መዓልታዊ ብዝሑል ምሕጻብ ብዓይኒ ጥዕና ከመይ'ዩ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024
  • #eritrea #tigray #tigrigna #ጥዕና #coldshower

ความคิดเห็น • 390

  • @rutahabtemariam6751
    @rutahabtemariam6751 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks alot doktor❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👌👌👌

  • @Filipos22
    @Filipos22 8 หลายเดือนก่อน +58

    ኣነ ኩሉ ግዜ'የ ብ'ከትከት ዝብል ማይ ዝሕጸብ። ዳርጋ 4 ዓመት ምሉእ ብዝሑል ማይ ጥራይ ተሓጺበ ኣለኹ። ክጅምሮ ከለኹ ብማይ-ጸሎት(ማይ ድጋም) ምሕጻብ'የ ጀሚረዮ ደሓር ግን ጥዑም ጥዒምኒ ቀጺለዮ። ከምዚ ዝበልክዮ ውን ክብድክብ ምስዝብለካ ወይ ጭንቀት(ቅዛነት) ምስዝስምዓካ ብዝሑል ማይ ምሕጻብ ነቲ ዝስምዓካ ሕማቅ ስምዒት የህድኦ'ዩ። ስለዚ ብዝሑል ማይ ምሕጻብ ብዘይካ ነቶም ዘይምልከቶም ኩሉ ሰብ ከዘውትሮ ዘለዎ ጠቃሚ ልምዲ'ዩ። Tnx a lot Dr.Sharon ❤❤❤

    • @SamuTsegay
      @SamuTsegay 8 หลายเดือนก่อน +6

      ኣነ'ውን ብማይ ድጋመት ምሕጻብ ምስ ጀመርኩ 5 ዓመት ዝሑል ማይ እየ ዝሕጸብ ወላ ኣብ ግዜ በረዲ

    • @meazagaltgray9338
      @meazagaltgray9338 8 หลายเดือนก่อน +1

      _ኣነ እውን ዝሑል ማይ ብጣዕሚ እየ ዝፈቱ 3ዓመት ክኣ ትኩስ (ውዑይ )ትሓጺበ ኣይፈልጥን ድቃስ እውን በጥ እየ ዝብል_

  • @ካብቲክቶክ
    @ካብቲክቶክ 8 หลายเดือนก่อน +59

    ኣነ ሕጂ ኣብ ሽቃቅ ኮይነ ሰሞዐኪ ኣብኣ ከለኩ ከኣ ብ ዙሑል ማይ ተሓጺበ መስ ወዳእኩ ከኣ ደስ ኢሉኒ ኣሎ ሕጂ ደስ ኢሉኒ ከሎ እየ ዝጸሓፍ ዘለኩ እሞ፡ ኩሉ ጌዘ ብር ክትብሊ ተሓጎሲ መምህረይ!!!thank you

    • @edenhabte440
      @edenhabte440 8 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂😂

    • @ariamlove2191
      @ariamlove2191 8 หลายเดือนก่อน +2

      Beziy kury kemey gerka bzhul khtseb 🤔🤔🤔

    • @Natan0755
      @Natan0755 8 หลายเดือนก่อน +1

      ከዛብ 😂

    • @kb1956
      @kb1956 8 หลายเดือนก่อน +2

      ናይ ብሓቂ ተዳልውዮ ፕሮግራም ብዘይ ምግናን ኩሉ ብጣሚ ኣገዳሲ ኮይኑ ረኪበዮ፡ የቀንየልና ስለ ትህብና ትምሕርቲ፡ ምስ ሰማእክዋ ነዛ ቪድዮ ንነብሰይ ፈቲነያ ኣዝዩ ጽቡቅን ደስ ኢሉኒ ኣብ ዙሕልማይ ናይ ሎማንቲ ዓወት ብምምዝጋበይ❤ 😊 God bless you more!!

    • @kokobtemelso5204
      @kokobtemelso5204 8 หลายเดือนก่อน +1

      Nay shekak flash ke be zehul do gerkayo😅

  • @Gl.f
    @Gl.f 8 หลายเดือนก่อน +36

    ን 15 ዓመት ዝሑል ማይ ተሓጺበ ውጺኢቱ ጽቡቕ ኢዩ
    ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ጥዕናይ ምሉእ ኢዩ
    ኣብ ተመኩረይ ዝራኤኹዎ
    ካብ ቅዛነት ናጻ ኢዩ ዝገብረካ ስዓል ትብሃል ዳርጋ ኣይትሕዘንን ሸውሃተይ ክፉት ኢዩ ቃንዛ መጋጣጥሞ ይኹን ቃንዛ ርእሲ ናጻ ይገብሮ
    ትህኪት ትብሃል ጥቓኻ ኣይትቐርብን ኢያ
    ቆርበትካ ጽቡቕ ወዝ ይገብር
    ከምዛ ዶኮተር ሻሮን ዝብለትኩም ግን ድኻም ልቢ እንተ ሃሊኩም ጥንቅቕ በሉ ።

    • @sabamisghina7076
      @sabamisghina7076 8 หลายเดือนก่อน +1

      ☝️

    • @fortunam2729
      @fortunam2729 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@sabamisghina7076 ዋላ ጨጉርኺ ዲኺ ሳባ

    • @ቀንዴልትምምራሕመኪና
      @ቀንዴልትምምራሕመኪና 8 หลายเดือนก่อน +7

      ቅድሚ 11 ዓመት ካብ ከበሳ ናብቲ ብዝሒ ዝርገሐ ዘለዎ ጣንጡን ዓሶን ዘለዎ ከባቢ ዞባ ጋሽ ባርካ ሃገርና ብስራሕ ኣብ ዝተመደብኩሉ እዋን ኢየ ንክዝሕል ማይ ኣብ ኣፍደገ እንዳሕደርኩ ልዕሊ 3 ዓመት ይሕጸብ ስለ ዝነበርኩ ዝኮነ ዓሶ ዝብሃል ከይሓዘኒ ስደት ኣምሪ። ልዕሊ 8 ዓመት ኣብ ኤውሮፓ ብዝሑል ማይ ጥራይ ይሕጸብ። ንግሆ ክትንስእ ከለኹ ኣዝየ ትጉህ ኢየ ዝኸውን: ስዓል ከምኡ ውን ኣብቲ ጽንኩር እዋን ኮሮና ኣብ ጥቓይ ኣይቀረበን። ስለዚ ኣዝዩ ውጽኢታዊ ኢዩ ኣብ ኢድና ስለ ዘሎ ንጠቀመሉ።

    • @SaraSara-zu2vl
      @SaraSara-zu2vl 8 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ቀንዴልትምምራሕመኪናብቁሪ ሳዓት ተተሓፂብና ቁሪ ኣይንስሕብን ዶ

    • @ቀንዴልትምምራሕመኪና
      @ቀንዴልትምምራሕመኪና 8 หลายเดือนก่อน +1

      @@SaraSara-zu2vlሰላም ክቡር/ቲ ሓው/ብቲ
      ንሓደ ሰዓት ብዝሑል ማይ ምሕጻብ ጉድናዊ ሳዕቤን ከኸትል ይኽእል ኢዩ። ንጥዕና ኣወንታዊ ውጺኢት ክህልዎ ዝኽእል ካብ 8 -13 ደቃይቅ ብዝሑል ማይ ክትሕጸብ ካብ ዝተፈላከዩ ሕማማት ይከላኸል።
      ንኣብነት ስርዓተ ዑደት ደም ብግቡእ ከም ዝፍጸም: ካብ ጸቕጢ: ድኻም ካብ ዝተፈላለዩ ነድሪን ቃንዛን...... ክከላኸል ይኽእል። ብሓፈሻ ንሓደ ሰዓት ዝኣክል ማይ ኣብ ሰብነት ምሕጻብ ተጥፍእ እንተኮንካ ግን ንቑጠባውን ንማሕበራዊ ናብራኻውን ሃሳዩ ኢዩ። ስለዚ ግቡእ ኣጠቓቕማ ከነዘውትር ተመራጺ ኢዩ።

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 8 หลายเดือนก่อน +4

    የቀንየልና።
    ኣገደስቲ ሕቶታትን ርእይቶታትን ጠርኒፍኪ መብርህን ርእይቶን እንተትህብና ብትሕትና ይሓተኪ።

  • @Dermas2024
    @Dermas2024 8 หลายเดือนก่อน +10

    ክብርቲ ዶክተር ሻሮን፡ ኣቐዲመ ስለቲ ብቐጻሊ ትህብዮ ናይ ጥዕና ኣስተምህሮ ከመስግነኪ እፈቱ። ብዛዕባ ጥቅምታት ብማይ ዝሑል ምሕጻብ ወይ ኣብ ማይ በረድ ምእላኽ ካብ ተሞክሮይ ምሳኺ ብሙሉእ እሰማማዕ እየ።ርሑቕ ከይከድና ብማይዝሑል ምሕጽብ ኣብ ልምዳዊ ኣፈዋውሳና ኣዝዩ ዝውቱር ምዃኑ ከነተኩረሉ ይግባእ። ከም ኣብነት ንምጥቃስ፡ ማይ ጨ(ጸ)ሎት መብዝሕትኡ ጊዘ ኣብ ንግሆ እዩ ዝፍጸም። ዋላ ምሕጽብ ማይ ጳጉመን እውን እንተኾነ ብንግሆ ዝኾነሉ ምኽንያት ጥቕሚ ናይ ብዝሑል ማይ ምሕጽብ ኣብ ግምት ካብምእታው ዝነቐለ ምዃኑ ዘካትዕ ኣይኮነን። ብዓቢኡ ከምቲ ዝገለጽክዮ ብሰነፍልጠት (ስይንስ) ዝተደገፈ ጥቕምታት ንረኽበሉ። ብተወሳኺ’ውን ካብ ኣካላዊ ጽሬት (hygiene) ዝነቅል ጥቅሚ ኣለዎ። ሃልኪ ጽዓት’ውን ተውሳኺ ረብሓዩ። ስለዚ ንኹሉ ጥቕምታቱ ኣብ ግምት ብምእታው ከነዘውትሮ እላቦ።። ምስ’ዚ ብምትእስሳር ፡ ጊዘ እንተረኺብኪ ኣብ መጻኢ መደባትኪ ብዛዕባ ጥቐምታትን ኣጠቓቕማን ብማይ ዝሕሉን ውዕይን እንድቐያያርካ ዝገበር ዓይነት ኣፍዋውሳ ( hydrotherapy) ብፍላይ ድማ ኣብ ምፍዋስ ቅርጥማትን ካልኦት ዓይነት ሕማማትን ዘተኮረ መደብ ንከተቅርቢ ብትሕትና እላቦ።

  • @romangedeye9684
    @romangedeye9684 8 หลายเดือนก่อน +2

    ትክክል እዩ አነ ልባዕለይ ኩሉ ጊዜ ኩሉ ማዕልቲ እየ ልሕፀብ በጣዕሚ እየ ልሕጎስ

  • @jamiesaeed
    @jamiesaeed 8 หลายเดือนก่อน +2

    ነመስግነኪ ዶ ሻሮን!
    ነዞም ኣብ ሰመን ኣመሪካ ንነብሪ ከ ኣብ ግዜ ዛሕሊ ( ውርጪ) ኣካላትና ብጣዕሚ እዩ ዝቆርር ። ልኽዕ ከምዚ ዝበልኪዮ ኣካላትና ይጥቐም ዶ እዩ፧
    ወላስ ብዙሑል ማይ ምሕጻብ ጥራይ እዩ ውጺኢታዊ፧
    ምስ ቡዙሕ ምስጋና!!!😊

  • @ሃገረሰማእታት
    @ሃገረሰማእታት 8 หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና ዓባይ ሰብ ከምዚ ክአማኺ ይብዝሓ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @HadushGebremariam-x7d
    @HadushGebremariam-x7d 8 หลายเดือนก่อน +1

    Nervy zelewo seb ke kemey ykewn

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 8 หลายเดือนก่อน +11

    DR Sharon ❤❤❤. ኣቀራርባኺ ምዕቡል እዩ። ዘምጽኣኪ ተዛሪብኪ፡ መእተዊን መዛዘምን ሙዚቃ ወዲ ሙዚቃ ጌርኪ ግዜ ናይ ተኸታተልትኺ ኣይተባኽንን።
    ገሊኦም፡ ክሳብ ዝጅምሩ ጥራይ ምሉእ ደርፊ ወሊዖም ሽድሽተ ደቒቕ የቃጽሉልካ 😂 ኣብ መደምደምታ ኸኣ ካልእ ሙዚቃ ይውልዑልካ። ጥሕዝቶ ዘረባኦም ከኣ ክሳብ ናብ ዋና ኣርእስቲ ዝኣትዉ፡ ኮለል ክብሉ ዘይቅርጡው ዘረባ ይልፍልፉ።
    ኣንበሲት ! ቀጽልዮ ኣጆኺ። ይቐንየልና።

  • @mebrhiyemane8728
    @mebrhiyemane8728 8 หลายเดือนก่อน +1

    ብትኽክል ዶግተረ ዝሑል ማይ መድሃኒት እዩ ብፍላይ ንሳዓል ኣነ ካብ ዝፈለጠኒ ናይ ባሓቂ ክሳብ እዚያ ዝጽሕፈልኪ ደለኹ ሳዓት ብማይ ዉይ ዝባሃል ካብ ዝፍለጠኒ ታሓጺበ ኣይፈልጥን እመስገን ፈጣሪ ድማ ሳዓል ዝባሃል ሓሚመ ኣይፈልጥን በንጻሩ ድማ ሰበይተይ እንተሞተት ብዙሑል ማይ ተሓጺባ ኣይትፈልጥን እቲያ ሳዓል ድማ እንተዋሓደ ኣብ ወርሒ ክልተ ግዘ ትሕዛ ስለሓበረታኪ ግን ኣዝየ የመስግን ትኽክል እዩ ንምባል እየ thank dotere.

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai6697 8 หลายเดือนก่อน +1

    🎉እወ ዶክተር ሻሮን! እሞ አብ ባህልና 2*7 ማይጨሎት መጺእና።

  • @mebratghebrelibanos
    @mebratghebrelibanos 8 หลายเดือนก่อน +1

    መርሐባ ደ/ር ሻሮን ብቲ ትህብና ጠቃሚ ዝኾነ አስተምህሮ ምቅሉልነትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏 ሕቶ አለኒ ብዛዕባ ሕበጥ እግን ( varicose veins) ከምኡ ኻ አ ብዛዕባ ሕማም ሽኮር : ከምኡ ኻአ ብዛዕባ ስትሮክ ጸቅጢ ደም ወይ ( stroke) ክተብርህልና ብትሕትና ይሐተኪ ካብ ምንታይ ይመጽእ? ብኸመይ ከ ይፍወ ክተብርህልና ደጊመ ብትሕትና ይሐትት:
    ዕድመን ጥዕናን አብ ኩሉ ስራሕኪ አሳልጦ
    ን አምላኽ ምሳኺ ይኹ 🙏❤️🌺

  • @tesfazgigirmay3595
    @tesfazgigirmay3595 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ሙሉእ ዕድመይ ብዙሑል ማይ እየ ዝሕጸብ ኣምላኽ ይመስገን ድማ ኣዝየ ጥዑይ እየ ።እዚ ድማ ንግሆ ዙሑል ማይ ምሕጻብ ንጥዕና ጼቡቅ እዩ ዜብል እምነት ሰለ ዘሕደርኩ እየ።

  • @samsontesfamarim8397
    @samsontesfamarim8397 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ዶክተር ከመይ ትኮኒ ተከታተሊኪ ካብ ኤሜሪካ እየ ናተይ ተሞክሮ ከካፍል ወዲ 52 ዓመት እየ ንዝሓለፈ 25 ዓመት ዉዕይ ማይ ዝብሃል ኣብ ኣካላተይ ተንኺፈ ኣይፈልጥን እየ ብተወሳኺ ንዝሓለፈ 10 ዓመት ንጉሆን ምሸትን ገጸይ ኣብ በረድ ዘለዎ ማይ ይኣልኮ ነብሱይ ሙሉእ ማዓልቲ ኑጡፍ እዩ ጥዕናይ 100/100እዩ ኣብዚ 3 ዓመት ዝጀመርኪዎ ሪኢቶኻ ክትብኒ እሱ ከኣ እንታይ እዩ ብተፈጥሮይ ብዙሕ ማይ ኣይሰትን እየ ነዚ ዝሓለፈ 3 ዓመት ግን ማይ ዉዕይ green tea ground clavos and ground turmeric ጌረ ኔማዓልቲ ካብ 35 ክሳብ 45 oz እሰቲ ኣለኩ ዝሑል ማይ ዝሑል ምስታይ ጠጠው ኣቢለዮ ኣብ ነብሰይ ጽቡቕ ጽቢቅ ስሚዒት እዪ ዘለኒ ግን ገለ ሴዕቤን ከይህልዎ እሞ ገለ ክትብልኒ ደልየ ሳምሶን እየ ካብ ኤሜርኻ

  • @redflawer9043
    @redflawer9043 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዶ/ር ሻሮን ብትህብና ትምህቲ ኣዜ የመስግነኪ ብዝላዓለ መልኩዑ ቀጽልዮ ከም ባዓል ዓሶ ቀንዲ መድሃኒት ኢዩ

  • @MetkelMussie-r4u
    @MetkelMussie-r4u 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሻሮን ሽኮር ጹቡቅ ቀጽልዮ ግን መኽንያት በሊዕካ ዘይ ምቅቃቅ መርምርልና

  • @rigattekle5375
    @rigattekle5375 8 หลายเดือนก่อน +2

    Bravo Dr Sharon ❤

  • @saidabdella8036
    @saidabdella8036 8 หลายเดือนก่อน +2

    ጋል ገዛውተይ መዓረይ.. እዚኣ ዝሑል ማይ ትኸብደኒ እንድያ ነራ ሕጂ ግን እዚ ኩሉ እንዳ ነገርክናስ ክንለማመዳ እና ❤❤❤ we love you ጨው ብጨው ዝኾንኪ ፍጥረት

    • @hagoshilu6088
      @hagoshilu6088 8 หลายเดือนก่อน +1

      Abey dyu gezawuta saron haftna bro

    • @saidabdella8036
      @saidabdella8036 8 หลายเดือนก่อน

      @@hagoshilu6088 ዉቅሮ ዓዲግራት

    • @Ayngage
      @Ayngage 8 หลายเดือนก่อน

      ​@@hagoshilu6088 NSKHA KHE...?
      MAYTEMENAI KEYTBLANI?

  • @embebaembaye7972
    @embebaembaye7972 8 หลายเดือนก่อน +23

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ አኪ ተመሓላልፊ ብጣዕሚ የ ዘድንቀኪ ሶ ውዕይ ምሕጻብ ከ ታይ ጸገም ከምጸኣልና ይከአል

    • @ZeresenayMahari-sw9bw
      @ZeresenayMahari-sw9bw 8 หลายเดือนก่อน +2

      Yefzizeka
      Bwieyu tetehaxibe dikam eyu zsimieni..
      Korbetey kia ab diga zwealiku ymesili . Ybeliani hakakin zhazeni ymesleni.

    • @hagoshilu6088
      @hagoshilu6088 8 หลายเดือนก่อน +2

      ​​@@ZeresenayMahari-sw9bwabea keleka kmlealka weshitawi akalatna kulu gzie mes rekese eyu be may wuey mhxab malet ne zkone himamat n keytxawer qulue zgeber eyu thank you yhiwat❤

  • @yoditisaac1885
    @yoditisaac1885 8 หลายเดือนก่อน +1

    After I watched this, for the first time in my 48 yrs I showered cold water. You convinced me the importance of cold shower and It felt amazing. Thank you Dr!

    • @DrSharonWoldu
      @DrSharonWoldu  8 หลายเดือนก่อน

      Happy to hear you liked it, yodita.

  • @alula763
    @alula763 8 หลายเดือนก่อน +4

    ዶ / ሻሮን ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሓልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 8 หลายเดือนก่อน +2

    ይቀኔልና ዶ/ር ሻሮን ዘቅረብክልና መደብ

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 8 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome Dr. Saron

  • @mercury.Hg23
    @mercury.Hg23 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤Dr sharon, ንኩሉ ትህብና ጥዕናዊ ምክርን ትምህርትን ብጣዕሚ እይ ዘመስግነኪ እግዚኣብሄር ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኪ❤❤❤❤❤GBU

  • @ahmedidris1405
    @ahmedidris1405 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዶ ር/ ብኽብረትኪ ጥንቂ ሳሓን
    ምስ እፋዋውስኡን ትምህርት እባ ኣቅርብልና ።

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 8 หลายเดือนก่อน +2

    You are the best please keep it up we are sick and tired of politicians ❤❤❤❤

  • @gemilaabdela8778
    @gemilaabdela8778 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @YT-ck6de
    @YT-ck6de 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰላም ዶክተር ሻሮን ነመስግነኪ ነቲ ጽቡቕ መደባትኪ ኣነ ተጠቃሚ ዝሑል ማይ እየ ኣብ ቆራሪ ሃገር እየ ዝቅመጥ እንተዀነ ግን ማይ ዙሑል ናይ ብሓቂ ጥዕና እዩ፡ ንዝበልክዮ ኣነ መረጋገጺ እየ ሓቂ እዩ ንልዕሊ 3ዓመት ብዙሑል እየ ዝሕጸብ ።

  • @aramtesfahiwet6868
    @aramtesfahiwet6868 8 หลายเดือนก่อน

    አንጌራ ዓለም በሊ ኤደመ ይሃብኪ 🙏🙏🙏

  • @rafis1966
    @rafis1966 8 หลายเดือนก่อน +1

    ይቀኔልና ክብርቲ ዶር❤

  • @dendenredae8422
    @dendenredae8422 8 หลายเดือนก่อน

    ዶ/ሻሮን ነበርልና ዕድመን ጥዕን ካ❤ ይመነ

  • @helentesfamichael3461
    @helentesfamichael3461 8 หลายเดือนก่อน

  • @micaelzekarias1537
    @micaelzekarias1537 8 หลายเดือนก่อน +5

    Thanks my dear. ኣነ ዝሑል ማይ ንግሆ ምሕጻብ ዝፈቱ'የ። ዋላ ኣሜሪካ በረድ ትቀየር: ግድን'የ ብዝሑል ማይ ዝሕጸብ። ናይ ብሓቂ ድማ እዝዩ ክብሎ ዝጽገም ባህታ ይፈጥረል። please try and u will see the real difference.

  • @yikalogebrehiwet4016
    @yikalogebrehiwet4016 8 หลายเดือนก่อน +1

    ከም ወትሩ ኣገዳሲ ምኽሪ ዶተረ ክብረት ይሃብኪ

  • @Lishaney3
    @Lishaney3 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኪ።

  • @henokweldat6654
    @henokweldat6654 8 หลายเดือนก่อน +1

    Kbret yhabelna dr,sharon amlak yhagzki❤

  • @hailemariamtesfai9101
    @hailemariamtesfai9101 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ዶር ሻሮን ከመየለኺ። ብዙሕ ግዜ ኣብ ጉዳይ ፖለቲካ ሃገርና ስለ ዘተኩር ኣስተምህሮታትኪ ንመጀመርያ ግዜ እየ ሰሚዐዮ የቐንየልና፡ ድማ። ብዛዕባ ዝሃብክዮ መግለጺ ዝሑል ማይ ማጨሎት ወይ ማይጸሎት ዝምጸኦ ለውጥታት ንዕዘብ ስለ ዝነበርና ሓቅነት ክህልዎ ከም ዝኽእል ርግጽዩ። ካብቲ ትምህርቲ ንላዕሊ ግን ናይ ቋንቋ ምልኪኺ ሰጋእ ከይበልኪ እንግሊዝኛ ኣብ ዝወሓደ ግዜ እና ተጠቒምኪ ትምህሪ ምህላውኪ አድንቐኪ። ኣብ ሜዳ ኤርትራ ን5-6 ዓመታት ናብ ትግርኛ እናተርጎምና ልዕሊ 1200 ዝኾኑ ኣጋር ሓኻይም ኣሰልጢና ኢና። በዚ ኣቀራራርባኺ ብዙሕ ትዝታ ገይሩለይ አድንቐክን አመስግነክን። ዳህረባይታይ ነርስነትን ምሕደራ ጥዕናን ስለ ዝኾነ ፕሪግራምኪ ዕዉት ንምግባር ኣብ ቀጻሊ ንተሓጋገዞ ነገራት ተሎ ንምሕጋዝ ድሉው እየ። ኣጆኺ
    Hailemariam Tesfai

  • @Bahre8872
    @Bahre8872 8 หลายเดือนก่อน +2

    ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 10ንኽትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!!

  • @ftwihadish1883
    @ftwihadish1883 8 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome back Dr.sharon and thank you so much ❤❤❤

  • @DrWisdomForUSPresident
    @DrWisdomForUSPresident 8 หลายเดือนก่อน +2

    ❤👍🌍

  • @Harley-j5t
    @Harley-j5t 8 หลายเดือนก่อน +2

    Dr.Sharon edmen tenan yhabki fetari ❤

  • @selambahta145
    @selambahta145 8 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ኣሰኮላ ዶቶረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 💙💙💙💙💙💙💙

  • @GA-ub6xi
    @GA-ub6xi 8 หลายเดือนก่อน +1

    Doc sharon weldu btami btami nemesgneki ❤❤ 💞💞💞 🙏🙏 🌷🌷

  • @ariamlove2191
    @ariamlove2191 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks sari shkor bzaeba ማማግራመን አባ ስርሕልና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @DanaytYosief
    @DanaytYosief 8 หลายเดือนก่อน +1

    Edmen tianan yhabki fetarie bitami nfati may wuhy ke gudat alewo malet dyu tegediski melsley

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv 8 หลายเดือนก่อน +4

    ዋዕሮ❤🎉🎉❤

  • @محمدصالح-ث6ه2ش
    @محمدصالح-ث6ه2ش 8 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you Dr Sharon sleti gezeki hebki nehbretesbna tehbyo temhrti

  • @LuelHabtemicael
    @LuelHabtemicael 8 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ❤

  • @siemmedhanie7351
    @siemmedhanie7351 8 หลายเดือนก่อน +2

    Thanks for your helpful lesson

  • @ferejayassin8038
    @ferejayassin8038 8 หลายเดือนก่อน +1

    Tanks doctor Sharon God bless you

  • @dc8625
    @dc8625 8 หลายเดือนก่อน

    ውውው ብሓቂ ብሉጽ ሰበይተይ ግን ዉዑይ እንዳ ተሓጸበት እኮ ኣዋሪዳትና

  • @akalkibrom7181
    @akalkibrom7181 8 หลายเดือนก่อน +1

    THANK YOU ABYSEB
    TKEKELYOU BTEME TAKAME EYOU

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 8 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ ሓበሬታ እዩ ዶ/ር ሻሮን ናይ ካብ መሬት ዝወጽእ ማይ ዉዑይ ክኣ እንተተምጽልና ጽቡቕ እዩ , ናይ በዓል ጋሕተላይ ማይ ዉዑይ, ኣብ iceland ኢትዮጵያን ካልን ንቡዙሕ ሕማማት ዝፍውስ ማይ ኣሎ ምስ ሃይማኖት ውን ዝተተሓዘ ኣይኮነን ማይ ጨሎት ከይንብሎ ኣብቲ ኸባቢ ዝኾነ ናይ እምነት ህንጻ የለን ምስ ሳይንስ ዝተተሓሓዘ ትርጉም ኣለዎ ዶ ይኸውን ? 👍

  • @hlaweweldemichalel572
    @hlaweweldemichalel572 8 หลายเดือนก่อน +1

    Bravo dr.sharon so interesting ❤

  • @Tekea
    @Tekea 8 หลายเดือนก่อน +1

    Kema ey zteqem ane

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 8 หลายเดือนก่อน

    ❤የቀንየልና ዶኽተር ሻሮን ሓፍተይ❤

  • @Mussie5
    @Mussie5 8 หลายเดือนก่อน +1

    Shari michwti thank you ❤❤❤❤❤❤❤

  • @berhenaizghi4652
    @berhenaizghi4652 8 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቅ ስራሕ

  • @selemunbereket1268
    @selemunbereket1268 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብውዕይ ማይ ምሕጻብ 'ከ እንታይ ሳዕቤን ኣለዎ ተገዲስኪ መልስለይ

  • @SamuellAlemm-zg3vt
    @SamuellAlemm-zg3vt 8 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you Sharon

  • @Johnyjohn170
    @Johnyjohn170 8 หลายเดือนก่อน +2

    Wawwwww doctor sharon fltetki yebzhalki zhabtey thank you 🙏🙏

  • @HdruWeldu
    @HdruWeldu 8 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you D.r sharu

  • @efremtekeleya6893
    @efremtekeleya6893 8 หลายเดือนก่อน +4

    Wwww gele keytbli ferihe xenihe ane btami eye zuhul may zfetu tnx doctor Sharon ❤❤❤❤❤

  • @BiniamTesfay-tg5ms
    @BiniamTesfay-tg5ms 8 หลายเดือนก่อน +3

    Doctor Sharon tmhrtki azie ye zfetwo thank

  • @MikaelTesfay
    @MikaelTesfay 8 หลายเดือนก่อน

    Kemzekemaki yebzuhu ❤️🙏🇸🇯🇪🇷❤️

  • @arsimoss7213
    @arsimoss7213 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሽኮሪና❤❤

  • @goitomemha3214
    @goitomemha3214 8 หลายเดือนก่อน +2

    Tu nous donnes beaucoup d'informations, nous te remercions infiniment. Continue 😊

  • @Eritreamama
    @Eritreamama 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዶክተር ተገዲስኪ መልስለይ ብኣዝዩ ውዑይ ማይ ምሕጻብ ኢየ ዝፈቱ ንጸጉሪ ብትክክል የርግፎ ኢዩ ኣብ ሰብነትና ከ ታይ ጉድኣት ኣለዎ ዝተሓጸብካ ዊን ኣይመስለካን ኢዩ ኣየባራብረካን ኢዩ

  • @AmanuelMehari
    @AmanuelMehari 8 หลายเดือนก่อน +5

    Welcome Dr.sharon❤❤❤

  • @ferhatgoitom9437
    @ferhatgoitom9437 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you D.sharon❤❤❤

  • @josijosi1566
    @josijosi1566 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤ዶክተር ሽኮር

  • @afrohim2
    @afrohim2 8 หลายเดือนก่อน

    You are doing great sister like you from India ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @salinaeritrea337
    @salinaeritrea337 8 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you as usual. Excellent.

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 8 หลายเดือนก่อน +8

    ናይ ብሐቂ ሃናጺ ❤

  • @aziebtadesse3411
    @aziebtadesse3411 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ዶክተርይ ብባህልናን እምነትና ግን ተረጋጊጽ እዩ ብማይጨሎት አብትሕቲ አምላኽ

  • @michaelissack9271
    @michaelissack9271 8 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤ God bless you and your family doctor Sharon wolday

  • @Zegowitzfamily
    @Zegowitzfamily 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks that was very helpful

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 8 หลายเดือนก่อน

    ዶክተር እንድሕር ሕማም ሳንቡእ ተልይዎ ከ ክሕጸብ ዝሑል መብርህ ክትህብና ዶ ምካልክ የቀንየልና ❤❤

  • @abessamaria4155
    @abessamaria4155 8 หลายเดือนก่อน +2

    Asey amlak berek yeblke🎉🎉❤

  • @yosieftsegay8256
    @yosieftsegay8256 8 หลายเดือนก่อน

    Des zbl tmerti edmen teanan yhabelna D, Sharon ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nebay6937
    @nebay6937 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዝሑል ማይ ምሕጻብ ከምዚ ድበልክዮ ንዕደት ደም ጽቡቅ እዩ ኢልክዮ እሞ ንጸቅጢ ደም ከ ጽቡቅ ዶ ይሕግዝ ?
    ጽቡቅ አስተምህሮ ዶ/ሻሮን ቀጽልዮ

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you may God bless you more 💕🙏💕🌿🇪🇷🌾

  • @selam801
    @selam801 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ጽቡቅ ምክሪ ሻሮነይ tanx❤😊

  • @kuhilgebremeskel1346
    @kuhilgebremeskel1346 8 หลายเดือนก่อน

    Selam selam haftey natey an hade kabtom adinpetki ey bezaba zehul may 7 amet tehaxibe et zebelxi mikanu hade misker ey malet stbupe mikanu 👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @berhanekahsay2293
    @berhanekahsay2293 8 หลายเดือนก่อน

    Cold water isgood you.right

  • @genetzerabruk3854
    @genetzerabruk3854 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉

  • @Ebu-x9z
    @Ebu-x9z 8 หลายเดือนก่อน +1

    Interesting, you are blessed in Jesus name. Thank you.

  • @dingleywahsey9318
    @dingleywahsey9318 8 หลายเดือนก่อน

    My fovrate.

  • @asteramanuel1382
    @asteramanuel1382 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🌹🌹🌹🙏

  • @Robi-94
    @Robi-94 8 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ብዝሑል ማይ ኢየ ዝሕጸብ ካብ ዝፍጠር ሓደ ሓደ ግዜ ግን ብ ዉዑይ ማይ ይሕጸብ እሞ ነዛ ነብሰይ ይበልዓ ብሳሓ ይሞዉት በቃ ስለዚ መብዛሕቲኡ ሂወተይ ማይ ዝሑል ኢየ ዝሕጸብ and thanks ዶክተረ❤

  • @AbdulhafizMensur57
    @AbdulhafizMensur57 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you so much

  • @hafeshawitube546
    @hafeshawitube546 8 หลายเดือนก่อน +6

    እሞ ኣነ ተዓዊቱለይ, መዋእለይ ብ ማይ ዝሑል እየ ዝሕጸብ, እዚ ኩሉ ጥቕሚ ካብ ዶክቶረይ ምስ ሰማዕኩ ከኣ 'ሞ ኣዝየ ተሓጒሰ ❤❤❤

    • @godislove6063
      @godislove6063 8 หลายเดือนก่อน

      Ani weni ❤😂

  • @ermiasgebrit7617
    @ermiasgebrit7617 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you, Doctor Charlon

  • @letinaabraha2856
    @letinaabraha2856 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣንቲ ምቅርቲ ጓለይ ኣነሰ ትንክፍ ከብላ እኳየ ዘይደፍር : ከመይ ገይረ ከም ዝደፍራ ጠፊኡኒ ኣሎ❤❤❤

    • @MikeTw-d8o
      @MikeTw-d8o 8 หลายเดือนก่อน

      First start with the hot, then turn it to the cold

    • @adulis73
      @adulis73 8 หลายเดือนก่อน

      ቀስ ብቐስ ኢያ ትልመድ። ድሕሪ 6ተ ኣዋርሕ ናብ በረድኪ መን ከሊኡኪ ለቲና ጅግና።

  • @solomoneyasu6003
    @solomoneyasu6003 8 หลายเดือนก่อน +3

    good job thank you dr.sharon

  • @SalemNegassi
    @SalemNegassi 6 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉❤

  • @edenasefaw1199
    @edenasefaw1199 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you sari haftey and bezaeba nay hamot xexer gelexklna nerki melktu amgageba geni zikone ayeblknani so gele belena tnx

  • @monke12365
    @monke12365 8 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ኩሉ መደብኪ በጣዕሚ እየ ዝከታተሎ DR ሻሮን ቀጽልዮ ናይ ኒሞንያ ከኣ ተተምስልና ጽቡቅ ኔሩ 🙏