ERi-TV Documentary: ዛዛሚ ኩናት - 1ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 86

  • @hiwetteweldemedhin7010
    @hiwetteweldemedhin7010 4 ปีที่แล้ว +8

    ዛዛሚ ኹናት ዕንኩርን አሰቃቅን በዲህኩም ምእንታኻ ሃገርን ህዝብን ደሞም አፍሲሶም ዓጽሞም ከስኪሶም ከም ሽምዓ ዝመኸኹ አሕዋትና ንዘላአለም ክብርን ሞጉስን ይሀቦም አቱም ካብ ቡሱል ጥረ ዝወጻኩም ክሳዕ ሕጅ አብ ቃልሲ ዘለኹም ንሃገርን ህዝብን ትሕብሕቡ አምላኽ ምሉእ ሓይልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ዕውታት። ዝኽርን ሞጉስን ንሰማአታትና ዕውት ንሓፋሽ💙💚💛❤️🌴💐🌻🌹

  • @margarettesfamichael5930
    @margarettesfamichael5930 4 ปีที่แล้ว +3

    thanks wedi Genber jegna you showed us self confidence to be Who You Are independence.free and peace in word.we salute you have long life wedi Eriy.kebrn Mogosn Nswatien Awet Nihafash.🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 4 ปีที่แล้ว +19

    እቲ ዝኮርዓሉ ታሪክ ኣቦታተይ ህዝባዊ ግንባር ደቂ ሓረስቶት ፍጡር ወዲ ኣዳም ኣብ ረመጽ ተፈቲኑ ክወጽእ ተኣምራት ኢዩ ።ዕድመን ጥዕናን ጀጋኑ ኣቦታትና ሰብ ስረ ።

    • @berihuhadish2729
      @berihuhadish2729 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣየወ ኣብ ሕጂ ኮንካ ክትሪኦ ቀሊል ይመስል።

    • @michealhaderaadam5417
      @michealhaderaadam5417 4 ปีที่แล้ว

      @@berihuhadish2729 ይገርመካዩ ክቡር ሓው ክንደይ ኣዴታትናን ኣቦታትናን ንእስነቶም ኣብ በረካታት ምስ ሓጺን&ናፓል ክራጸሙ ኣንጻር መግዛእቲ ታሪኮም ነባሪ'ዩ ዓለም ምሉእ ዝኣመነሉ ቅያ ጅግንነት ኢዩ።ህዝብና ከኣ ኣካክቦ ይፍጠረሉ እሂን ምሂን ንብለሉ ግዜ ይሃበና ፈጠሪ ።

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

      @@michealhaderaadam5417 ንምንታይ ድዮም ተቃሊሶም ክስዋእ ወይ ሰብ ክቀትል ባህ ኢልዎ ዝስለፍ ኣሎ ድዪ ንዕላማ ዶ ኣይኮኑን ተጋዲሎም

  • @biniamyohanes1770
    @biniamyohanes1770 4 ปีที่แล้ว +11

    Big respect to our heroines, heroes and Eritrea for ever!✊🇪🇷🐪.

  • @ጋልኤረይ1612
    @ጋልኤረይ1612 4 ปีที่แล้ว +8

    እዋይ ከመይ ባህታ ይፈጥረለይ አነን እቲ ዝፈጠረኒ ጥራይ ንፈልጥ
    ንወዲ ኤፍሪምሲ ሪኤ ዘይጸግቦ ንበር ንበር ኩሉኩም ጀጋኑና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን መዋዕል ይሃብኩም አሜን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @LimitLess-Imagination-
    @LimitLess-Imagination- 4 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ ስራሕ ዶክመታሪ ከምኡ መጻሕፍቲ ክጽሓፉ እንተ ዝከኣል እውን ጽቡቅ ነይሩ

  • @gobbosahil3803
    @gobbosahil3803 4 ปีที่แล้ว +15

    Long live HIZBAWI Ginbar 🇪🇷🇪🇷🐪🐪🇪🇷🐪 🇪🇷🐪 Eternal Glory to suwuAtNa🇪🇷🐪 🇪🇷🐪 🇪🇷🐪 🇪🇷🐪 🇪🇷🐪

  • @biniamyohanes1770
    @biniamyohanes1770 4 ปีที่แล้ว +6

    ጀጋኑ ሰብ ቅያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreanaasmara373
    @eritreanaasmara373 4 ปีที่แล้ว +2

    ነቲ ኤርትራዊት ጌሩ ዝፈጠረኒ እግዚ አቢሄር ንዘልአለም ምስጋና ይኩኖ ጀጋኑ ኤረይ እግዚአቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ

  • @biniamyohanes1770
    @biniamyohanes1770 4 ปีที่แล้ว +5

    Am proud to be an Eritrean!

  • @fevenyohanes7947
    @fevenyohanes7947 2 ปีที่แล้ว +1

    Am fully proud of our Tegadelti🇪🇷

  • @biniamyohanes1770
    @biniamyohanes1770 4 ปีที่แล้ว +19

    ካብ ዓለም ምሉእ ልዕሊ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ዝሰርሐ የለን

    • @yonie7350
      @yonie7350 4 ปีที่แล้ว

      ሓደ ክልተ ውሑዳት እየን ዘለዋ፡ ከም ባዓል ቻይና ቬትናም እስራኤል ፡ ተዘይተጋግየ ሲንጋፖር ውን ሓንቲ ካብኣተን ኢያ

    • @nakfasahil1091
      @nakfasahil1091 4 ปีที่แล้ว

      Never

    • @nakfasahil1091
      @nakfasahil1091 4 ปีที่แล้ว

      @wedibashay unlike hizbawi ginbar💯% supported by China & a lot of anti Western Powers, and battlefields under the covers of thick jungles

    • @nakfasahil1091
      @nakfasahil1091 4 ปีที่แล้ว

      @wedibashay as far as I'm concerned 😄Ethiopia never went to war with Eritrea , without Superpowers support & Eritrea 🇪🇷 no support from no real Powers..ever

  • @danikidane2527
    @danikidane2527 4 ปีที่แล้ว

    Awet drarom fishikta sinkom I Salut u our heroes zelalemawi zkri nsenaetatna thanks EriTv but we need more this is not enough wey ka tisndwo intelekum ajokum iytsejefu kulu nsndo alena beluna 💯💯💯💯

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 4 ปีที่แล้ว +3

    Happy independence day eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍾🍾🍾🍾🎂🎂🎂🎂🎂🎂

  • @fevenyohanes7947
    @fevenyohanes7947 2 ปีที่แล้ว

    This is our 🇪🇷history 🙏I don't have words of appreciation for all Eritrean veterans.i just say them thank u we love u😘

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 7 หลายเดือนก่อน

    ዘለኣለማዊ ክብርን ዘልኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ንኹላትና ኤርትራውያን ሓርነትናን መንነትናን ክህቡና ዝገበርዎ ኩሉ መስዋእትን ጽንዓትን!! ስለቲ ዝገበርዎ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና።
    💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫

  • @SR-gh5rj
    @SR-gh5rj 7 หลายเดือนก่อน

    Hezbawi Genbar EPLF feluy jignenet iu geru abza World'. Amaizing history ❤❤❤

  • @weldiabtesfamkal1086
    @weldiabtesfamkal1086 2 หลายเดือนก่อน

    ጀጋነ ሰራሕቲ ቅያ ❤❤

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 2 ปีที่แล้ว

    መርሓባ ደቂ🐪💖🇪🇷✊✊✊✊

  • @oqubaykifle9554
    @oqubaykifle9554 4 ปีที่แล้ว

    Tarik hzbawy gnbar zeydgem tarik u❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrea for ever 💪

  • @ancharotube7658
    @ancharotube7658 4 ปีที่แล้ว +1

    ገረመስቀል ገረዝጌሔር ወይኒ ገረዝጌሔርን ቀመም ናይ ድምጺ ሐፈሽን ኤሪቲቪን። ንበሩልና ጀጋኑና!

  • @ngusesium4114
    @ngusesium4114 ปีที่แล้ว

    ኣብ ዓለም ኢትኪድገም ዘይኪል ታሪክ ኢንተ ሃሊዩ ታሪክ ሰውራኣ ኤርትራ ጥራይ ኢዩ መዳሪግቲ ወይዊን መዋዳድሪቲ ዘይቢሉ ቢዘይ ዚኮነ ዘራይ ሓያላት ዘልመሰ ዊዲብ ሰውራ ኢሪትራ መዳሪግቲ ኣልቦ ዩ ❤❤❤❤ ❤❤ ኣቲባንደራ ኣንበሊቢልስከ ኒዘላለም🎉🎉🎉💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meazabokretsion7583
    @meazabokretsion7583 4 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤

  • @kabomiss2580
    @kabomiss2580 4 ปีที่แล้ว +3

    ሓርበኛ ኣይንበርን እዩ ታሪኹ እዩ ዘላለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ መምህር ሰውራ ርእሰ ማል ስፍሓት እፍሬም ውን እንቃዕ ከምዚ ኢልካ ረኣነካ ::

  • @solomonestifanos199
    @solomonestifanos199 4 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ዓለም ካብ ዝተራእዩ ውድባት እቲ እንኮ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ራእን ዕላማን ሒዙ ምሉእ ብምሉእ ዝተዓወተ እንተሎ ህ. ግንባር ጥራሕ እዩ ።

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 4 ปีที่แล้ว +3

    💕💕💕🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @hailemichaelmebrahtom3553
    @hailemichaelmebrahtom3553 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ግን ኣብ መጽሓፍ ኣስፍርዎ መታን ሰብ ታሪኵ ክፍልጥ ፡ ታሪክ ዘይብሎም ንታሪኽና ናትና ኢሎም ይሰርቁን ይጽሕፉን ኣለዉ በጃዅም ጽሓፍዎ ።

  • @eri2693
    @eri2693 4 ปีที่แล้ว +4

    ህዝባዊ ግንባር መድሕን ኤርትራ🇪🇷

  • @generalkingdom617
    @generalkingdom617 3 ปีที่แล้ว

    Land of Generals !!!!

  • @habenbetna
    @habenbetna 4 ปีที่แล้ว +10

    Ruhus knyat naxnet deki erey aab zelenayo ❤️ Nederland 🇳🇱 ብ 🇪🇷 Tigrigna ብዝቐለለ ኣብዛ ቻነል የቕርብ እየ እሞ ተኻፈልቲ ንኹን Link ኣብዚ 👉 th-cam.com/channels/PnfRMPAr_MQSSor4FrJxRQ.html ❤️m

    • @zeraykifle1465
      @zeraykifle1465 4 ปีที่แล้ว +1

      ጌረልካ ኣለኩ ክቡር ሓው

  • @milixxitv7492
    @milixxitv7492 4 ปีที่แล้ว +2

    ፓርት 2

  • @lelebey5352
    @lelebey5352 4 ปีที่แล้ว +2

    Rehus beal nexanet nekulu hezbi eritrea

  • @fevenhaile8014
    @fevenhaile8014 4 ปีที่แล้ว +2

    Wedi Efrem shikor ab lbna eyu seferka.

  • @weineweldemichael2109
    @weineweldemichael2109 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yonie7350
    @yonie7350 4 ปีที่แล้ว +2

    መን ከም ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ

  • @maakenhabtom9988
    @maakenhabtom9988 ปีที่แล้ว

    Jeneral golfo 20:13

  • @ghccvgfd2592
    @ghccvgfd2592 4 ปีที่แล้ว +6

    እሞ ሕጂ እንደሞ ጠሊምኩሞ ። ኣበይ ኣለው እቶም ኩሎም ጀጋኑ በዓል ቢተወደድ : ዱሩዕ : ዐቅበ ኣብርሃ : ብርሃነ ኣብርሀ : በዓል ኣስቴር ወዘተ እንታይ በደሎም ?? ናጽነት ክንዲ ዘምጽኡ ። ብግምጣሉ በዓል ኪሻ ማንኪ ትርኪ ምርኪ ታራ ዘይነበሮም ገበርትን ሓደግትን ኮይኖም ህዝቢ ጠሊሞም ጨቂኖሞ ። እዚ ድዩ ናጽነት ፍትሒ ? ነዚ መከራ ክመጽእ ድዩ ጅግና ተጋዳላይ ተሰውኡ ኣንቱም ጠላማት ። እቶም ናጽነት ዘምጽኡ ኣሲርኩም ማሓዮታት ትርኪ ምርኪ ኣብ ስልጣን ኣምጺእክሞም ። እቶም መራሕቲ ህግደፍ ኩሎም ደቃሉ ትግራይ ዘይ ኤርትራውያን እዮም ።

    • @girmayabraham3258
      @girmayabraham3258 4 ปีที่แล้ว +5

      መን ኢዩ ጠሊሙ እቲ ተረፍ ሻሓኒ ከልምጽ ካብ ዕላምኡ ሸታሕ ዝበለ ዶ እቲ ኣብ መትከሉ ዘሎ

    • @ጋልኤረይ1612
      @ጋልኤረይ1612 4 ปีที่แล้ว +1

      እስካ/እስኪ ዑሱባት፣ወያነ ስቅ ኢልኩም ምስማዕን ሕርር ምባልን አለዋኒ መድሃኒት ምረጽ አዚዘልኩም አለኩ ድኩማት ለመንቲ ጡስጡሳት ደቂ ከልቢ

    • @Asmera-1
      @Asmera-1 4 ปีที่แล้ว +2

      እቶም ተኣሲሮም ትብሎም ዘሎኻ ኤርትራውያን እዮም።ጅግና ዝባሃል ጀሚሩ ዝውድእ እንተኾይኑ እዩ።እዞም ሰባት እዚኦም ድማ ንሃገሮም ስለ ዝኸሓዱ እቲ ዝግብኦም ዋጋ ክሕደቶም ተዋሂቦም። ኣርባዕተ ነጥቢ። እስኻትኩም ግን ዘይትፈልጥዎም ወልቀሰባት ተኣሲሮም ኢልኩም ግዜኹም ብኾለል ተሕልፍዎ ኣለኹም። ህዝባዊ ግንባር ለሚ ኽህሉ እዩጽባሕ፣ ንዘንት- እለት። እዚ ዘወሓጠሉ ድማ ኣብ ዘለዎ ኾፍ ይበል።

    • @wintasemere3407
      @wintasemere3407 4 ปีที่แล้ว

      Selamawi Metkel 💯💯💯👏👏👏👏 nay behaki!!

    • @naodpaulos1127
      @naodpaulos1127 4 ปีที่แล้ว

      Ghcc Vgfd komal agame desti lahasi

  • @takwol2060
    @takwol2060 4 ปีที่แล้ว

    Wezalat b mewedaeta zjmer treka abey alem teraeyu, kab mejemarya jemrkum ktrkwo nerkum

  • @henokcalgary
    @henokcalgary 4 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ፡ ተሓኤ እቲ ዝከፈልዎ ከቢድ ዋጋ ፡ መስዋዕቲ፡ መውጋእቲ፡ ስንክልና ህዝቢ አብ ጉኑ ዝተሰለፈ እላሙኡ ሓደ ን ሓደ እዩ። ንሱ ኻ ዲሞክራሲያዊት ብህጊ ሉአላዊት ን ብቅዋም ትመሓደር ኤርትራ ንምፍጣር እንበር ሓደ ዉልቀመላኪ ኢሳያስ ዝዉንና ቁጠባዊ ሀብቲ ኤርትራ ዝዉንኖ ዝሰርቆ ሰባዊ መሰል ኤርትራውያን ተጋሒሱ ፈቀዶ ቤት መአሰርቲ ስደትን ዝከላበትሉ አይኾነን። እዚ ኩሉ ህጂ ትዛረቡሉዐ ዘሎ ቅያ ዝሰርሑ ጀጋኑ ኤርትራውያን ከም ብአል ጰጥሮሰ ሰሎሞን መሓመድ ሸሪፋ ፡ ሀይለ ድሩኡ ን ካልኦትን አበይ አለው ። ህጂ ዝዛረቡ እንታይ አይነት ህልና ከምዘለዎም ይገርመኒ። ናይ ጊዜ ነገር እንበር ደም ኤርትራዊያን ዘይጰግብ ኢሳያስ ተጠቂሙ ምስወደ ኸጥፋኩም ሙኻኑ ሩዱ እዩ እንተቀደምኹዎ።

  • @bahgilbey8128
    @bahgilbey8128 3 ปีที่แล้ว

    Eritreawi mkaney enahadere yhguseni

  • @selahta5252
    @selahta5252 4 ปีที่แล้ว +1

    Eritrea 🇪🇷 mkaney azye hugusun hubunn eye ente kone gn kem hadush welodo aytamenan fokodo sdet kolel nbl alena

  • @harertaghirmay5166
    @harertaghirmay5166 3 ปีที่แล้ว

    Abey daa alewu etom merahti gmbarat ayglexun dyom etom jeganu

  • @nobha2552
    @nobha2552 3 ปีที่แล้ว

    Ms kunatkum tfeu zweredo menesey denakur

  • @yordanosbeyene4538
    @yordanosbeyene4538 4 ปีที่แล้ว

    Hezbawi genbar kemty nay temali naty nety alem mule aykowenen eu zebaleto naxenat zamxa behji wen naty ay merhin eu tenlew zelkum sebat kab tarik tamaharu lomi wen kem nay temali awat nahafash zelala mawi zekri nesamatat na

  • @awetyosief2605
    @awetyosief2605 4 ปีที่แล้ว

    Hasewti shefatu shaebya

  • @awetyosief2605
    @awetyosief2605 4 ปีที่แล้ว

    Abey alewu jeganu meal Mussi tesafamiceal

  • @eyob951
    @eyob951 4 ปีที่แล้ว +3

    ናጽነት ዶ ባርነት?
    ኣብ ምስሊይኖት ትነበሩ
    ሓቂ ቀብርኩም፡ ታሪክ
    ጀጋኑና ጠልምኩም ትነብሩ
    ደም ንጽህ ህዝኒ እናመጸኩም፡
    ትብሉ ነክብር ታሪክ ጀጋኑና፡
    ኣብ ሓሶት ትነብሩ ሓቂ ቀብሩኩም ( ብተወደድ),
    ወዲ ታሪክ ውድቲ ጅግና
    ኣጥፍኩም ኣብ ሳህራን ባሕሪን
    እስርብየቲን ውጻእ መዓት ኣብ ስደት
    ፈቀዶ መዓስከርን ናጽነት ተነፍጊዎ
    ዝነብርዘሎ ኣብ ባርነት፡ ረሸንቲ ሱንኩላን
    ኣሰርቲ ጀጋኑ ፍትሒ ዘየለ እንትርፎ ጭቆና፡
    ነዚ ድኩም ናጽነት ትብሉዎ ኣቱም
    ከሓድቲ ሸጣውንቲ ናይዛ መርየትና።

    • @Erifreedom
      @Erifreedom 4 ปีที่แล้ว

      24 may emo entay ms heluw polotica zerakeb alewo?
      Eti kalsi kalsi hezbi eti awet awet hezbi eritrea eyu.
      Ezi kea hezbi eritrea kemtom kalot hezbtat alem kab badawi gezat natsa zwetslun eyu.

  • @senai4
    @senai4 4 ปีที่แล้ว

    Olp

  • @mawidezion4893
    @mawidezion4893 4 ปีที่แล้ว

    We are tired of this history.
    Make history now we know it is hard and we proud of our country.
    So what now ?
    what is the result.?
    Did they made new power generation ?

    • @adalsium7744
      @adalsium7744 4 ปีที่แล้ว

      Denkoro nay abotatka wres nsu eyu eti melkti

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

    እዚ ኢንተርቪው ናይ ቀደም እዪ ኣየ ህግደፍ ለቃቂብካ ኮይኑ ብዓል ጸሃየ ሞኮነን ኣብ ስርሒት ፎርቶ ወዲ ዓሊ ጽሃየ ሞኮነን ነቲ ምንቅስቃስ ክቆጽዮ ናብ ፎርቶ ምስ ከደ ኣብ ኣፋ ከግፍሕ ምስ ጀመረ ኣርባዕተ ጥይት ወዲ ዓሊ ኣብ ዝባኑ ጽሕዪ እዪ ካብ ሞት ንስክላ ኣምሊጡ ተጉሒፋ ይነብር ኣሎ

  • @collegeboyfortwo
    @collegeboyfortwo 4 ปีที่แล้ว

    7 ethnicity of Eritrea are Tigrinya origin people. Shabeya is Tigrinya movement

  • @getrichordietrying3183
    @getrichordietrying3183 4 ปีที่แล้ว

    G-15 ke beka atfiekumom hasewti

  • @takwol2060
    @takwol2060 4 ปีที่แล้ว

    Tarikum nabzi hadish weledo ketehlfu aytdelun dikym hgdef anfetkum shitkum Tarik bmlue ember koristka aykerbn u bkemey krdewo ezom hashti welodo

  • @meronsimon7049
    @meronsimon7049 3 ปีที่แล้ว

    ክንደይ ሰብ ኮ ሕጂ ነዚ እዞም ኣገልገልቲ ኢሰያስ ዝዛረብዎ ዘለዉ ሓቂ መሲልዎም ኣሎ

    • @habenyosief450
      @habenyosief450 ปีที่แล้ว

      Stop talking you don't Know what you say 🙄

  • @zetamful
    @zetamful 4 ปีที่แล้ว

    Netom nasanet zemseu ab eusurbet enday asakeka nay nasanet beal. I hate HEGEDF Sebhat Ephrem abay alo Isisais almisewo.

  • @samueldagnew8217
    @samueldagnew8217 4 ปีที่แล้ว

    🤣ስለ ምንታይ ኢኩም ተዋጊእኩም ...? ህጂከ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣለኩም ...?👎R.I.P. Eritrea