Hawakil Entrainment -New Eritrean short movie 2023 መብጽዓ Promise by Yohannes habtegrgish (ጆንሜራ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 105

  • @user-cr6ir8nz2w
    @user-cr6ir8nz2w ปีที่แล้ว +11

    ዋውው ብሉጽ መልእኽቲ ዘለዋ ስራሕ 'ያ ቀጽልዎ❤️
    ወንጌል ማቴዎስ 5
    7፤ መሓርቲ፡ ምሕረት ኪረኽቡ እዮም እሞ፡ ብጹኣን እዮም። ☦️

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 ปีที่แล้ว +8

    ይቕሬታ ዝቕበልን በደል ኣሕዋቱ ዝሓድግን ትሑት ልቢ ስቡር መንፈስ ይዓድለና እግዚኣብሄር ጽቡቕ ስራሕ ክቡራት ኣሕዋት

  • @temsgnamlaky6373
    @temsgnamlaky6373 ปีที่แล้ว +23

    ይቅር ዝብል ልቢ የዓድለና ፈጣሪ💘🙏

  • @aronkeleab8088
    @aronkeleab8088 ปีที่แล้ว +3

    Bitam mahrit eya nezom mis yehwatkum Basi zelku irqe and niseb hadar ka fikir❤

  • @ድንግለይኣዶጎይታይ-ዘ7ዸ
    @ድንግለይኣዶጎይታይ-ዘ7ዸ ปีที่แล้ว +8

    ናይ ብሓቂ ይቅሬታ ዝሓትት ልሳን ይቅሬታ ዝቅበል ልቢ ይዓድለና ❤ ንሰኩም እዉንቀፅልዎ ኣሕዋተይ 🥰

  • @TesfuGerye-cn5dp
    @TesfuGerye-cn5dp ปีที่แล้ว +4

    Eritrawnet kubur mennet

  • @zaraexpress7333
    @zaraexpress7333 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ሓቂ ክርስትያናት ይቅረ በሃልቲ ይግበረና። አሜን።

  • @tesfaldetbrhane7745
    @tesfaldetbrhane7745 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝተውከለ ዝሓፈረ የሎን ዝሰተውዕል ልቦና የዓድለና።

  • @SeareTn
    @SeareTn ปีที่แล้ว +3

    ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና (ኣሜን)

  • @weghufetwi5868
    @weghufetwi5868 ปีที่แล้ว +2

    ዋውው ኡዝንና ከም ማይ ዝሰተ ቀላት ካብ ዘይንሰምዕ ዓመታት ኣቅጽሩ ነይሩ ተመሰገን ፈጣሪ ሓረግ ወለድና ከምዝይ ማኣሰኮን ይምለሰ ይኾውን የቅንየልና ጄን ብርዕካ ይሰስን ❤

  • @God-db9vp
    @God-db9vp ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ ድራማ እዩ ብጣዕሚሚሚ መሃሪት።

  • @almazhabtealmazhabt5003
    @almazhabtealmazhabt5003 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውውውውውውውው ብጠዓሚ መሃሪትን ደስ በሃሊትን ፊሊም ቀጽልዎ ብርዕኩም ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @mebrahtukeleta3323
    @mebrahtukeleta3323 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ማሃርን ኣስተማሃርን ስራሕ እቲ ነዚ ኣ ዝደረሰ ብጣዓሚ ይድነቕ እዩ ፍሉይ ስራሕ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹

  • @josanjossi5308
    @josanjossi5308 ปีที่แล้ว +1

    Wow wow wow. Perfect performance, message & everything 100 ❤❤❤

  • @fil_Po
    @fil_Po ปีที่แล้ว +3

    ኣዝያ ማሃሪትን ኣደናቂትን ትሕዝቶ ዘለዋ comedy .
    ብጣዕሚ የድንቀኩም ካብ ጥሕዝቶ ኣይትበል ኣቀራርባ ዘደንቅ።
    Well ክብምዚ ዓይነት ምሃሪ ኣዛናጋዒ ዛንታን ብዙሕ ዝውትር ኣይኮነንን ጸኒሑ ካብ ቢኪያትን ዘረባን ዝሓልፍ ኣይኮነንን ጸኒሑ ስራሃምሓት comedy ብፍላይ ናይ ብዓል ዳዊት ዘረባ ዝበዝሖ ኣሰልቻዊን ኦዩ ክዝርጋሕን ኣሎን ይቅጽልና ኣሎ ።ከም'ዚ ዓይነት ስራሓት ግን ኣዝዩ ኣዝዩ ክድፍኣሉን ክስራሓሉን ዘልዎ ጉዳይ ኢዩ።
    ስለዚ ኣዝየ ኢዩ ተመሲጠ comedy ካብ ዘይ ሪኢ ነዊሕ ኮንኒ ኣሎ።
    Keep it up and Carry on.
    Fili.

  • @fala1219
    @fala1219 ปีที่แล้ว +7

    ዋውው ይበል ፍልም ቀጽልው ኩሉ ግዜ ከምዚ ናይ ዓዲ ክከውን ኣለው ፊልም ❤❤❤

  • @ትግራይእያዓለመይ-ጨ4ፀ
    @ትግራይእያዓለመይ-ጨ4ፀ ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏❤

  • @senayeri433
    @senayeri433 ปีที่แล้ว +4

    ጆን ሜራ ሓወይ ብርዕኻ ትሰስን 💗🙏💗

  • @rutaweldeyohannes1600
    @rutaweldeyohannes1600 ปีที่แล้ว +3

    ከመይ ዝበለት ፊልም ብጣዕሚ መሃሪት👍👍👍🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam5417 ปีที่แล้ว +2

    ❤️👍👍👍👍👍👍

  • @muraeltv3436
    @muraeltv3436 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤Nay behaki meharitn menfeska tergi a film ❤❤❤btami nemesgnekum❤❤❤

  • @biniamghide3957
    @biniamghide3957 ปีที่แล้ว +1

    Nabehaki azya maherit Ezgabher amelka yekre bahlti yeberna Amen

  • @amanmikyas809
    @amanmikyas809 ปีที่แล้ว

    ብጣዓሚ ደስ ትብል ፍልሚ ማሃርት:: ን ዝኾነ ባዓል ጸጋ መብዛሕትኡ ሰብ ኣቀድሙ ብኣሉታ እዩ ዝጥምቶ ::ማለተይ ጠንቃሊ ካብ ፊራሃ እግዝኣብሄር ዝራሓቀ ገርና ምፍራድ::ካብ ከምኡ እልካ ምፋራድ ኣቀድምና ግን ካብ እግዝኣብሄር ዝተዋህቦ ጸጋ ከይ ከዉን ነብስና ምግታእ የድሊ::

  • @ዝፋን
    @ዝፋን 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደሰ ትብል

  • @afewerkighebray5800
    @afewerkighebray5800 ปีที่แล้ว +1

    ብጠዓሚ መሳጢትን መሃሪትን ስራሕ

  • @HawakilEntertainment
    @HawakilEntertainment  ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ክቡራት ተከታተልቲ ሃዋኪል ኢንተርታይንመነት ከመይ ኣለኩም ጽቡቅ ክትህልው ትምኒተይ እንዳገለጽኩ ኣብ መደባትና ሓጋዚ ዝኮነ ሪኢቶኩም ሃናጺ ነቀፌታኩም ብኣክብሮት ንጽበ ንመጻኢ ሓጋዚ ስለ ዝኮነ ንዓና ❤ ነዛ channel ንምዕባይ ከኣ Subscribe share like እንዳገበርኩም ኣተባብዑና እዛ Channel ናይ ህዝቢ ያ ስለዚ ኣብ ባህልን ሕብረተሰብናን ጸቂጥና ክንሰርሕ ናትኩም ድጋፍ ኣይፈለየና ክብረት ይሃበልና ኸኣ ደቂ ዓበይቲ ❤️💎🙏

    • @tedibadi6954
      @tedibadi6954 ปีที่แล้ว +1

      ሕብረተሰብና ነዚ ባህልና'ዩ ናፊቅዎ'ዩ ዘሎ እቲ ዝበዘሐ ኣብ ባህልና ጸቂጥ'ዩ ዝከታተል ጽቀጥሉ ኢኹም🙏

    • @yoseftekkezghi9228
      @yoseftekkezghi9228 ปีที่แล้ว +1

      Qisenu ajokum deqi rimey halalat ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @belayneshtemesgen1685
    @belayneshtemesgen1685 ปีที่แล้ว +1

    Shewitey mqrti miss u keep it up

  • @user-kc1ew4pz5j
    @user-kc1ew4pz5j ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይ ኣዝያ ባህ ትብለካ ኣፈጻጽማ ዓባ ትምህርቲ ዝሓዘት ብምኮና የቀንየልና🌴🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌲🌲🌲🌲🍁🍁🍁🍁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍁🍁🍁🍁🍁🍁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kasay67
    @kasay67 ปีที่แล้ว +1

    ጽብቅቲ ስራሕ፡እግዚኣብሔር ሓይሉ ይሃብኩም።

  • @genetgirmay7826
    @genetgirmay7826 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @assaftesfaalem
    @assaftesfaalem ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ትምህርቲ ::

  • @afewerkihabtaeb7097
    @afewerkihabtaeb7097 ปีที่แล้ว +6

    ኣብዚ ንሃለካ ምሃርን ትርጉም ዘለዎ ፍሊም ❤❤❤❤

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ትብል ናይ ባሓቂ ማሃሪት ፊልም ዝያዳ ሰፍሐ ብዙሕ ምህሮ መማህላለፈት ንሕብረተሰብ ቀጽልዎ ውውው

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 ปีที่แล้ว +1

    Betami mharet yeqere beal xega amlak eu❤

  • @በርሚልቅዱስጊዮርጊስ
    @በርሚልቅዱስጊዮርጊስ ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ናይ ብሓቂ ፍሊቲ ፊልም ጸጉኡ የብዘሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @asmeromgerezghier2824
    @asmeromgerezghier2824 ปีที่แล้ว

    ማሃሪት ስራሕ ብርዕኻ ይሰሰን

  • @sarbean4827
    @sarbean4827 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ብጣዕማ ሓፂራ

  • @yoseftekkezghi9228
    @yoseftekkezghi9228 ปีที่แล้ว +2

    Nice job deqi rimey qexilwo ❤❤❤❤

  • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
    @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ ปีที่แล้ว +1

    ጽብቅቲ ፍሊም ግን ደስ ትብለኒ ክላስካል ናይ ቅድምሕጂ ዝገበርኩማ ዕዳጋ ኣድጊ ትብል ኣብኣ ዘላ ክላስካል ኣሞንጎ ትኣቱ ብጣዓሚ እየ ዝፈትዋ ባጃኹም ኩሉ ግዜ ኣብ ሞንጎ መንጎ የአትዉላ ዘይትምኖ እያ።

    • @HawakilEntertainment
      @HawakilEntertainment  ปีที่แล้ว +1

      ዘልኩሞ ንእዘዝ ወዲ ዓበይቲ ክብረት ይሃበልና ❤️👏

  • @user-mz9cj4fu2r
    @user-mz9cj4fu2r ปีที่แล้ว +1

    GREAT

  • @banatewelde2892
    @banatewelde2892 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @shushayhagostesfay3051
    @shushayhagostesfay3051 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና 🙏😍😍😍😍❤❤

  • @tedibadi6954
    @tedibadi6954 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው👏👏👏

  • @erinabella5455
    @erinabella5455 ปีที่แล้ว

    ንዝበደልዎ ዝምሕር ካብ ፈጣሪ ምሕረት ይረክብ : ንምሓሓር ክንምሓር ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @syena-ph8fs
    @syena-ph8fs ปีที่แล้ว +2

    Awy des bahali bahaki btarik yfelta nare

  • @rawaamer-hu9sg
    @rawaamer-hu9sg ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ይቅረ ዝብል ልቢ ይሃበና እግአብሔር ኣምላኽ👏💖

  • @ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ
    @ፊሊሞንተስፋይርአሰደብሪኣ ปีที่แล้ว +2

    ብ መምህር የውሃንስ ሃብተገርግሽ ዝተሰርሐ ኣዚዩ መሃሪ ኢዩ❤❤❤❤

  • @furtigirmay
    @furtigirmay ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwwww btami mhartin tekamitin filmi niccccc ❤❤❤❤❤❤❤❤ kexilwo

  • @LbonaTV
    @LbonaTV ปีที่แล้ว

    ሽብቅ ስራሕ

  • @erihalal3290
    @erihalal3290 ปีที่แล้ว

    ብሉጽ ስራሕ ደቂ ኤረይ ❤❤❤በጃኹም ኩሉ ግዜ ከምዚታት ኣምጽኡልና ጆን ሜራ ኩሉ ግዜ ብሉጸይይይ💎🐅🐅

  • @nr6537
    @nr6537 ปีที่แล้ว +1

    🔥🔥🎥🎥

  • @looniesey4428
    @looniesey4428 ปีที่แล้ว +2

    ጆን ሜራ : ደቦጭ ወዲ ፍርዙን ጌና ካብ ንእስነተይ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ምሃሪ ፅሑፋት እንዳዳለኻ ኢየ ዝፈልጠካን ዘድንቐካን ኔረ :
    ኩሉ ፊልምታትካን ድርሰታትካን እካ እንተኣድነቕክዎ ከምዚኣ ግን ኣይረኣኹን ንልቢ ክልተ ኣሕዋት እተራኽብ ዛንታ ኢያ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegatekle4957
    @tsegatekle4957 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ከመይ ዝበለ ፊልም ይሰስን ናይ ብሓቂ ምሃሪት ኣዘናጋዕን

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane91 ปีที่แล้ว

    Bitte xubuk meharit thanks

  • @habentesfalem3501
    @habentesfalem3501 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ማሃሪቲ ፊልሚ ግን ሓንቲ ክብለክሙ ዝደሊ ናይ ሃገርሰብ ፊሊሚ ክትሰርሑ ኮለኩም ኣብ ተውጺኢዎ ቃላት ተገደሱ ደ ዘይከንኩን ክትጥቀሙ ዘለኩም ዘ እኮም ክጥቀሙ ዘለኩም

  • @kflaytesfldet2091
    @kflaytesfldet2091 ปีที่แล้ว +2

    Abze gze eze fqery eu ete wana gda btame des tbel jun qexla bjka

  • @IssayasGebreindrias
    @IssayasGebreindrias ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @lwamfishaye3181
    @lwamfishaye3181 ปีที่แล้ว

    good choise of Brothers

  • @stighehanaghebreyesus1696
    @stighehanaghebreyesus1696 ปีที่แล้ว

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @senunatey5712
    @senunatey5712 ปีที่แล้ว

    Xbu mikri❤❤

  • @aman6148
    @aman6148 ปีที่แล้ว

    Welcome back deqi eri

  • @nobelpreisE
    @nobelpreisE ปีที่แล้ว +2

    Ata izi begii tewhbo alewo nay mwsaiii

  • @meryemm2193
    @meryemm2193 ปีที่แล้ว +1

    ማርሓባ ጎሮቤትና❤❤❤❤

  • @genetkebede278
    @genetkebede278 ปีที่แล้ว +2

    Tuf belo tay felati elka ke eti zfetre liul amlak kelos nay tenqalay zfetere amlak kelos nizteftere🙏

  • @user-de5nk9tb6q
    @user-de5nk9tb6q ปีที่แล้ว +1

    Behaki❤❤

  • @sikosilo4629
    @sikosilo4629 ปีที่แล้ว +2

    ketslwa btaimi des bahalit eya

  • @entsaryakob1832
    @entsaryakob1832 ปีที่แล้ว +2

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @herilove3510
    @herilove3510 ปีที่แล้ว

    Shewitey shikor good to 👁️ u ❤❤

  • @geneteden4343
    @geneteden4343 ปีที่แล้ว +1

    ንምንታይ ይኸዉን ዛርን ማይጮሎት ሐደ ዝኸዉን ?? ዛር ከም ናይ ኣምላኽ ሐይሊ ዝራኣይ ከ??

  • @rishansolomon9726
    @rishansolomon9726 ปีที่แล้ว +1

    ❤🎉❤🎉❤

  • @hegdefmendefxirehezbi7368
    @hegdefmendefxirehezbi7368 ปีที่แล้ว +1

    Welcome Back deki Remeyyy mareyy ❤❤🤩✌✌✌

  • @haileabhabtezion6592
    @haileabhabtezion6592 ปีที่แล้ว

    Des tbl film

  • @amanuelgebremichaelsolomon168
    @amanuelgebremichaelsolomon168 ปีที่แล้ว

    Tsebuk srah nay behaki

  • @Garnacho-49
    @Garnacho-49 ปีที่แล้ว

    Nice movie❤❤❤❤

  • @aftmedia5470
    @aftmedia5470 ปีที่แล้ว

    www btammi xbuq srah

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 ปีที่แล้ว +1

    Felat icab setizem icab mezibay belaso kem polaso geezu dkemet amelkiena zewuen kesmukum eye lemunen khebkum ieye

  • @brhanalem5387
    @brhanalem5387 9 หลายเดือนก่อน

    ፈላጥ እኮ ጦንቃላይ ማለት ኢዩ ፎ ፎ ኣደድ

  • @hussen755
    @hussen755 ปีที่แล้ว +1

    መፅብዓዶ መብፃዓ?

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 ปีที่แล้ว +2

    ነዛ ፊልም ኣስፊሕኩም ካልኣይ ግዝየ inteተምጹልና ቡዙሕ ትምህርቲ ሓዝላ ሰለ ዘላ ንሕብረተሰብ ኣዝዩ ኣልማዛዊ ሓሳብን ኣስተምህሮ ክትሕልፍ ያ

  • @genetkebede278
    @genetkebede278 ปีที่แล้ว +2

    Hji grim zerba tenqalay zeymismakum niakum zibelo fetari hjiwo alo

  • @michaelasfeha888
    @michaelasfeha888 ปีที่แล้ว

    Kkkk niseytan elka zereba alo

  • @kibretmesele4213
    @kibretmesele4213 ปีที่แล้ว

    እንታይ ዩ ትመልእክቲ
    ጠንቓላይ ካብ መኣስ ዩ ናብ ኣምላክ መልእክቲ ዝሰድድ
    ወይስ ሰይጣን ምስ ኣምላክ ርክብ ኣለዎ
    እንታይ ዩ እቲ መልእክቲ።

  • @adenkibireab3607
    @adenkibireab3607 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷💝👍🏻🥰🥰🥰🥰🥰🎉🥳😂😅

  • @user-nv3lg6ev8z
    @user-nv3lg6ev8z ปีที่แล้ว

    እቲ ቀደም ብጽውጽዋይ ዝነገረና ዝነበረ ዕላላትሲ ኩሉ ብድራማ መልክዕ ትሰርሕዎ አለኹም ጽቡቕ ስራሕዩ እታ በጊዕ ግን አብ ደገሰላም ክትብላዕ ኔርዋ አይገበርክሞን።

  • @teklesesenbettadese3987
    @teklesesenbettadese3987 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥

  • @asmeromgerezghier2824
    @asmeromgerezghier2824 ปีที่แล้ว

    ማሃሪት ስራሕ ብርዕኻ ይሰሰን

  • @fhdfhd8937
    @fhdfhd8937 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤

  • @galerey9942
    @galerey9942 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lulakidane2398
    @lulakidane2398 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤

  • @tsegaarefaine7676
    @tsegaarefaine7676 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤