እዋይይ ህዝበይ መንግስቲ መቱ ድዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣቱም ህዝብ ድኻ ትዕምጹ ፍቲሕ ትጉዕጽጹ ወለኹም😢😢😢
Higi albo Sirat albo adi malet Tigray , mengsti Albo
ታይ ዝዓበደ ብዓል ሃፍቲ እዩ ኣብ መሬትኩም ዝዕንድር ብጸባይ መረትና ልቐቐልና በልዎ እንተኣብዩ በትርኹም ወልውሉ 😢😢😢።
ነዚ እዩ መናእሰይ ተሶዊኦም?ገንዘብ ክትግቡቱ 😭🔔😭🔔💔💊😭🕊አቱም ንህዝቢ ትዕምፁ ወይሎኩ😮😢
እንታይ ይጽበሎ ትምምሕዳር ንብምልኡ ብሓንሳብ ሓዋስኩም ብደዞር ገርኩም ጎሓፍዎ ዝተሰሐ ገዛድማ ኣፍርስዎ ኣብመወዳእታ መርየት ናበዓል መርየት ይምለስ እንታይ ዓነት ምሕድራዩዚ ወይ ኢሳያስ ጸውዕዎ ጽቡቅ ገይሩ ከምሓድረኩም ብሓንቲ ወርሒ ንኩላ መጽረያ ነይሩ 😂😂
እሞ መን እዩ ዝመርሑ ዘሎ