What do east European Serbs have to do with Eritrea? The revolution was kicked off by Idris Hamade Awate then followed by brave Christian and Muslims of Eritrea who both secured the freedom of 1991. Now unless you have your own idiotic ideology’s I don’t understand why would you speak of white Europeans who don’t have anything to do with our history.
ኣብየት ስረ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንበሩ ክበሩ ኣቦታተይ ንዓለም መን ምኻንኩም ዘፍለጥኩም ጽኑዓት ሰብ መትከል ❤️🇪🇷 ኣለና ኣብ ኣሰርኩም !!
Always proud to be Eritrean.
ኣየወ ዘይወግህ ዝመስል ዝነበረ ውግሑ ኤረና ሎሚ ሰላም ረኪባ,
ነዚ ኩሉ ክብሪ ዘብጽሑና ሰማእታትና ክብርን ሞጎስን ንዖኦም ይኹኖም ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ.
what amazing ! history done by our heros fighters i am proud to be an eritrean
ኣደይ ዓዲ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🌿🌼🌼🌼🌼🌼🌼 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና
ኤሪትራውነት ከቢሩ ይነብር❤🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷❤️
በዞም አርካናትና ክትረኽ ከሎ ጽንዓትን ጅግንነትን ተስተዉዕል አነኸ ኢልካ ነብስኻ ትሐትት ምረቱ ምስረአኹ ደንዚዘ ተሪፈ ።
ክብሪ ንስዋአትና ኢለ ይድምድም ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ERITREAWI Kubur Mennet forever Alawys YESSSS 🇪🇷 ♥️ 🕌 🙏🏽 ⛪️ ❤️ 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷💝🇪🇷🥰🇪🇷💗🇪🇷🤩🇪🇷👑🇪🇷‼️‼️
አዋይ ኣነ ደበሳይን ንጉሰ ጸጋይ ጌና ኣዝዮም ንኣሽቱ ሞሳቱና ።መአንታና ሓሊፍም ። ንሕና ክሳብ ሕጂ ብሂወትና ወሊድና ዘሚድና ብደሞም ድማ ኤርትራ ንዘልኣለም ተኸቢራ ተብር ኣላ ።ዝኽሪ ንኹሎም ስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ።❤❤
ክብሪ ነቶም ዘይድገሙ ወለዶ ገድሊ
ጽኑዕ መሪሕነቱን ተባዕ ተዋጋእ ሓይልን..❤🇪🇷
ኤረይ ንዘላኣለም ትንበረና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I am so proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 and I am so proud of you my dear our Eritrean heroes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓወት ንሰራዎት ሃገረ ኤሪትራ
ሕድሪ
መትከል
ውድብ
ቃልሲ
ዓወት
ዓወት ንሓፍሽ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
What do east European Serbs have to do with Eritrea? The revolution was kicked off by Idris Hamade Awate then followed by brave Christian and Muslims of Eritrea who both secured the freedom of 1991. Now unless you have your own idiotic ideology’s I don’t understand why would you speak of white Europeans who don’t have anything to do with our history.
✌️👍🇪🇷💪🤝💪👈🌎 the super power our safety under the God you are so always forever present your fantastic story Awet Nhafash ✊
It's our responsibilities to keep our fathers' heroism
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ኢዩ።ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!
Merhaba Deki Erey halalat❤❤❤
Eritrea kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🐪🐪🐪🕊🕊🤞🤞👍🏽👍🏽👍🏽🌷🌷🌷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌💟🇪🇷💒ህዝባዊ ግባር ጅግና ዘይድገም ውድብ!!
Eritreawenet kubur mennet❤❤❤
ማንም ውድብ ከም ናይ ሻዕብያ ታሪኽ ጅግንነት የብላን፡ ተኣምር ዝኾነ ታሪኽ መዳርግቲ ዘይብሉ፡ ክብርን መጎስን ንሰራሕቲ ቕያ፡ ታሪኽካ ስማዕ መንእሰይ ወለዶ❤❤❤❤
What an amazing history ❤ we are so proud of you ❤🇪🇷
Eritrewi bmkanyo edlena eye,wulud nayzom jeganu bmkane haben eu zsmani.❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhab kebretyy Natty
Hagrey❤❤❤❤💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
ጀጋኑኣያታተይ 💪🇪🇷♥️🇪🇷
Deqi Ereyy jagena ❤❤❤
እንዳ ሰንጥቕ (74) - ብርጌድ 34 በዓል ወዲ ስኞራ፡ በርቂ፡ ሓሊባይ (ካልኣይ ሳጓኡ 'ሃጻፍ') ድሕሪ ሰላሳን ሰለስተን ዓመት ርኢናኩም!
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🇪🇷🇪🇷
ኣየወ ጅግንነት ህዝባዊ ግንባር እሞ መዓስ ገሊጽካ ዝዉዳእ ኮይኑ ???
ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
ሰላም። ወዲ መልከ ጀጋኑ ደቒ ኤረይ❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽
❤❤❤❤❤❤ adiy sesnlay gognkey hezkey
ZELEALEMAWI KIBRN ZIKRN NETOM LEYTIN QETRIN KEYTEHALELU HIWETOM ZIHABU HARBENGATAT ERITREANS 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኽብር ነዝ ኹሉ ጅግንነት ዝሰርሑ።
Thank you for your service 🟩🟥🟨🟦
❤❤❤
Sala ziom geganu zitesewu ena kebrinan tehafirnan zelena kivirin mogosin nigeganu xiweatin hiliwatin Eritrana ❤❤❤❤❤ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba Deqi Eriy ❤❤❤❤❤
መስተንክራዊ ስርሒት ፈንቅል በሪ ናጽነት ዝኸፈተ ዓለም ዘገረመ ዉጡን መጥቃዕቲ:: ኣርካናት ገድሊ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስርሒት ዝገበርዎ ጅግንነት ከምዚ ናይ ፈንቅል ተሰኒዱ ክህልው ተስፋ ይገብር::
ኣነ ዝገርመኒስ እዚ ኩሉ ዋጋ ከፊልካ ዝመጸት ሃገር ዘንጊዖም ንጥፋሃታ ንዝሓልም ወያነ ኣሚኖምን ወጊኖምን ዝከዱ ዓያሹ እዩ። ብዝኮነ ሃገረይ ይጥዓም ይሕሰም ክሳብ ዘለና ክትነብሪ ኢኺ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Eritrwi kbur mennat mknyatu eti nu ztkfla reznat bwga sela zitmen
Hazbwi Genber
ጅግንነት ደኣ መን ይወዳደረኩም ኢድ እንዶ እሞ ምጽሓፍ ኣብያ። ጽሓፉ ተዛረቡ ክንብል ጦቕ ኢልና። 😂😂😂 ማጨሎት ዶ ክነሕጽበኩም ኣፍኩም ተተኸፈተ ኢድኩም ተተንቀሳቐሰ ኣቱም ጀጋኑን ዓባሳትን።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🐪🐪🐪💪💪
ዳርጋ ብምልኦም ክብሃል ዝክኣል ታሕተዎትን ላዕለዎትን ኣዘዝቲ ሜካ 74 ኣብዛ ቪድዮ ብምርኣየይ ሓበንን ኩርዓትን ይስምዓኒ። ጀጋኑና!!
💪🇪🇷♥️🕌♥️🏫🇪🇷😘
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊💪
💐🇪🇷🇪🇷❤️💟🙏💘💐
KBRN ZKRN NETOM NEZIY KNREY ZHEBUQUNA JEGANU N SWATNA KEMEWN N HLIWAT DMA EDMEN XENA YHABKUM 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 👍 👍 👍 👍 👍 👍
ኣቤት ጅግንነት ብተግባር ነዚ እንዳ ረኣዩ ኣንጻር ሃገርካ ኒን ምኒን ትብል ዘለኻ ወይልኻ ተመለስ ሕልናኻ ይኸሰካ ኣሎ ደም ጀጋኑ ኣያታትካ ይኸሰካ ኣሎ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍇🍇🍇💜💙❤💜💙💙
ብታሪኽ ሻዕብያን ተጋደልትን ብጣዕሚ የ ኩሩዕ እዚ ዶክሜንታሪ ሰነድ ከ ብምንም ተኣምር ኣየሕልፎን የ ኩሉ የ ዝሰምዖ ግን እንታይ ሞ ብ ህግደፍ ስውኣት ተጠሊሞም እዚ ኩሉ ንስደት ዲዩ ኔሩ ኣይተረደኣንን ብርጌድ ንሓመዱ የ።
ሳጓ ዘይብሉስ ኣሎዶ
እንታይ ኦኣይነት ተበላሕትነትን ፍልስፍናን ኢዩ ዘለዎም እዞም ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትናን ምግራምካ ትውድእ።
ስብሓት ኢፍሮም ዳኣ ኣብ ስርሑ ኣሎ ድዩ
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤