ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እረፍቲ ዝህብ ጎይታና እየሱስ እዩ እይ አይትጋገይ ዝሐፍትይ ኩሉ ጊዜኪ ንአምላኽ ሀብዮ ,ግዜን እግዚኣብሔር ይክበረሉ🙏🙏
Bhaki xbuk thzto aleki brkti hafty, seb gn kab amlak tefeliyu hakena erefti krekb aykealn..Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።29-30: ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም። tebareki❤
ሻሎም ተባረኽ/ኺሓሳብ አላትኒሞ ከኻፍለኪ /ካንሕና ደቂሰብ ማሕደር ህያው መንፈስቅዱስ ከም ምዃንና መጠንንነብስና ክንሕሉ ( ንስጋና ከነዕርፋን ክንከናኸናን ከነንቅሐን )ፈቃድ አምላኽ እዮ ደቁ እንዲና ጸቢቅና ክንርአ ከለና ጎይታና ይምስገን እዩ እሞ ኣሕዋተይን ኣሐተይንንኽብሪ አምላኽና ኢልና ነብስና ንሐሉ ጎይታ እየሱስ አዕዚዙይባርኽኩም
Erefti kab amlak eyu ewe,gn,srahka,enda temaharka,amlak resieka aykone,srahka gerka,bmedeb tserho xbuq ala,ab nkedo guezena kea kulu gzie ke amlak alo
@@dl4055 Amen goyta yesus ybarekum hasabki teredieni alo❤
Wawwwwww nfiti🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you mearey
ብፍላይ ልዕሊ ክልተ ቆልዑ ተልዮምካ ቀሊል ኣይኮነን ቆልዑት ውን እኩል ግዜ የድልዮም እዩ ደገ ግድን መዓልታዊ ከነውጺኦም ኣለና ኣብ ገዛ ውን activities የድልዮም እዩ ኣብ tv መታን ከይውዕሉ ብዝኾነ ቀሊል ኣይኮነን ብፍላይ ኣብ america ዘለክን ኣሕዋት ልዕሊ 2 ቆልዑት ብፍላይ ዘለና ኣናብስ ኢኽን💕 ❤️
What you stady tell me and where you live country
ጽቡቅ ሓፍተይ ናተይ ቀጽልዮ ቆልዑት ከ ክንደይ ኣለኪ? ብኸመይ ግዜ ምስ ቆልዑት እኩል ትህብዮም ብኸመይ ትሕግዝዮም ከ ካብ ተመክሮኪ ከኣ ሓደሽቲ ኣሕዋትና ስለዘለዋ ተመክሮኪ ኣካፍልየን ኢኺ ብፍላይ ቆልዑት ከኣ ግዜ ስለዝደልዩ thank you 🙏
Ok mearey
xboke medbki haftay kexlyo hto kehtki eta frnelki nay bone aby kerkba yekel
Kab aenda Habesha dukan eye geziaya kab calgari
Zeykewn sytzarebi endatemaharka hadar endamerahka kolu'aut hizka slezi gize yelen
Gzeka mmhdar tray eyu enber kulu ykewn eyu
እረፍቲ ዝህብ ጎይታና እየሱስ እዩ እይ አይትጋገይ ዝሐፍትይ ኩሉ ጊዜኪ ንአምላኽ ሀብዮ ,ግዜን እግዚኣብሔር ይክበረሉ🙏🙏
Bhaki xbuk thzto aleki brkti hafty, seb gn kab amlak tefeliyu hakena erefti krekb aykealn..Matthew 11 ትግ - ማቴዎስ
28: ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ።
29-30: ኣነ ለዋህ እየ፡ ልበይውን ትሑት፡ ኣርዑተይ ፈኵሽ፡ ጾረይውን ቀሊል እዩ እሞ፡ ኣርዑተይ ጹሩ ኻባይውን ተምሀሩ፡ ንነፍስኹም ከኣ ዕረፍቲ ኽትረኽቡ ኢኹም። tebareki❤
ሻሎም ተባረኽ/ኺ
ሓሳብ አላትኒሞ ከኻፍለኪ /ካ
ንሕና ደቂሰብ ማሕደር ህያው መንፈስቅዱስ ከም ምዃንና መጠን
ንነብስና ክንሕሉ ( ንስጋና ከነዕርፋን ክንከናኸናን ከነንቅሐን )
ፈቃድ አምላኽ እዮ ደቁ እንዲና ጸቢቅና ክንርአ ከለና ጎይታና ይምስገን እዩ እሞ
ኣሕዋተይን ኣሐተይን
ንኽብሪ አምላኽና ኢልና ነብስና ንሐሉ ጎይታ እየሱስ አዕዚዙ
ይባርኽኩም