ሲዶን ክሒሳትና- ፊልም ለውሃት | Angina

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • #eritrea #tigrigna #tigray #ጥዕና star entertainment
    film lewhat
    angina

ความคิดเห็น • 431

  • @danielabreha5834
    @danielabreha5834 ปีที่แล้ว +29

    ኣቤት ልቦና ፡ ኣቤት ትሕትና፡ ንዓኽስ ናትና ዝገበረልና ልዑል እግዚኣብሄር ይመስገን።

  • @tafazare2961
    @tafazare2961 ปีที่แล้ว +22

    ዶጉተረይ ንስኺ ውን ትኽሕስና ኢኺ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ ይቐንየልና ኩሉና ንኸም ባዓል ዶጉተር ሻሮን ንዕብየን ብሜዳ ቡዙሕ ክንጥቀም ኢና💙💙💙💐💐💐

  • @shewitsium5514
    @shewitsium5514 ปีที่แล้ว +69

    ኮኾብ ሃገርና❤ብርሃን ሓፍትና በርቲዒ ቀጽልዮ❤

  • @SamuelGhebreyohannes
    @SamuelGhebreyohannes 7 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks so much Doctor you right absolutely 100%
    God bless you 🙏🙏☀️

  • @danielberhane327
    @danielberhane327 ปีที่แล้ว +24

    ዶክቶር ሻሮን ኹሉ ትህብና ትምህርቲ ኣዝየ የመስግነኪ ኣምላኽ ትብዓት ይሃብኪ

  • @ቤትፍቅሪ
    @ቤትፍቅሪ ปีที่แล้ว +15

    ንስኺ በሓቂ ብርኽቲ ኢኺ ኩሉ ግዜ ኢየ ኣብ ጾሎተይ ዝዝክረኪ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ክህበኪ መታን ነዓና ክሕሸና ❤❤❤❤❤❤❤

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  ปีที่แล้ว +3

      Wow! ኣሜን! ኣዝዬ የመስግን

    • @TsegayKidane-gf6ie
      @TsegayKidane-gf6ie ปีที่แล้ว

      @@DrSharonWoldu
      Dr.sharon telephoneki text gberlna

    • @shewitberhane9025
      @shewitberhane9025 ปีที่แล้ว

      በጃክ ብምንታይ ክርክበክ

  • @TsigeKiflom
    @TsigeKiflom ปีที่แล้ว +6

    መንእሰይ....መንእሰይ!!!ኣምላኽ ይባርኽኪ ዶክተር ሻርን ሓፍተይ።መንእሰይና ክነቅሕን ክጥንቀቅን ትገብርዮ ዘለኺ ጻዕሪ እግዚኣብሄር ይሓግዝክን ይባርኽክን።❤❤❤

  • @solomonhagos9222
    @solomonhagos9222 ปีที่แล้ว +11

    ክብርቲ ሓብተይ ስለ እቲ ኩሉ ትምህርትኪ የቐንየልና❤🥰🙏🙏🙏

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +36

    ናይ ጸጉርኪ ምስጥር ንገርና ሻሮነይ ብፍላይ ንደቂ ኣንስትዮ😚
    ንሕጂ የቀንየልና❤

    • @hiyabtesfzgi5863
      @hiyabtesfzgi5863 ปีที่แล้ว +1

      Naybhaqi natey si wela mezemeze eyu zbel beqa kulu xegrey keyde entay afelto alki bejaki akfeleni😢

    • @ove6164
      @ove6164 ปีที่แล้ว +1

      @@hiyabtesfzgi5863 ሽንጉርቲ ተጠቀሚ ሓፍተይ ምካድ ኣዝዩ ክቅንስ እዩ፡ ጨንኡ ትክእልዮ ተኮንኪ ዋላ በይኑ ጥሒንኪ ማዩ ተጠቀሚ፡ ጨንኡ ኣይክእሎን ተይልኪ ከኣ ምስ ሒና ተጠቀምዮ ሓንቲ ሸንጉርቲ ምስ ካብ ጸሊም ቀመም ኣብዓካ እንጣጢዕ ሓሓንቲ ማንካ ገይርኪ ሮዝመሪ 'ውን ደረቅ ይኩን ፍረሽ ገርኪ ኣፍልሕዮ እቲ ማዮ ምስ ሒና ሓንቲ እንቃቅሖ እና ሎሚን ገርኪ ተጣሰምዮ፡ እቲ ማይ ክሳብ 2 ወርሒ ኣብ ፍርጅ ክጸንሕ ይክእል እዩ ስለዚ ከይትሰላቸዊ፡ ከምኡ 'ውን ሙዝ እና እንቃቁዕ ተደሊኪ 'ውን ርግኦ ወሲኪ ተጠቀሙ፡ ሙዝ እና ሽንጉርቲ 'ውን ይክኣል ዋና ነገር ጸጉርኪ ብደረቁ ምሕጻብ ኣቃርጺ፡ ተሓጺብኪ 'ውን ሱቅ ኢልኪ ኣይትግደፍዮ ውሽጡ ውሽጢ ዘይቲ ጫፍጫፉ ከኣ ክሬም ገይርኪ ጎንጉንዮ ደገ ኣብ ትወጽዮ ዝደለክዮ እንስታይል ግበሪ፡ ንጸጉርኪ ሓዊ ኣቃርጺ ናቱራል መለስለሲ ተጠቀሙ ከም ኣብነት ናይ ዒረ ጄል ኣለኪ፡ ቀለም 'ውን ኣቃርጺ ሕጂ ቀለም ተልይዎ ቀስ ኣቢልኪ ጫፍ ጫፉ ቁረጽዮ፡ ጨና ናይ እንቃቅሖ ይኩን ሽንጉርቲ ናብ ሻንቦኪ ቅሩብ ኑስካፌ ወይ ናይ ባዕልኪ ቡና ሕውስ ኣቢልኪ ተሓጸብዮ ጨና ኣይክህልዎን 'ዮን። ሻንቦ 'ውን ኣይተብዝሒ ጠቅላላ ኬሚካል ነገራት ደው ኣብሊ እንተውሓደ ከኣ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ጥራሕ ተሓጸቢ፡ ኣብ ጽሑፍ ቡዙሕ ይመስል እንበር ኣዝዩ ቀሊል እዩ፡ ንዓይ ኣሚንኪ ጀምርዮ☺ ናተይ ጸጉሪ ዝተለወጠ ናይ ካሊእ ሰብ ዘይልወጠሉ ምክንያት ምንም የለን😂

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ምክሪ ጽቡቅ ትምህርቲ ይቀኔልና ዶ/ር ሻሮን

  • @michaelghebreamlak7045
    @michaelghebreamlak7045 ปีที่แล้ว

    ዶ/ር ሻሮን ብጣዕሚ ቡሉጽ ኣስቶምህሮ ኢኺ ትህቢ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።

  • @ekle-hc1rj
    @ekle-hc1rj ปีที่แล้ว

    ሰላም እግዝኣብሔር ንዓኪ ይኹን ክብርቲ ሓፍትና ዶክተር ሻሮን ብመጀመርያ ሰላምኪ እንዳ ተመነኩ ብምቅጻል በዚ ትህብና ዘህብና ዘለኪ ኣስተምህሮ ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዘብል ትምህርቲ ኢኪ ትህብና ዘለኪ ኣምላክ ዓስቢ ይሃብኪ።
    ካብዚ ምቅጻል ከም ድፍረት ድኣ ከይመስል እምበር ገለ ኣስትምህሮ ክትህብና ዝደለክዎ ሕቶ ኔርኒ ፡
    እቲ ናተይ ሕቶ ከኣ ሓደ ኣቦና ዝኾነና ናይ ሳንቡእ ጸገም ገሩ ኣሎ፡ ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ከኣ ናይ ልቢ ከኣ ጸገም ገሩ ፡ሕጂ'ስ እቲ ናይ ሳንቡእ ብዘይ ኦክስጅን ኣየስተንፍስን ዩ ዳርጋ 8 ወርሒ ገሩ ኣሎ ናይ ግድን ኢና ኦክስጅን ነምጻሉ ብዘይ ብኡ ሲ ዝኮነ ክገብር ኣይክእልን ዩ ፡ስለዚ እዚስ ክሳብ መዓስ ዩ ከምዚ ኢልካ ወይ ከኣ እንታይ ክንገብሮ ንኽእል ይቅረታ ገለ ክትብልና ንጽበ ምኽንያቱ ብናተይ ሕቶ ናይ ብዝሓት ጸገም ክቃለል ስለ ዝኽእል

  • @rtewelde913
    @rtewelde913 ปีที่แล้ว +2

    ብርክቲ ሐፋትና እቲ ምግላጽክን ትምህርትክን ብጣዕሚ ደስ ይብል እግዚአብሄር ይባርክኪ we love you so much

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 ปีที่แล้ว

    Thanks ብጣዕሚ ጽብቅ ስለ ኹሉ እቲ ህብዮ ኣስተምህሮ ፡ ሓንቲ ነገር ክብል ይደሊ ስለ ፊልሚ ናይ ሃገርና ብምትንታንኪ ደስ ዘብል እዮ ፡ ከምቲ ብ ዛዕባ ፊልሚ ትዛረብዮ ሓንቲ መዓልቲ ድማ ብዛዕባ ውጽዓ ናይ ህዝብኺ ተዛረቡ ፡ ኣይትፍርሂ ፡ ትብዒ፡።

  • @ferhatgoitom9437
    @ferhatgoitom9437 ปีที่แล้ว +15

    ካብ ትምህርትኺ ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና፡ ቀጽልዮ፡ ኣምላኽ ይሓግስኪ።

  • @selmeu6605
    @selmeu6605 ปีที่แล้ว +4

    ዎው ኣርእስቲ ኣመራርጻኺ ኣቀራርባኺ ኹሉ ውሕሉል ኣዘራርባኺ ምስቲ ትህቢዮ ፍልጠትኪ ኣመስጊነ ኣይጸግነኪን ሎሚ ብፍላይ እዛ ናይ ሲዶን ጌርኪ ዝገለጽኪያ ኣዚያ ደስ ኢላትኒ የቀንየልና ሓፍተይ ናተይ❤❤❤

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra ปีที่แล้ว

    Thank you doctor you support Eritrea films 🎥❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️

  • @YamaneYamane-s4b
    @YamaneYamane-s4b หลายเดือนก่อน

    Thank Doctor ❤❤❤

  • @Haregu-z4w
    @Haregu-z4w 19 วันที่ผ่านมา

    Egzabher Tsegou ybzahalki
    Kemaki ybzhana Dr.sharon

  • @yoditberhe1814
    @yoditberhe1814 ปีที่แล้ว

    Thank you saroney btami eye zmesgneki

  • @myownoasis
    @myownoasis ปีที่แล้ว +21

    ብርኽተይ ሎሚ ሰባት youtube ከፊቶም ሰባት ይቕንጽሉ: ንስኺ ከኣ ሰባት ትሃንጽሉ... ከም ወትሩ ንኡድ ስራሕ እሞ የቐንየልና

  • @merhawisolomon9947
    @merhawisolomon9947 6 หลายเดือนก่อน

    Dr.si entay kingebrelki ena gin ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habenabrha4995
    @habenabrha4995 ปีที่แล้ว

    Anes ygermeni u doctor nay bhaki blxti seb eki ab kebabina nsemeo si kulu thbrna aloki hmamna nfelt alona bkelill mengedi so thanks so I’m proud of you ❤

  • @aronabay9521
    @aronabay9521 ปีที่แล้ว +2

    ፓው ደክተር ሳሮን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ካብኩሉ ተቅርብዩ መደብኪ ሓጺርን ጽፉፍን አሞ ከኣ መሃርን ጠቃምን ኣጆኺ ኣብድለዓለ ደረጃ ክትበጽሒ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @krstianyusmey1991
    @krstianyusmey1991 ปีที่แล้ว

    ሰላም ነዓኪ ይኩን ክብርቲ ሓብተይ ብመጀመርያ ብጠዓሚ ኢና ንፈትወኪ ብጠዓሚ ኢና ንሕበነልኪ ከማኪ ይብዙሑልና ቀጺለ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሳ ከኣ
    1፡ኣነ ዝኮነ ዓይነት ወልፊ የብለይ ግን ከኣ ሓደ ነገር ኣሎ ዝስመዓኒ ንሱ ከኣ ሕጽረተ ትንፋስ እዩ ብፍላይ ከኣ sport ኣብ ዝገብረሉ ሓደ ሓደ ግዜ ውን ርእሰይ ይድንዝዝ እዚ ካብ ምንታይ ይከውን?
    ብዝተረፈ ኣብ ሒወትኪ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይምነየልኪ so we're proud of you my sis❤❤❤❤

  • @OkbaghebrielGhebretinsae
    @OkbaghebrielGhebretinsae ปีที่แล้ว +17

    You're so professional Dr. Sharon. I appreciate the way you connected your professional advice in the context of the film which I believe (is) has been watched by a good deal of people. More of these videos please! I mean I look forward to seeing your professinal advice in context. Just like the way you did

  • @sdetadigana1887
    @sdetadigana1887 ปีที่แล้ว

    Dr sari thanks you sweet🙏🙏🙏🙏

  • @habenteklom4804
    @habenteklom4804 ปีที่แล้ว

    Thanks Dr sharon btami xbuk meglexi

  • @filimonAtobrhan-e1g
    @filimonAtobrhan-e1g ปีที่แล้ว

    God bless u doctor sahron

  • @fanamahari9459
    @fanamahari9459 ปีที่แล้ว

    Doctor saron azeyki gelaxit eki❤❤❤❤❤

  • @helenhabtemariam3603
    @helenhabtemariam3603 ปีที่แล้ว

    Good bless your heart Dr. excellent description and advice.

  • @silverpetros6529
    @silverpetros6529 ปีที่แล้ว

    Zebenki ybarek Doctor Saron haftey 🥰🥰🥰🥰🥰

  • @alganeshteclai1797
    @alganeshteclai1797 ปีที่แล้ว +4

    Dr Sharon shikor kemey dina kabaki nmhar egzabher amlak edmen tenan yhabki ❤

  • @MA16M3
    @MA16M3 ปีที่แล้ว +1

    ልክዕ ከም ወይኒ ለዋህ ኣብ ኣስመራ"ክሪስፒ restaurant" እንዳሰራሕኩ ከለኩ:ዪርዳ ሽማ ኔራ ዓመይ ፡
    sidon(weyni)ክርእያ ከለኩ ዮርዲ ይዝክር ኣብ ዘላቶ ሰላምን ጥዕናን ይምነየላ 🎉🎉🎉 ከም ወይኒን ከም dr ሻሮንን ኣሕዋት ይብዝሓልና፡፡

  • @samuelsultan2891
    @samuelsultan2891 9 หลายเดือนก่อน

    ዶክተር ብምታይ ክረክበኪ ይክእል ❤❤❤❤

  • @senaitlijam-t3l
    @senaitlijam-t3l ปีที่แล้ว

    Thanks, Dr. Sharew

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai6697 ปีที่แล้ว

    እዋይ ዶክ ሻሮን ትዛረብሉ ፊልም አነ'ኻአ ክርእያ አሎኒ ኢለ! ክሳብ ገዛ ዝበጽሕ ተሃዊኸ።
    የቀንየልና ዶክ ሻሮን!!
    ❤️🇪🇷🙏።

  • @lemlemhabte1535
    @lemlemhabte1535 ปีที่แล้ว

    Thanks & God bless you❤

  • @yonastesfamariam4041
    @yonastesfamariam4041 ปีที่แล้ว

    Dr ሻሮን ብጣዕሚ የመስግነኪ 🙏 መደባትኪ ኩሉ ግዜ እየ ዝኸታትሎ. ኣዝዩ ሰፊሕ ትምህርቲ ኢኺ ተመሓላልፍልና. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ 🙏 ሕቶ ኣለኒ? ኣነ ናይ ኣፍንጫ ሓሳስያ ኣለኒ መድሃኒት ኣለዎ ዶ? እንታይ ከ zgbro ኣሎ? መልሲ ቅጽበየኺ እየ. ሓውኺ ካብ 🇱🇾.

  • @medhaniegoitom7965
    @medhaniegoitom7965 ปีที่แล้ว

    Thank you Dr Sharon kemaki ybzehalna sis❤❤❤❤❤

  • @eritubegebrelulocbamichael9203
    @eritubegebrelulocbamichael9203 ปีที่แล้ว

    ሻሮን ሩታ ናይ ብሓቂ ሓፍታ ንኣዶንያ
    ንፍዕቲ ቆልዓ ናጽነት ረድኢ ትበሃል

  • @nashibrhane8399
    @nashibrhane8399 ปีที่แล้ว

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼ሰላም ዶትርና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @selamauithailu7614
    @selamauithailu7614 ปีที่แล้ว

    Dr.sharon God Bless you nana tihbina tihmirti abyu keziliyo birkti haftey❤❤❤❤

  • @GeraAmare
    @GeraAmare ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ

  • @philiposyonas744
    @philiposyonas744 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ይባርክን ይሓልክን ዶ ሻሮን ሓፍተይ
    ዝኮነ ወልፊ የብለይን ቁሩብ ተተቀሳቂሰ ጎየ ብናይሪ ኣስካላ ተሰኪመ ወሪደ ደይበ ናይ ገጸይ ደም ሰራውር ይግተር ገለ ዶ ምበልክኒ ዶተረ

  • @sabagebru2087
    @sabagebru2087 ปีที่แล้ว

    Sharoney sleti hanaxi astemhrokin thtnakn azye iye zemesgneki kemaki yebzhalna ❤❤azye iye zfetweki

  • @robelhabteabhabteab5958
    @robelhabteabhabteab5958 ปีที่แล้ว

    wwww !!!!!!!! saru haftey doctor terah aykonken; betami nice zekone hyesa!!!!!!!! be continue

  • @zaidseve7009
    @zaidseve7009 ปีที่แล้ว

    Thanks so much Dr sharon we r proud of u keep going!

  • @eagle3947
    @eagle3947 ปีที่แล้ว +2

    ደክተር ሻሮን ከምዝከማኺ ብሩኻት ይብ ዛሐልና ፣ስለቲ ትገብርዮ ሰናይ ግብሪ ከመስግነኪ ይፈተቱ❤😊

  • @yemaneabraha2073
    @yemaneabraha2073 ปีที่แล้ว

    Sister thank you for every thing you give us information love

  • @wedihaile.86
    @wedihaile.86 ปีที่แล้ว +11

    ኩሉ ነገርኪ እንድየ ዘድንቖ ፡ ብፉሉይ ግን ምልከት ቋንቋኺ ከምዞም ምስተማህሩ ትግርኛ ዝጠፍኦም ዘይሙኻንኪ ክብሪ ይግብኣኪ።

    • @selamewnetu4975
      @selamewnetu4975 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂 ሓቒ ዲግሪ ምስ ሰቐሉ ልቦምውን ትስቐል ከይትከውን ትግርና ድማ ትጠፍኦም ናይ ፋራታት ትኾኖም

  • @ezgamnmebrahtu4124
    @ezgamnmebrahtu4124 ปีที่แล้ว

    Good lesson, Thank you so much Dr. Sharon. Keep it up.

  • @zecariasokubay7217
    @zecariasokubay7217 ปีที่แล้ว +5

    ክብርትን ፉትዉትን ብመጀመርታ ምሉእ ዘይ ጉዱል ጥዕናን ኣብ ሂወትኪ ሰላምን ቅሳነትን ኣብ መዓልታዉይ ሂወትኪ ይምለየልኪ፡ ዶክተር ሳራን ወልዱ። ብምቅጻል ምስ ጥዕና ዝትሓሃዝ ሕቶ ነርኒ አሞ ብከመይ ክንረክቢኪ ንኽእል? ይቕንየልና ሰልቲ ኩሉ ሓገዝኪ❤❤❤።

    • @jamiendris9454
      @jamiendris9454 ปีที่แล้ว

      የድራማው አርሰት ንገሪኝ ዉዴ

  • @jossigere682
    @jossigere682 ปีที่แล้ว

    I like this movie 🇪🇷🥰

  • @hlaweweldemichalel572
    @hlaweweldemichalel572 ปีที่แล้ว

    Bravo Dr.

  • @brktimulubrhan582
    @brktimulubrhan582 ปีที่แล้ว

    Thanks Dr Sharon my sis God bless you

  • @Rogers3236
    @Rogers3236 ปีที่แล้ว

    Good teaching Dr

  • @ስገምሃዘጋ
    @ስገምሃዘጋ 9 หลายเดือนก่อน

    You just awesome

  • @bereketberihu3041
    @bereketberihu3041 ปีที่แล้ว

    Amlak xesgu yebzhalki Sarum haftey

  • @astertesfe5701
    @astertesfe5701 ปีที่แล้ว

    Shaloney miqrti ❤kulu gizye nifieti 💯 beqa

  • @bsereke
    @bsereke ปีที่แล้ว

    ምሕደራ ግዜ ከመይ ከምዘዕውት ተዓዚብና ኣሎና ዶተረ። ዕድመን ጥዕናን ተመኒና ኣለና።ንበራልና

  • @godisgood1482
    @godisgood1482 ปีที่แล้ว

    You are so Amazing Dr. Sharon very interested messages God bless you abundance thank you sis good job keep it up!

  • @TemesgenTeklezghi-wm7cd
    @TemesgenTeklezghi-wm7cd ปีที่แล้ว

    haftiki wey galki yhlwado ❤❤❤❤❤

  • @adhanettekeste2267
    @adhanettekeste2267 ปีที่แล้ว

    Asyyyyyy sharonay admen teanan yehabki ❤❤❤❤

  • @letinahadgu48
    @letinahadgu48 ปีที่แล้ว

    Saron haftey niay nibialey hade hade gize libey yehmimeni u neza natki medeb mis semaiku gin eti miknyat himamey felitoyo so yekeniyeley❤

  • @babyfuntime9616
    @babyfuntime9616 8 หลายเดือนก่อน

    God bless you

  • @yemanegebreslasie7632
    @yemanegebreslasie7632 ปีที่แล้ว

    Thank you Dr.

  • @eru5343
    @eru5343 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤ምስጢር ጾግርኪ ነገርና ዋላ ሕብሩ ክጽብቅ ሻሎመይ የቀንየልና

  • @merhawitasfha7110
    @merhawitasfha7110 ปีที่แล้ว

    Thanks dear

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 ปีที่แล้ว

    Ya ny behaqi kbrti hafety ❤👍

  • @edennegash6163
    @edennegash6163 ปีที่แล้ว +2

    So Amazing topic Dr.sharon
    Thank you !!!
    God bless you!!!

  • @yosiefteweldebrhan7990
    @yosiefteweldebrhan7990 ปีที่แล้ว

    God bless you doctor ❤

  • @LovezTruth
    @LovezTruth ปีที่แล้ว +1

    Dr. SHARON You are a treasure in our community. may God bless you

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 ปีที่แล้ว

    Sharoney shikor kemzi natki mar koyna iya tserhe zela mar habteyn galeyn Doctor natna 🤍💚❤️👍🏽tahnk you so much 🙏🏽

  • @lme5630
    @lme5630 ปีที่แล้ว

    Waw sidon b film tray aykonetn kihisatna entelay nhabta ab sne tbeb hizata mmxia wn kihisatna eya so btaimi ye tehaguse azye eye ka zfetwa Sidon ms habta ❤❤❤ thanks sharon ❤

  • @seareyihdego
    @seareyihdego ปีที่แล้ว

    Thank you so much Doctor shrome ❤ bzaeba chia seeds afelto teliki eba info habena Thank you ❤❤❤

  • @tesstekle6903
    @tesstekle6903 ปีที่แล้ว

    Fkri zkonet seb thank you Dr Sharon

  • @ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ
    @ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ ปีที่แล้ว

    Thank you

  • @teweldebrhanzeray2989
    @teweldebrhanzeray2989 ปีที่แล้ว +6

    Sey Meseb Eritrea Amlak Ybarki❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @betelihemghebrehiwet502
    @betelihemghebrehiwet502 ปีที่แล้ว

    Dr. Sharon blessed 💖💖💖💖💖💖

  • @hannamulugheta4213
    @hannamulugheta4213 ปีที่แล้ว

    ቀመም እኮኣልኪ ጽብቅቲ ፍጥረት።ሓሳብኪ ኩሉ ብሉጽ እዩ

  • @arsemakidane1104
    @arsemakidane1104 ปีที่แล้ว +1

    Keep it up sharon our star 🌟

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 ปีที่แล้ว +2

    Thanks you dokter Sharon end Sidoney shikor I love you ❤️❤️🌹🌹🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanuelzeray6700
    @amanuelzeray6700 ปีที่แล้ว +4

    ዶተረ ክብረት ይሃበልና

  • @luwamefriem1977
    @luwamefriem1977 ปีที่แล้ว

    So amazing topic Doctor sari GBU.

  • @tuk7777
    @tuk7777 ปีที่แล้ว

    Wow❤️❤️❤️

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ ปีที่แล้ว

    God bless you dr🙏

  • @feventesfay6218
    @feventesfay6218 10 หลายเดือนก่อน

    dokter sharon selamn tenan ymneyelki ab hiwetki kthgzni delye nere bmntay krekbeki ykl bejaki tegediski melsley

  • @hirutkidane5100
    @hirutkidane5100 ปีที่แล้ว +2

    Good job dr sharon, you have multiperpose idea. keep it up

  • @ksb31102
    @ksb31102 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤ my love

  • @lielanabein6967
    @lielanabein6967 ปีที่แล้ว

    Fluy agelalxa beqa ❤❤❤❤❤❤

  • @miriamkeyrkayotarikey8947
    @miriamkeyrkayotarikey8947 ปีที่แล้ว +1

    Sharoney shikor you are amazing sis I love you and I love your videos thank you GBU and your family 🥰🤩🇪🇷

  • @selemonmahari8685
    @selemonmahari8685 ปีที่แล้ว

    Great idea ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomontksenbet6683
    @solomontksenbet6683 ปีที่แล้ว

    God bless u dr sharon❤❤❤

  • @yoelmarkos2004
    @yoelmarkos2004 ปีที่แล้ว +15

    ነዛ ዶክተር’ሲ መልክዓ ርእዮም ይሓዉዩ ይኮኑ እቶም ሕሙማት

    • @elu1298
      @elu1298 ปีที่แล้ว +1

      Naybhaki 👍🏾😍

  • @shishayhadsh547
    @shishayhadsh547 ปีที่แล้ว

    Thank you Dr Sharon! We appreciate it.

  • @khalfeyukulu1221
    @khalfeyukulu1221 ปีที่แล้ว

    ኣነ ንሲዶን ኣብዝኮነ ፊልማ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ

  • @yowalove2200
    @yowalove2200 ปีที่แล้ว +1

    Thanks saloney xebuk gelixkyo❤❤❤

  • @YafietGebregergs-fm4pt
    @YafietGebregergs-fm4pt ปีที่แล้ว

    Btami

  • @luwammichael6912
    @luwammichael6912 ปีที่แล้ว

    ዶክተር ሻሮም ብጥዕሚ እየ ዝፈትወኪ ካብቶም ኩሉ ጊዘ ዝከታትልርኪ እየ