ ንብዓተይ ምቁጽጻር እስእን። እዚ ዝኣክል ስቓይ ተሰኪማ ከመይ ኢላ ከም እትነብር ንኽርድኦ ኣዚዩ ይጽግመኒ። ስቓያ ብምስማዕ ኣብቲ ስቓያ ገለ ተኻፋሊ ግዲ ዝኸውን እመስለኒ ኮይኑስ እናነባዕኩ እሰምዓ።
    ኦ'ኣምላኸ ስቓይ ህዝብኻ ርአን ስማዕን።

  • @yonasaraya3159
    @yonasaraya3159 2 วันที่ผ่านมา +2

    Ezgyo... Ab Eritrea Tefeximu zelo Bezi Aremen Shfta Sahl Kab nay Syria Zgededen Zkefean Eu... Habirna Nqales Hzbna Knedhn ::

  • @fiory25
    @fiory25 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @filmonestifanos2608
    @filmonestifanos2608 วันที่ผ่านมา +1

    ሞጎስ ሓወይ 💙💙💙💙💙✌️✌️✌️✌️✌️✌️

  • @Divora80
    @Divora80 วันที่ผ่านมา +1

    Mogos hawey keep going bro

  • @Hermonhedash
    @Hermonhedash 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    awyy Amlek musu yekun 😢😢😢

  • @Cheallo
    @Cheallo 2 วันที่ผ่านมา +2

    Systemic genocide of an innocent family.. very sad .

  • @shalomhabtu
    @shalomhabtu วันที่ผ่านมา

    dhen nzhalfes be hiwet yhalweuu tray ykem eyu wexyom amlake edmenen tena yhabom amlkayyerdkum yhwaetyyyyyy❤

  • @TakKasa-x5y
    @TakKasa-x5y วันที่ผ่านมา

    Justiceless nation

  • @freweynikidane4943
    @freweynikidane4943 วันที่ผ่านมา

    Ane zmine kemza nay Soria kereana nezom barayu knktktom

  • @FilimonMichaele
    @FilimonMichaele 2 วันที่ผ่านมา +1

    Bhaki aemrona diyu dekisu wala ሞይቱ eritrawiyan abotatena kemneketel felite aloku

  • @yordanossebhatu3329
    @yordanossebhatu3329 2 วันที่ผ่านมา +6

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
    ናብ ሰብ ሮሜ 12
    15፤ ምስቶም ዚሕጐሱ ተሐጐሱ፡ ምስቶም ዚበኽዩ ብኸዩ።

  • @misganamedhanje5437
    @misganamedhanje5437 วันที่ผ่านมา

    I hope kilometer bdahn ymlasu Amlek btey wtiat eua emo wotoom yre mature eyom

  • @senaittewelde7349
    @senaittewelde7349 2 วันที่ผ่านมา

    Abet tskane degafi hgdef weyieka derho bemut deka tsawet kemztebhle

  • @aastersamuel4175
    @aastersamuel4175 วันที่ผ่านมา

    Eti music stop

  • @ምእንቲመጎጎትሕለፍኣንጭዋ
    @ምእንቲመጎጎትሕለፍኣንጭዋ 2 วันที่ผ่านมา +3

    ኢሰያስ ፈራሕ፥ ዓሰርተ በትሩ እዩ።

  • @Tssss-kd4uw
    @Tssss-kd4uw 2 วันที่ผ่านมา

    ዝተኣስረ ፍትሒ ይርከብ፡ ጴጥሮስ ግን መን እዩ እቲ ምስ ኢሰያስ ኢድን ኳንትን ኮይኑ ብዝሓት ምሁራት ዘጥፍአ፡ ሓደ ካብቶም ነዚ ህልው ኩነታት ንምፍጣር ዓቢ ተራ ዝተጻወተን ዲክታተ ሃገር ከም ድላዩ ክገብራ ባይታ ዘጣጥሐ ዶ ኣይኮነን። ብዝኾነ ንዘይፍትሓዊ ፍትሒ ንምሃብ ውን ኣካል እቲ ቃልሲ ክኸውን ኣለዎ።