ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Aseyyy Elllllllll enqa nab bale slasie bselam abxhuna dnqi mezmur zkone mstir nay slasie bhaqi atum ahzab nu kabzi dnqi zkone mistir hlawnet slasie temharu Temesgen amlakey nezi tum mezmur ksemi zgbrkani❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ነአምን በሥላሴ ወንትአመን በሥላሴስላሴ 'ዮም ዓለም ዝፈጠሩ ሥላሴ'ዮም ከቢሮም ዝነብሩሥላሴ ዮም ምስጢር ናይ እምነትናሥላሴ ዮም ትርጉም ህላዌናአብ ድዋታት መምሬ እንከሎ ኣብርሃምክብሪ ናይ ጎይትኡ ርእዩ ብምግራምከገልግሎም ኢሉ ናብኦም ምስ ቀረበምስጢር ሰለስትነት ኣብ ቤቱ ረኸበነኣምን በሥላሴ ……………………………ምስጢር ንኽዕዘብ ጠመትኩ ናብ ሰማይንኹሉ ክትምግብ ረኸብክዋ ጸሐይ ምሉእ ኣካል ብርሃን ሙቐት'ውን ኣለዋጸሐይ እምበር መዓስ ጸሐያት ይብልዋ ነኣምን በሥላሴ ………………………ካብ ደመና ሰማይ ድምጺ ኣንጎድጎደ እቲ ዝፈትዎ ወደይ ኢሉ ኣብ መስከረበኣምሳለ ርግብ መንፈስ ቅዱስ ወረደ ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ክርስቶስ ነበረነኣምን በሥላሴ ………………………………ምስጢር ናይ ሥላሴ ከመይ'ዩ ዘይትብሉከመይ ጌርኩም ኢኹም ኣካሎም ተጉድሉብመለኰት ሓደ ብኣካል ሰለስተኣይንብልን ኢና 2ተ ወይ 4ተ ።
መንገዲ ቅድስና ኣምላክ ህይወትካ/ኪ ይባርኽ !ብጽሑፍ ምጽሓፍካ ጽቡቕ ስራሕ ኢዩ !!!
❤❤❤❤❤ AMEN AMEN
❤❤❤❤❤❤❤❤
Kale hiwet yesmana 🙏
ወአ5:49
Zmare maleakt yesmealna
ኣሜን(3) ዝማሬ መላክቲ የስሚዓልና።
ንኣምን በስላሴ ወንኣምን ብስላሴ ስላሴ እዮም ዓለም ዝፈጠሩ ስላሴ እዮም ከቢሮም ዝነብሩስላሴ እዮም ሚስጥር ናይ ህይወትናስላሴ እዮም ትርጉም ናይ ህይወትና❤❤❤❤❤❤❤ኣሜንኣሜን ኣሜን ናይ ስላሴ በረከት ረዲኤት የብዛሓልና እርስት መንግስት ሰማያት የውርሰና❤
❤❤❤ስላሴ እዮም ትርጉም ህላዌና ዝማረ መልኣክቲ የስማዕልና ቡሩኻት የሕዋተይይ❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዓልና እግዜብዝሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ 🙏ታምራ ዘርኣየኒ ኣብ ሊብያ ዘይርሳዕ ዕለት ሰንሰለት ካብ ኢድና ዝበተከሉ ዋርድያ ዘደቀሰሉ ስላሴ ንዘላለም ይመስገን 🙏🙏🙏♥️♥️🙏🙏🙏
ናይ መድሃኒአለም ምሕረት ናይ ድንግል ማርያም አማላድነት ናይ ቅዱሳን ተራዳእነት ምስ ኩላትና ይኹን ብሩኻተይ፡ሰላም ዝሰፈኖ ምሸት ይኹነልናፍትዋተይ አሜን✝️ ⛪🙏🏿💒🙏🏿🕯❤️⛪️❗️❗️❗️
አሜን አሜን አሜን
ንኣም በስላሴ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
መድሃኒኣለም የለን ዝሰኣኖ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሓቂ ጠዕሙ ዝማሬ ስላሴ እዮሞ ትርጉም ህላዌና ኣጋእዝተ ስላሴ ይባርኹካ ከቡር ሓውና🤲🤲🤲💒
ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዎና ፀጋበረከቱ የብዘሐልኩም ኣሜን(3)🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌺
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ምስግና ሓውና : ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ! ናይ በሓቂ ኦርቶዶክሳዊ መዝሙር !
ዝማረ መላኽቲ የመኣልና🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏 🙏 🙏 ⛪ ⛪ ⛪ ❤️ ❤️ ❤️ ☦️ ☦️ ☦️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ምስግና ሓዉና ጸጋ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ምስ ድምጽካ ምስ ተዉህቦ ዝነብረካን ኩሉ ግዝየ እንዳ ተጸበኩካ እየ ኔረ እሞ ህጂ ዉን ማይ ኣይሓሎፎን ምስቲ ጡዑም ድምጽካ መጺካና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና
መለከቶም ሓደ ኣካሎም ሰለስተ ኣይንብልን ኢና ክልተ ወይ ኣርባዕተ መንግስተ ስላሴ ንዘላለም ኣለም ዝማረ መላኢክት የስምዓልና
Amen Amen Amen zmare melaktiy yesmalna sahilomun hibbtiy redetim nay qdsti slasiy meskuluna ykun ❤❤❤
Zmare Melakt yesmaolna diyaqun Msgna hawey.Edmen tonan yhabelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኢግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዛሃልካ ዲ ምስግና ዘኢምነኢሱ ውስተ ቤተ አግዚኣብሄር ሂወቱ ማሪያምሰ ሃርየት መክፈልተ ሰናይ ዘኢየሃይድዋ ሰናይ ጉኡዞ መሪሁካ ኣሎ ኣምላክ ሙሉ ይግበረልካ
ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ይሕዋተየ ኣጋዝእቲ ሲላሴ ኣይፈለዩ ካብ ሂወትና ይሕዋተየ🙏🏾🙏🏾🙏🏾😭💐💐💐👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾⛪✝️ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
Filimon negassi tesfay Amen Amen Amen
ኣሜንንን
Aseyyy Aseyyy Aseyyy dyaqcon msgna hawna enqa bselam mexakana zebenka ybark
ኣልልልልልል ኣልልልልልልልልል ኣልልልልልልልል ምዝምርን ምልኣኽቲ የስምዑንክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zmare meliekiti yesmaelna EDMen tienan yhabkm ❤❤❤
Amen (3) zimare melakit yesmalina 🙏🙏🙏
Selase berhan betay temesgankum agazte selase kebre nesmkum yekun
Amen🕊💒🕊🙏🕊 namn bslase wentemn bslase slase eyom alem zfeteru slase yom kbirom znebru slase eyom mstir nay emnetna 🕊💒🕊🙏🕊🌹
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️♥️💙
Zmare melakti yesmaalna (3) Amen Amen Amen 🙏
Yes zfetwa mezumur temesgen amlakey nzemerti yehwatna kal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
❤❤❤amin 🙏 amin 🙏 amin 🙏
ኣሜን ኣሜን፡ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሕ
Amen amen amen zmare melaketi yemalena xegu yebzhalekum❤🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ዲያቆን ምስግና
Amen Amen Amen kale hewit yasmana Amen
ኣሜን((3)) ዝማሬ መላእክት የስመዐልና የቀንየና ዲያቆን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ❤❤❤👏👏👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ።
ኣሜን ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና🤲🥰
Zmare meliekiti yesmaelna ❤❤❤
Amen(3) Ellllllllllllll zmare melaekti yesmalna ❤❤❤
ኣሜን(3)🙏🙏🙏ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ቅድስት ሥላሴ ምሕረት አይፈለየና
ቃል ሂወት የስማዕና⛪⛪⛪🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዘመሬ መላእክት ያሰመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ዕድመን ጸጋን ፈጣሪ ይሃብካ ድያኮን ሓውና
amen amen amen zemarie melakte yesmalna deyaqon hawey. amlak xegu yebzehlka.
እዛ መዝሙር ክንደይ ግዜ ገርረ ዝአለሽክዋ ተመስገን ሥላሴ አብ ዕለቶም ረኪበያ
❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖😍🌹🌈❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@costybrigitte-vs6cy🌈 ❌
❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Esze😊9qz1a😢1😮3etaaa 21st à is a a q0dWn1111g¾and a 😂@@costybrigitte-vs6cy
Zemare melakten yasemalen tergumun balawkem des yemel mezmur new temesgen🙏🙏🤲👏👏👏❤❤❤
🙏🙏🙏ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣምላክ🙏
Amen(3)kale hiwet yesmealna❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና.
አሜን አሜን አሜንንን❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዠማሬ መላእክት ይስማዓልና
Amen Amen Amen Zemaria Melaikti yesmealn neamen be Selasie
ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ምስግና ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር
ንኣምን በስላሴ
Amen
Amen amen amen zimare melakti yesmalna kuburat yihwatey 🤲🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና♥🙏
ዕልልልልልልልልልል ዝማረ ምላእኽቺ የስማልና ኣሜን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💒🌱🌱🌱🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻
ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም🕊
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬመላእኽት የስመዐልና 🌿🌿🌿🌿
Amen Amen Amen🙏🙏🙏Zemare mlaheketen yasmalen ElElElElElElElE ElElElElElElElE ElElElElElElElE ElElElElElElElE
ኣሜን ኣሜን ኣሜን።❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ክቡራት ስድራ እግዚኣብሔር።
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ሓወይ
ኣሜን ቅድስቲ ስላሴ ጸጎኦም የብዝሕልኩም።
ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ክብራት ኣሕዋትና 🙏🙏🙏👏👏👏
Amen zmare melakti ysmalna Dyakon msgna naka dma nay agolkulet zemenka ybarkelka
ኣሜን(3)🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen Zimare melaekti yesemealna !!!
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤
Elllllllllllllll Ellllllllllllll ElllllllllllllllDyaqon Hawey kbri Msganan N Fetari kulu Alem Nezi zgeberelka Zmarie Melaekt Yasmealna Nay Agelglot zemenka ztebareke ykun.
Azu des zbl mezumur amlak xegau ybzhalka yeni jgna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና
Amen ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን እግዚኣብሔር ኣገልጉሎትካ ይባርኽ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ክቡር ሓውና ዲያቆን ምስጉን: እግዝኣብሄር ጸጉኡን በረኸቱን የብዝሓልካ:: ስለ እቲ ናይ ወትሩ ኣበርክቶ ኣገልግሎትካን መዝሙርካን ድማ እግዚአብሔር ዓስቢ ኣገልግሎትካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
P ,,oratoriolppp phillip a oratoriopp
P ,,oratoriolppp phillip a oratorioppLlllll. 😂😂😳😳😂😳😁😁😭😳
Ddawqqq quantitati
ዕልልልልልልልል፡ ንአምን በሥላሴደስ ተብል፡ ብዙሕ ግዜ ፈትሸ ስኢነያ ዝጸናሕኩ መዝሙር እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና ድያቆን.
Zmar mlakiti yesmana dyokon hawna ✝️✝️✝️
Aemennnnnnn 🛐🛐🛐🙌🙌🙌🙏🙏🙏👏👏👏🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺💐💐💐💐
❤❤❤❤❤❤amen ❤❤❤❤amen ❤❤❤❤❤❤❤❤amen ❤❤❤❤zmare malekiti yesmalna amen ❤❤❤❤❤
Zemarey milakty yesmalina Dikun hiwena 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ሰሚአ ዘይጸግባ መዝሙር ኢያ❤❤❤
Amen zmare melekti yesmalna
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ኩቡራት የሕዋተይይይ
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣምላክ🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zemare melakti yesmealmna nay agolglot zemenka yebarkelka
ኣሜን💋 🙏🏿amen💋🙏🏿ኣሜን 🙏🏿💋
Zmare melaekti yesmealna Egziabiher Tsegue Yebzhalkum ❤️❤️❤️🙏🙏🙏 orthodox tewahdo ❤️
ኣሜን (3) ዝማረ መላእክቲ የስማእልና 🙏💒🙏💒🙏💒
Zimare melaekte yesmialna diacon
Zemare meliaket yesmalina deakon hawey, nay behaki selase eyome tergum helawena.
Aseyyy Elllllllll enqa nab bale slasie bselam abxhuna dnqi mezmur zkone mstir nay slasie bhaqi atum ahzab nu kabzi dnqi zkone mistir hlawnet slasie temharu Temesgen amlakey nezi tum mezmur ksemi zgbrkani❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ነአምን በሥላሴ ወንትአመን በሥላሴ
ስላሴ 'ዮም ዓለም ዝፈጠሩ
ሥላሴ'ዮም ከቢሮም ዝነብሩ
ሥላሴ ዮም ምስጢር ናይ እምነትና
ሥላሴ ዮም ትርጉም ህላዌና
አብ ድዋታት መምሬ እንከሎ ኣብርሃም
ክብሪ ናይ ጎይትኡ ርእዩ ብምግራም
ከገልግሎም ኢሉ ናብኦም ምስ ቀረበ
ምስጢር ሰለስትነት ኣብ ቤቱ ረኸበ
ነኣምን በሥላሴ ……………………………
ምስጢር ንኽዕዘብ ጠመትኩ ናብ ሰማይ
ንኹሉ ክትምግብ ረኸብክዋ ጸሐይ
ምሉእ ኣካል ብርሃን ሙቐት'ውን ኣለዋ
ጸሐይ እምበር መዓስ ጸሐያት ይብልዋ
ነኣምን በሥላሴ ………………………
ካብ ደመና ሰማይ ድምጺ ኣንጎድጎደ
እቲ ዝፈትዎ ወደይ ኢሉ ኣብ መስከረ
በኣምሳለ ርግብ መንፈስ ቅዱስ ወረደ
ኣብ ሩባ ዮርዳኖስ ክርስቶስ ነበረ
ነኣምን በሥላሴ ………………………………
ምስጢር ናይ ሥላሴ ከመይ'ዩ ዘይትብሉ
ከመይ ጌርኩም ኢኹም ኣካሎም ተጉድሉ
ብመለኰት ሓደ ብኣካል ሰለስተ
ኣይንብልን ኢና 2ተ ወይ 4ተ ።
መንገዲ ቅድስና
ኣምላክ ህይወትካ/ኪ ይባርኽ !
ብጽሑፍ ምጽሓፍካ ጽቡቕ ስራሕ ኢዩ !!!
❤❤❤❤❤ AMEN AMEN
❤❤❤❤❤❤❤❤
Kale hiwet yesmana 🙏
ወአ
5:49
Zmare maleakt yesmealna
ኣሜን(3) ዝማሬ መላክቲ የስሚዓልና።
ንኣምን በስላሴ ወንኣምን ብስላሴ
ስላሴ እዮም ዓለም ዝፈጠሩ
ስላሴ እዮም ከቢሮም ዝነብሩ
ስላሴ እዮም ሚስጥር ናይ ህይወትና
ስላሴ እዮም ትርጉም ናይ ህይወትና❤❤❤❤❤❤❤ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ናይ ስላሴ በረከት ረዲኤት የብዛሓልና እርስት መንግስት ሰማያት የውርሰና❤
❤❤❤ስላሴ እዮም ትርጉም ህላዌና ዝማረ መልኣክቲ የስማዕልና ቡሩኻት የሕዋተይይ❤❤❤
ቃል ሂወት የስምዓልና እግዜብዝሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ 🙏
ታምራ ዘርኣየኒ ኣብ ሊብያ ዘይርሳዕ ዕለት ሰንሰለት ካብ ኢድና ዝበተከሉ ዋርድያ ዘደቀሰሉ ስላሴ ንዘላለም ይመስገን 🙏🙏🙏♥️♥️🙏🙏🙏
ናይ መድሃኒአለም ምሕረት ናይ ድንግል ማርያም አማላድነት ናይ ቅዱሳን ተራዳእነት ምስ ኩላትና ይኹን
ብሩኻተይ፡
ሰላም ዝሰፈኖ ምሸት ይኹነልና
ፍትዋተይ አሜን✝️ ⛪🙏🏿💒🙏🏿🕯❤️⛪️❗️❗️❗️
አሜን አሜን አሜን
ንኣም በስላሴ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
መድሃኒኣለም የለን ዝሰኣኖ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ብሓቂ ጠዕሙ ዝማሬ ስላሴ እዮሞ ትርጉም ህላዌና ኣጋእዝተ ስላሴ ይባርኹካ ከቡር ሓውና🤲🤲🤲💒
ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዎና ፀጋበረከቱ የብዘሐልኩም ኣሜን(3)🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌺
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ምስግና ሓውና : ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይባርኽ !
ናይ በሓቂ ኦርቶዶክሳዊ መዝሙር !
ዝማረ መላኽቲ የመኣልና🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏 🙏 🙏 ⛪ ⛪ ⛪ ❤️ ❤️ ❤️ ☦️ ☦️ ☦️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ምስግና ሓዉና ጸጋ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ምስ ድምጽካ ምስ ተዉህቦ ዝነብረካን ኩሉ ግዝየ እንዳ ተጸበኩካ እየ ኔረ እሞ ህጂ ዉን ማይ ኣይሓሎፎን ምስቲ ጡዑም ድምጽካ መጺካና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና
መለከቶም ሓደ ኣካሎም ሰለስተ ኣይንብልን ኢና ክልተ ወይ ኣርባዕተ መንግስተ ስላሴ ንዘላለም ኣለም ዝማረ መላኢክት የስምዓልና
Amen Amen Amen zmare melaktiy yesmalna sahilomun hibbtiy redetim nay qdsti slasiy meskuluna ykun ❤❤❤
Zmare Melakt yesmaolna diyaqun Msgna hawey.
Edmen tonan yhabelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኢግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዛሃልካ ዲ ምስግና ዘኢምነኢሱ ውስተ ቤተ አግዚኣብሄር ሂወቱ
ማሪያምሰ ሃርየት መክፈልተ ሰናይ ዘኢየሃይድዋ ሰናይ ጉኡዞ መሪሁካ ኣሎ ኣምላክ ሙሉ ይግበረልካ
ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ይሕዋተየ ኣጋዝእቲ ሲላሴ ኣይፈለዩ ካብ ሂወትና ይሕዋተየ🙏🏾🙏🏾🙏🏾😭💐💐💐👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾⛪✝️ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
Filimon negassi tesfay Amen Amen Amen
ኣሜንንን
Aseyyy Aseyyy Aseyyy dyaqcon msgna hawna enqa bselam mexakana zebenka ybark
ኣልልልልልል ኣልልልልልልልልል ኣልልልልልልልል ምዝምርን ምልኣኽቲ የስምዑንክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Zmare meliekiti yesmaelna EDMen tienan yhabkm ❤❤❤
Amen (3) zimare melakit yesmalina 🙏🙏🙏
Selase berhan betay temesgankum agazte selase kebre nesmkum yekun
Amen🕊💒🕊🙏🕊 namn bslase wentemn bslase slase eyom alem zfeteru slase yom kbirom znebru
slase eyom mstir nay emnetna 🕊💒🕊🙏🕊🌹
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️♥️💙
Zmare melakti yesmaalna (3) Amen Amen Amen 🙏
Yes zfetwa mezumur temesgen amlakey nzemerti yehwatna kal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
❤❤❤amin 🙏 amin 🙏 amin 🙏
ኣሜን ኣሜን፡ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሕ
Amen amen amen zmare melaketi yemalena xegu yebzhalekum❤🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ዲያቆን ምስግና
Amen Amen Amen kale hewit yasmana Amen
ኣሜን((3)) ዝማሬ መላእክት የስመዐልና የቀንየና ዲያቆን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ❤❤❤👏👏👏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ።
ኣሜን ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና🤲🥰
Zmare meliekiti yesmaelna ❤❤❤
Amen(3) Ellllllllllllll zmare melaekti yesmalna ❤❤❤
ኣሜን(3)🙏🙏🙏ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ቅድስት ሥላሴ ምሕረት አይፈለየና
ቃል ሂወት የስማዕና⛪⛪⛪🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዘመሬ መላእክት ያሰመዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ዕድመን ጸጋን ፈጣሪ ይሃብካ ድያኮን ሓውና
amen amen amen zemarie melakte yesmalna deyaqon hawey. amlak xegu yebzehlka.
እዛ መዝሙር ክንደይ ግዜ ገርረ ዝአለሽክዋ ተመስገን ሥላሴ አብ ዕለቶም ረኪበያ
❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖😍🌹🌈❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@@costybrigitte-vs6cy🌈 ❌
❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
Esze😊9qz1a😢1😮3etaaa 21st à is a a q0d
Wn1111g¾and a 😂@@costybrigitte-vs6cy
Zemare melakten yasemalen tergumun balawkem des yemel mezmur new temesgen🙏🙏🤲👏👏👏❤❤❤
🙏🙏🙏ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኣምላክ🙏
Amen(3)kale hiwet yesmealna❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና.
አሜን አሜን አሜንንን❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዠማሬ መላእክት ይስማዓልና
Amen Amen Amen Zemaria Melaikti yesmealn neamen be Selasie
ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ምስግና ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሔር
ንኣምን በስላሴ
Amen
Amen amen amen zimare melakti yesmalna kuburat yihwatey 🤲🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒❤❤❤
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና♥🙏
ዕልልልልልልልልልል ዝማረ ምላእኽቺ የስማልና ኣሜን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💒🌱🌱🌱🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻
ዕልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም🕊
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬመላእኽት የስመዐልና 🌿🌿🌿🌿
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
Zemare mlaheketen yasmalen ElElElElElElElE ElElElElElElElE ElElElElElElElE ElElElElElElElE
ኣሜን ኣሜን ኣሜን።❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ክቡራት ስድራ እግዚኣብሔር።
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ሓወይ
ኣሜን ቅድስቲ ስላሴ ጸጎኦም የብዝሕልኩም።
ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ክብራት ኣሕዋትና 🙏🙏🙏👏👏👏
Amen zmare melakti ysmalna Dyakon msgna naka dma nay agolkulet zemenka ybarkelka
ኣሜን(3)🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen Zimare melaekti yesemealna !!!
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤
Elllllllllllllll Ellllllllllllll Elllllllllllllll
Dyaqon Hawey kbri Msganan N Fetari kulu Alem Nezi zgeberelka Zmarie Melaekt Yasmealna Nay Agelglot zemenka ztebareke ykun.
Azu des zbl mezumur amlak xegau ybzhalka yeni jgna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና
Amen ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን እግዚኣብሔር ኣገልጉሎትካ ይባርኽ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ክቡር ሓውና ዲያቆን ምስጉን: እግዝኣብሄር ጸጉኡን በረኸቱን የብዝሓልካ:: ስለ እቲ ናይ ወትሩ ኣበርክቶ ኣገልግሎትካን መዝሙርካን ድማ እግዚአብሔር ዓስቢ ኣገልግሎትካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
P ,,oratoriolppp phillip a oratoriopp
P ,,oratoriolppp phillip a oratorioppLlllll. 😂😂😳😳😂😳😁😁😭😳
Ddawqqq quantitati
ዕልልልልልልልል፡ ንአምን በሥላሴ
ደስ ተብል፡ ብዙሕ ግዜ ፈትሸ ስኢነያ ዝጸናሕኩ መዝሙር እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና ድያቆን.