ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጥዑም ድምጺ(4) በዚ ዩትዩብ ገጽኪ ተቀልቀሊ ድምጺ ቡፈ ኤሪ ከተዳምጺ ሜሪ'ሎ ካናሪ ድምጺ፥ሜሪ ተቅርቦ ትሕስቶ 20 ደቂቕ እንታይ'ሞ ንሰማዕትካ ዶሞ ኮይናትና ከም 1 ደቂቕ።ብሉጽ ቀረብ ከምቲ ልሙድ ክቡር ሓው ፥ዝክኣል ተኮይኑ ናይ ደራሲ ነፍስሄር ተስፋይ ገብርኣብ ተትውስከና ክንደይ ኮን ምጠዓመ✌✌
Abe tiktok advertis ydelika alo view btami whideka alo sebey😢❤
emo nska entetgebreley kea tsbuk neru hawey. gze enteleka maletey ye. thank you.
Xbuk voice aleka kexlo. Mlue nay Tupac history ba terkelna.
Thank you, kbur haw. Nay tupak gn 2 video serihe aleku, mls elka entetrien tsbuk neru.
@@BUFERIok krio ye
Nice bro keep going ❤❤❤❤❤
መርሓባ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you 🙏
Thank you ❤🎉
Thank you bro qedmi haji hatitka nera amxkya kea blbi thanks kabtom blbi zednquka eya qexlo 🙏👏
Blind peakers and thanks
👑
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕❤
Hiii good job 😊
Please nay 2 pack Shakur history
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢካ ሰሪሕካያ ሓንቲ ነገር ግን ክእርመካ ሹግ ናይት ፍሉጥ ደራፋይ ሂፕሆፕ ዘይኮነስ በዓል ሃፍትን ወናኒ ቤት ሕትመት ሙዚቃ ዴዝ ሮው ሪከርድስ እዩ ነይሩ ሓንቲ ዘይጠቐስካያ ድማ ኣብ ናይ ራፐር ኢዚኢ (Easy-E) ሞት ኢድ ኔርዎ ይበሃል እዩ ናይዚ መንቀሊ ድማ ነቲ ራፐር ኢዚኢ (Easy-E) ዝውንኖ ትካል ን ባንዱን Ruthless records and N.W.A ክብትኖም ስለ ዝሰርሕ ዝነበረ እዩ። ኣብ ናይ Tupac ቅትለት እውን ኢድ ነይርዎ ይበሃል (conspiracy theory) ምኽንያቱ ቱፓክ እዚ ኹሉ ጠያይቲ እንትዓርፎ ንሱ ግን ዋላሓንቲ ከይኮነ እዩ ካብታ መኪና ወፂኡ። ብተወሳኺ Death Row records ዝወፀሉ ምኽንያት ዝመስለኒ ኣብቲ ኣርምኦም እውን ዘሎ ስእሊ እንተሪኢካዮ እሱራት ዝቕተሉሉ ወንበር እዩ መብዛሕትኦም ፀለምቲ ከዓ ግዳይ ናይዚ ይመስለኒ.ካሊእ ቆልዑት ኮይና ዝዝክሮ Snoop Dogg ኣብ ናይ ሓደ ኤርትራዊ ሽሙ ብደንቢ ኣይሓዝክዎን (ወልደማርያም ይመስለኒ) ቅትለት ኢድ ኣለዎ ይበሃል።ብዝተረፈ ቀፅለሉ ብፍላይ ኣብ ናይ 90 ታት ራፕ..
thank you for the correction.
Tnx bufe eri was requesting for suge hatiteka zimelskaley
Nice bro ❤
❤😊
Bravo ❤❤🎉🎉👏👏🫶
❤❤❤❤
የቀንየልና ንኹሉ ተቅርቦ መደብ አጆኾ ቆጽሎ
nay chrisbrown please❤
🫶🫶👋😍
Nay Eminem please ❤
14:49 ፊሊፕ ፍሊጳስ ዝበሃል ኤርትራውያን ኣሜርካዊ እዪ ተዘይተጋጊየ ቀደም ኣብ ጋዜጣ ዊንታና ዘንበብኩዎ እዩ መስለኒ
Nay 2pac na suge night mtessar bsefih zegbelna
Dimixka bitami mesati
ጥዑም ድምጺ(4) በዚ ዩትዩብ ገጽኪ ተቀልቀሊ ድምጺ ቡፈ ኤሪ ከተዳምጺ ሜሪ'ሎ ካናሪ ድምጺ፥ሜሪ ተቅርቦ ትሕስቶ 20 ደቂቕ እንታይ'ሞ ንሰማዕትካ ዶሞ ኮይናትና ከም 1 ደቂቕ።ብሉጽ ቀረብ ከምቲ ልሙድ ክቡር ሓው ፥ዝክኣል ተኮይኑ ናይ ደራሲ ነፍስሄር ተስፋይ ገብርኣብ ተትውስከና ክንደይ ኮን ምጠዓመ✌✌
Abe tiktok advertis ydelika alo view btami whideka alo sebey😢❤
emo nska entetgebreley kea tsbuk neru hawey. gze enteleka maletey ye. thank you.
Xbuk voice aleka kexlo. Mlue nay Tupac history ba terkelna.
Thank you, kbur haw. Nay tupak gn 2 video serihe aleku, mls elka entetrien tsbuk neru.
@@BUFERIok krio ye
Nice bro keep going ❤❤❤❤❤
መርሓባ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you 🙏
Thank you ❤🎉
Thank you bro qedmi haji hatitka nera amxkya kea blbi thanks kabtom blbi zednquka eya qexlo 🙏👏
Blind peakers and thanks
👑
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕❤
Hiii good job 😊
Please nay 2 pack Shakur history
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢካ ሰሪሕካያ ሓንቲ ነገር ግን ክእርመካ ሹግ ናይት ፍሉጥ ደራፋይ ሂፕሆፕ ዘይኮነስ በዓል ሃፍትን ወናኒ ቤት ሕትመት ሙዚቃ ዴዝ ሮው ሪከርድስ እዩ ነይሩ ሓንቲ ዘይጠቐስካያ ድማ ኣብ ናይ ራፐር ኢዚኢ (Easy-E) ሞት ኢድ ኔርዎ ይበሃል እዩ ናይዚ መንቀሊ ድማ ነቲ ራፐር ኢዚኢ (Easy-E) ዝውንኖ ትካል ን ባንዱን Ruthless records and N.W.A ክብትኖም ስለ ዝሰርሕ ዝነበረ እዩ። ኣብ ናይ Tupac ቅትለት እውን ኢድ ነይርዎ ይበሃል (conspiracy theory) ምኽንያቱ ቱፓክ እዚ ኹሉ ጠያይቲ እንትዓርፎ ንሱ ግን ዋላሓንቲ ከይኮነ እዩ ካብታ መኪና ወፂኡ። ብተወሳኺ Death Row records ዝወፀሉ ምኽንያት ዝመስለኒ ኣብቲ ኣርምኦም እውን ዘሎ ስእሊ እንተሪኢካዮ እሱራት ዝቕተሉሉ ወንበር እዩ መብዛሕትኦም ፀለምቲ ከዓ ግዳይ ናይዚ ይመስለኒ.
ካሊእ ቆልዑት ኮይና ዝዝክሮ Snoop Dogg ኣብ ናይ ሓደ ኤርትራዊ ሽሙ ብደንቢ ኣይሓዝክዎን (ወልደማርያም ይመስለኒ) ቅትለት ኢድ ኣለዎ ይበሃል።
ብዝተረፈ ቀፅለሉ ብፍላይ ኣብ ናይ 90 ታት ራፕ..