Awet Gidey Live Wedding in israel 2020 Meley Band 👌

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 32

  • @ፍቅሪጥበብ
    @ፍቅሪጥበብ 4 ปีที่แล้ว

    wawawa yfm naybhakey tebaty vidio gayla,eka tewerd gemsey aytebkekelena,da kabtey kemuti da sedew sedwe a eleluna feley natey

  • @Eriywelela
    @Eriywelela 4 ปีที่แล้ว

    Seysey deki eri ayni abaykom yedefen🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷des seteluu🌹❤

  • @majorasgele6482
    @majorasgele6482 4 ปีที่แล้ว

    ሩሑስ ጋማ ደቂ ሽምየ ዓደይ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረለኩም

  • @hassanha5107
    @hassanha5107 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዓሚ.ፅብቅ ጋላ መነ ከመ ትግርኛ ትግራዊ መኸ.ኩረዓት ኢያ

  • @mamaafrica786
    @mamaafrica786 4 ปีที่แล้ว

    ኢንካዕ ብሰላም መጻኩ ደቂ ኤረይ ሙቁራት

  • @tasgyalemat7065
    @tasgyalemat7065 4 ปีที่แล้ว

    ኣታ እዙ ኦርጋኒስት ብስሩ ከዕብደኒ ኢሉ ክእለት ኣብዚ ኣሎ 100% best

  • @Meda.Channel
    @Meda.Channel 4 ปีที่แล้ว

    Awita nice keep it man

  • @sabahsabah4927
    @sabahsabah4927 4 ปีที่แล้ว

    Wwwwwwww organist mara keff aleka so rhus gama

  • @ኣብግዜንእስነትካፈጣሪኻዘ
    @ኣብግዜንእስነትካፈጣሪኻዘ 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣብየት ውህደት ክራርስቲ ምስ ኦርጋንስቲ
    ሰይ ሰይ ዕድመ ይሃብኩም ብምልእኩም ።

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 4 ปีที่แล้ว

    Nice nice nice meley band

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 4 ปีที่แล้ว

    Iets go make change in our country

  • @esakgurja8229
    @esakgurja8229 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwwwwwww 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @dhriwdketaloawet6161
    @dhriwdketaloawet6161 4 ปีที่แล้ว

    Wwww ybe hrmet.

  • @ዘመንተቀይርካኒ-ወ3ሠ
    @ዘመንተቀይርካኒ-ወ3ሠ 4 ปีที่แล้ว

    Ybel wihdet nice greate

  • @werweis7137
    @werweis7137 4 ปีที่แล้ว

    Geleaynet zkone Organist aytekalem

  • @meharitgezae1268
    @meharitgezae1268 4 ปีที่แล้ว

    😍👍👍👍👌👌👌👌👌👌

  • @ሊቨራዊሑሩር
    @ሊቨራዊሑሩር 4 ปีที่แล้ว

    Tay da tefiakana aweta

  • @desbeletesfay6927
    @desbeletesfay6927 4 ปีที่แล้ว

    Awita ajoka ybel dmxi

  • @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
    @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 4 ปีที่แล้ว +1

    ነዊሕ ዝገበረ ክኸዉን ተስፋ ይገብር ማለት ቅድሚ ኮሮና ናይ 2020 ኢልኩም ኣእቲኹሞ ስለ ዘለኹም ኢየ ብርግጽ ኣብዚ ናይ ኮሮና ግዜ እንተ ኾይኑ ግን ነቲ ህዝቢ ይጽንሓለይ ኢለ ነቶም ስነ ጥበባዉያን ዓቢ ጌጋ ተጋጊኹም ክብሎም ይደሊ ምኽንያቱስ ስነ ጥበባዉያን ኣብነት ሕብረተሰብ ስለ ዝኾነ ኣብ ግዜ ኮሮና ኢዩ ዝብል ግምት ዉን የብለይን ምናልባት እንተ ኮይኑ ኢለ ኢየ ነቀፈታይ ዝጽሕፍ ዘለኹ

    • @berihutsehaye771
      @berihutsehaye771 4 ปีที่แล้ว

      ትብሎ ዘለካ ጹቡቅ እካ እንተኮነ ሕጊ ባዕሉ ኣበይ ከሕልፎም

  • @asmaraeritrea466
    @asmaraeritrea466 4 ปีที่แล้ว

    Nic

  • @ibrahimtawsak2890
    @ibrahimtawsak2890 4 ปีที่แล้ว

    واو مافي كلام

  • @fishukor
    @fishukor 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome ❤️ ❤️ ❤️
    Selam ahwetey wefirkum bselam etwu abza kea nakum titeqmya zibelkuwa link alatni mo subscribe tehababeruni ahwetey burukat th-cam.com/video/dv562STAl9k/w-d-xo.html

  • @hayathayat3288
    @hayathayat3288 4 ปีที่แล้ว

    እስኪ ወዝወዝ ንበለው💋💋

  • @seeker795
    @seeker795 4 ปีที่แล้ว

    PLEASE READ ALL MY TIGRIGNA COMMENTS አሰይ አሰይ ክንደይ ክጥዕም እዚ እንኮ ጋይላ ትግርኛ ርሑስ ጋማ ንሙሉእ ስድራ ትግርኛ unlimited ዘገርም ብሰንኪ ኣሰርቲ ቀተልቲ ኣጥመይቲ ዘረፍቲ ገበነጫታት ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ንብምሉኡ ትግርኛ ህዝቢ አብ ሃገሩ ከም ሰብ ክነብር ከየፍቁዱ ብሰንኮም ሰባት አብ ሃገሮም እታ እንኮ ንምከሓላን ንፈትዋን ጋይላ ትግርኛ አብ ሃገርና ዘይሙኻና እምበር አሰይ እዩ ዘብል ፅንብል ናይ መርዓኹም

  • @seeker795
    @seeker795 4 ปีที่แล้ว

    AGAIN PLEASE READ ALL MY TIGRIGNA COMMENTS አነ ሐደ ካብቶም ማራ አፍቃሪ ኩሉ ዝዓይነቱ ናይ ትግርኛ ደርፍታት ዝፈቱ እየ ግን ብፍላይ ብድሕሪ 1991 ዝፈረየ ኩሉ ብጀካ አብ ገለ ውሱን ቁጽሪ ዘለዎ አብ መርዓታት ትግርኛ ከምእዉን አብ ገለ ገለ ጋይላታት ደርፍታት ትግርኛ ካልእ ብሙሉኡ ደርፍታት ናይ ትግርኛ 🤔 አብ ከበሮ እንድሕር መጺና ኩሉ ደርፍታታት ትግርኛ አብክንዲ ዲም ዲም ዲም ዝብል ሻሕ ሻሕ ዝዓይነቱ እዩ ዝብል ዘስምዕ ምኽንያቱ ሓንቲ ካብተን ንፈትወን እሞ ኸአ ሓንቲ ካብተን ኩለን ዝያዳ መቀረት ትህብ እንኮ ከበሮ ትግርኛ ስለ ዝኾነት አነ ብወገነይ ቡዙሕ ሰብ ብዛዕባ ከበሮ ትግርኛ ተባሂሉ ገለ ዘይምባሉ ኩሉ ግዜ ይገርመኒ ንዓይ ??? ስለዚ አቱም አብ ስነጥበባት ናይ ትግርኛ ተዋፊርኩም ዘለኹም ብዘይ ዲም ዲም ዘይብሉ ኩሉ, ዝዓይነቱ ደርፍታት አብ መርዓ አብ ጋይላ ኮታ አብ ኩሉ በዓላት ዝድረፍ ትግርኛ ደርፊ ዋላ ዋላ ዋላ ሰሓቢ ስለ ዘይኮነ hope አነ ብሒወተይ ከለኹ ገለ ፍታሕ ክርከቦ ተስፋ እገብር ሽግራቱ ናይ ሃረምቲ ከበሮ ድዩ ዋላስ ከበሮ ስለዘይርከብ ድዩ ወይከአ ንናይ ትግርኛ ህርመት ከበሮ ትጥዕም ዲም ዲም ክትብል እትኽእል መሳርሒ ስለ ዘየላ ድዩ ኩሉ ትግርኛ ብዘይ ዲም ዲም ዝድረፍ ዘሎ ኢልኩም ሓሲብኩም ትፈልጡ ዶ (ያ ) ትግርኛታት

  • @Shakur08
    @Shakur08 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkk