ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Jigna, Anbesa Mekonen Wedi Digsa 10 Sebay Thanks 100%.
Thanks for your information
ሃወይ ሞከነን ጅግና እድመን ትናን ይሃብካ
ጅግና መኮነን ❤
You are really hero papa Eritreawi
I love you elf and eplf we are all on People we are eritrean People unitéd to Cat
I Was borne in in 1975 in eritrea in keren iam 46 yearsold elf and eplf united 2o21
Bizaeba Deo Entay tifelit Mekonen.
እዚ ሕልኩስ ልጅ ኢሳያስ መን እዩ ከምዚ ዓይነት ሃገር ናይ ምሻጥን ምልዋጥን መሰል ሂቡዎ? እስከ ካብ ምቑዛም ሓሊፍና ኩሉና "መን ብዝሃበካ ስልጣን ኢኻ ንስኻ ነዚ ኩሉ ህዝቢ ተሳራጥይ ዘለኻ?" ምባል ንጀምርን ንሕተትን:: ልጅ ኢሳያስ ኳ ሓደ ጦርቋሽ ጭራ ፍጥረት እዩ: ዘለዎ የብሉን ጃጃዊ እዩ: ከመይ ገይሩ እዩ ኣብዚ ደረጃ በጺሑ? ኣብ ዉሽጢ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራ ተሓቢኡ ከም ተጋዳላይ ኮይኑ እንዳ ተጋደለ ዘይኮነ እንዳ ተዋሰአ ዝነበረን ዘሎን ጠላም ሕልና ኣልቦ ዝኾነ ፍጥረት እዩ:: ንምኳኑኸ ስለምንታይ ኢና ክሳብ ክንድዚ ነኽብሮን ንፈርሖን ጸኒሕና? ተዋሳኣይ ኢሳያስ ብስስዐ ስልጣንን ዕብለላን ሰኺሩ ብታህዋኽ ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ዕንደራ ምስ ጀመረ ኩነታት ካብ ቁጽጽሩ ወጺኡ ይርከብ:: ግን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣሉታዊ ምዕባለታት ንኣስመራ ገጹ ይቐርብ ስለዘሎ ልጅ ኢሱ ስልጣኑ ንምዕቃብን ምስ'ዞም ሰብ ደምና ዝኾኑ ኣምሓራ ኮሸምሸም ክብል ግድነት ኮይኑዎ ኣሎ:: ብኻልእ ወገን ከኣ ተጋሩ ካብ ምክልኻል ሓሊፎም ናብ ፍጹም መጥቃዕቲ ይሻባሸቡ ኣለዉ:: ብልጽግና ከኣ ዝነበሮ ሓይሊ ጸንቂቑ ናብ ተጸባይ ሰራዊት ክልል ኣምሓራ ኮይኑን ሓድሽ ሰራዊት ኣብ ምስልጣን እዩ ዝርከብ ኣሎ:: ንግዚኡ ምስ ብልጽግና ደዉ ክብል ዝኽእል ሓይሊ እቲ ገለ ክፋል ናይ ኣምሓራ ጥራሕ እዩ። እንተኾነ ግን ኢሱ መድሓን ገጽ እንተኾነቶ ኢሉ ቅድሚ እቲ ክወርዶ ዝኽእል ወተሃደራዊ ዉርደት ሰራዊቱ ምስ ክብረቱ ከሎ ካብ ኢትዮጵያ ክስሕብ ወይ ካልእ ናዕና መዐሸዊ ዝኸዉን ተዋስኦታት ከም ዝጅምር ኣየጣራጥርን:: ልጅ ኢሱ ዘይተረደኦ ግን ሰራዊት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝኣተዎ ኣትዩ ክሳብ መጨረሽታ ጥፍኣቱ ክፋለሞ ቆሪጹ ከምዘሎን ነዚ ንምትግባር ከኣ ኩሉ ሕጋዊ መሰል ከም ዘለዎን እዩ። ምሽክናይ ልጅ ኢሱ ኣረጊት ዝብኢ ስስዐን ፍቕሪን ስልጣን መጥፊኡኡ ኮይኑ ኣሎ...
ናይ ኣማዉታ ገብረጻድቕ ኩባ ክትፈልጥ ትደልይ ዘለኻ ሰብ ቀዳማይ ምስክር ሰብ ሰለዘሎ ጸሓፈለይ::
ብምንታይ ክንረኽበካ
ወዲ ዐፋ እዚ ኹሉ ብማይ ውዑይ ጌሮም ዳጥፍእዎም ከመይ ዘይፈልጥ ኩሎም ጨካናት ኢዮም ብዙሓት አብ መሪሕነት ዝራኸብዎም ግብረሰደማውያን ኔሮም ዳሕራይ ንኸይፍለጡ ሚስጥሮም ቀቲሎሞም ብዙሓት ሓለፍቲ ይራኸብዎም ኔሮም ብማይ ውዑይ ዝቐትሉ ተነይሮም ካበይ አምፂኦሞ እዚ ጭካኔ ግብረሰዶማውያን ዘብሎም ዘጠርጥረካ ከምዚ ወድኸምዝን እዩ
ሻዕቢያ ግብረሰዶማውያን እዮም
አብ ደም ዝሰርጽ ጭቡጥን ሓቀኛን ታሪኻዊ አሰተምህሮ።
1)እቲ ዉግእ ሕድሕድ ኢሰያስ ድዩ ጀሚርዎ ዋላ' ስ መራሕቲ ጀብሃ ? 2 ) እቶም ህዝባዊ ሓይሊታት ፡ ንመን መን ዝጠርነፈ እዮም ነይሩ ? እታ ሮምዳን ኢሰያስን ነንብይኖም ሓይሊታት ከምዝነብሩ እዮም መራሕቲ ሻዕብያ ዝጽዉይልና ።ሰለዚ ብኸመይ ንመራሕቲ ጀብሃ ክጥፍእዎም መሪጾም ፡ምስ መራሕቲ ህዝባዊ ወያኒ ሓርነት ትግራት ብቀጥታ ብዘይዝኾነ ቅድመ ኩናት ክሳማምዑ ክእሎም ?
Send me your number I will tell u
Jigna, Anbesa Mekonen Wedi Digsa 10 Sebay Thanks 100%.
Thanks for your information
ሃወይ ሞከነን ጅግና እድመን ትናን ይሃብካ
ጅግና መኮነን ❤
You are really hero papa Eritreawi
I love you elf and eplf we are all on People we are eritrean People unitéd to Cat
I Was borne in in 1975 in eritrea in keren iam 46 yearsold elf and eplf united 2o21
Bizaeba Deo Entay tifelit Mekonen.
እዚ ሕልኩስ ልጅ ኢሳያስ መን እዩ ከምዚ ዓይነት ሃገር ናይ ምሻጥን ምልዋጥን መሰል ሂቡዎ? እስከ ካብ ምቑዛም ሓሊፍና ኩሉና "መን ብዝሃበካ ስልጣን ኢኻ ንስኻ ነዚ ኩሉ ህዝቢ ተሳራጥይ ዘለኻ?" ምባል ንጀምርን ንሕተትን:: ልጅ ኢሳያስ ኳ ሓደ ጦርቋሽ ጭራ ፍጥረት እዩ: ዘለዎ የብሉን ጃጃዊ እዩ: ከመይ ገይሩ እዩ ኣብዚ ደረጃ በጺሑ? ኣብ ዉሽጢ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራ ተሓቢኡ ከም ተጋዳላይ ኮይኑ እንዳ ተጋደለ ዘይኮነ እንዳ ተዋሰአ ዝነበረን ዘሎን ጠላም ሕልና ኣልቦ ዝኾነ ፍጥረት እዩ:: ንምኳኑኸ ስለምንታይ ኢና ክሳብ ክንድዚ ነኽብሮን ንፈርሖን ጸኒሕና? ተዋሳኣይ ኢሳያስ ብስስዐ ስልጣንን ዕብለላን ሰኺሩ ብታህዋኽ ኣብ ዉሽጢ ኢትዮጵያ ወተሃደራዊ ዕንደራ ምስ ጀመረ ኩነታት ካብ ቁጽጽሩ ወጺኡ ይርከብ:: ግን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣሉታዊ ምዕባለታት ንኣስመራ ገጹ ይቐርብ ስለዘሎ ልጅ ኢሱ ስልጣኑ ንምዕቃብን ምስ'ዞም ሰብ ደምና ዝኾኑ ኣምሓራ ኮሸምሸም ክብል ግድነት ኮይኑዎ ኣሎ::
ብኻልእ ወገን ከኣ ተጋሩ ካብ ምክልኻል ሓሊፎም ናብ ፍጹም መጥቃዕቲ ይሻባሸቡ ኣለዉ:: ብልጽግና ከኣ ዝነበሮ ሓይሊ ጸንቂቑ ናብ ተጸባይ ሰራዊት ክልል ኣምሓራ ኮይኑን ሓድሽ ሰራዊት ኣብ ምስልጣን እዩ ዝርከብ ኣሎ:: ንግዚኡ ምስ ብልጽግና ደዉ ክብል ዝኽእል ሓይሊ እቲ ገለ ክፋል ናይ ኣምሓራ ጥራሕ እዩ። እንተኾነ ግን ኢሱ መድሓን ገጽ እንተኾነቶ ኢሉ ቅድሚ እቲ ክወርዶ ዝኽእል ወተሃደራዊ ዉርደት ሰራዊቱ ምስ ክብረቱ ከሎ ካብ ኢትዮጵያ ክስሕብ ወይ ካልእ ናዕና መዐሸዊ ዝኸዉን ተዋስኦታት ከም ዝጅምር ኣየጣራጥርን:: ልጅ ኢሱ ዘይተረደኦ ግን ሰራዊት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝኣተዎ ኣትዩ ክሳብ መጨረሽታ ጥፍኣቱ ክፋለሞ ቆሪጹ ከምዘሎን ነዚ ንምትግባር ከኣ ኩሉ ሕጋዊ መሰል ከም ዘለዎን እዩ። ምሽክናይ ልጅ ኢሱ ኣረጊት ዝብኢ ስስዐን ፍቕሪን ስልጣን መጥፊኡኡ ኮይኑ ኣሎ...
ናይ ኣማዉታ ገብረጻድቕ ኩባ ክትፈልጥ ትደልይ ዘለኻ ሰብ ቀዳማይ ምስክር ሰብ ሰለዘሎ ጸሓፈለይ::
ብምንታይ ክንረኽበካ
ወዲ ዐፋ እዚ ኹሉ ብማይ ውዑይ ጌሮም ዳጥፍእዎም ከመይ ዘይፈልጥ ኩሎም ጨካናት ኢዮም
ብዙሓት አብ መሪሕነት ዝራኸብዎም ግብረሰደማውያን ኔሮም ዳሕራይ ንኸይፍለጡ ሚስጥሮም ቀቲሎሞም ብዙሓት ሓለፍቲ ይራኸብዎም ኔሮም
ብማይ ውዑይ ዝቐትሉ ተነይሮም ካበይ አምፂኦሞ እዚ ጭካኔ
ግብረሰዶማውያን ዘብሎም ዘጠርጥረካ ከምዚ ወድኸምዝን እዩ
ሻዕቢያ ግብረሰዶማውያን እዮም
አብ ደም ዝሰርጽ ጭቡጥን ሓቀኛን ታሪኻዊ አሰተምህሮ።
1)እቲ ዉግእ ሕድሕድ ኢሰያስ ድዩ ጀሚርዎ ዋላ' ስ መራሕቲ ጀብሃ ?
2 ) እቶም ህዝባዊ ሓይሊታት ፡ ንመን መን ዝጠርነፈ እዮም ነይሩ ?
እታ ሮምዳን ኢሰያስን ነንብይኖም ሓይሊታት ከምዝነብሩ እዮም መራሕቲ ሻዕብያ ዝጽዉይልና ።
ሰለዚ ብኸመይ ንመራሕቲ ጀብሃ ክጥፍእዎም መሪጾም ፡ምስ መራሕቲ ህዝባዊ ወያኒ ሓርነት ትግራት ብቀጥታ ብዘይዝኾነ ቅድመ ኩናት ክሳማምዑ ክእሎም ?
Send me your number I will tell u