ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጎይታይ ፈቒዱጎይታይ ፈቒዱ ደም ክኸፍለለይ ሰለይ ክሓልፍ በጃ ኮነለይ ናተይ ግርፍት ንሱ ተገርፎ ግምጀ ከልብስ ልብሱ ገፈፎ ግምጀ ከልብስ ልብሱ ገፈፍዎ😰😥ገመድ ሓሶቶም አይሁድ ፈሒሶም ንጎይታይ ሓዙ ብድፍን ልቦም ኩሎም ገዓሩ ከም ገበነኛ ንዓይ ግን ኮነ ናይ ምድሓነይ ባና /2/ክሃርሙ ን ጎይታይ ምራቅ ክተፍኡ 😢ነቲ ዘይድፈር ምሒር ደፈሩ ኣብ ቅድሚ ኩሉም ቃሉ ከልከለ ኣነ ክዛረብ ንሱ ስቅ በለ /2/ጕድኑ ተወግአ ሕይወት ከፈልፍል 😢ን ከስስቱ ኮ ኮይኑ ንዲዪ መድሕን ብ መሰማር ፍቅረ ኢዲ ተሽንከረ ናይ ሞተይ ኢሾኽ ካባይ ተነቐለ /2/ዕርቃኑ ወጸአ ንዓይ ከልብስ ሰለ ዘፍቀረ ሰተየ ሓሞት ብ ምሕረት ጠለ ነፍሰይ ኣተርኪሱ ንዓይ ከጥልል ንሱ ጸሚኡ /2/ተሰቂሉ ሰለይ ኢየሱስ መድሕነይ 😢ተሰቂሉ ሰለይ ክርስቶስ መድሕነይ 😢ተሰቂሉ ሰለይ ዕብኖዲ መድሕነይ 😢ተሰቂሉ ሰለይ ታኦሰ መድሕነይ 😢ተሰቂሉ ሰለይ ማስያስ መድሕነይ 😢ተሰቂሉ ሰለይ ትሰቡጣ መድሕነይ 😢ተሰቂሉ ሰለይ ኣማኑኤል መድሕነይ/2/ 😢
amlak xegeu yebzehalkumahwatey❤🙏🙏🙏🙏🙏
O Gotay weltka key resee ab lebey teweld fekar Goyta 😭❤😭
♡ ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ♡
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ክብራት ኣሕዋትይ።
ዘይተዘርግሓ መዛሙር ከም ብዓል ዘይውዳ ዝናብ ምሕረትኪ ናይ ዓመታዊ ብዓል ቅዱስ ጂወርግስ ዓዲ ቐይሕ መዛሙርን ክትዝርግሑልና ይምሕጸን🙏🙏 ፀጋ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ማሕበረይ ምኣረይ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ኣቤት ፍቅሪ እግዚአብሔር ጌና ሓጥያታተኛ ክንስና ንሓጥያትና ክድምስስ ነቲ ንዘመና ሓጥያን እንዳ ኣስርሐ ኣብ ትሕቲ ግዝኣቱ ዝኣሰረና ፣ ናተና ስጋ ብልባስ ኣብ መስቀል ብምስቃል ንጸላኢና ብትሕትና ናብ መስቀል ብምቅራብ ኣብ መስቀል ብምእሳር ብክቡር ደሙ ብምፍሳስ ስግኡ ብምቅራስ ፍቅሩ ቀሊጹላና ደቁ ጌሩና ኢዩ፣፣ ነዚ ናይ ኣሕዋትና ናይ ኣፎም ምስክርነት ደቀይ ኢሉ ኣብ ቅድሚ ናይ ሰማይ መላእክት ንሂወት የብቅዓና፣፣
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna Ezgabiher xegu ybzhalkum Amen
ቃሊሂወት የስማዓልና ኣብ ጸለትኩም
Zimari melakti yesmalna xgu yebzihalkum
ብኣምላኽ ብኣኩም ደስ ኢሉና...ኣብ ኩሉ ህይወትኩም ሞገስ ይሃብኩም
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቃራት ኣሕዋተይ
ቃለ ሂወት የስምዓልና❤ኣብ ጸሎትኩም ማሕበረይ😢
Qale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen Zmare melakti yesmealina
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🥰
Zmare melakti yesmealma❤❤❤❤❤
I can't stop listen this God bless you oll❤❤❤
Zmare melakti yesmealna ❤❤❤
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlakna ❤❤❤🎉🎉🎉
Xegu yebzhalkum ahwatyyn zeftwkum mahbryn...
Qal hiwet yesmealna yehwat
Kale hiwet yesmealna brukat mahber ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ህይወት ያሰማልን
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
😭♥️♥️♥️✝️👈
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ ...menkrateyyyy
Qal ni hiwet yesmealna menkrateyyyy......niqedimos iti ni leyti temeharay
🥺🥺❤️❤️
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
ጎይታይ ፈቒዱ
ጎይታይ ፈቒዱ ደም ክኸፍለለይ
ሰለይ ክሓልፍ በጃ ኮነለይ
ናተይ ግርፍት ንሱ ተገርፎ
ግምጀ ከልብስ ልብሱ ገፈፎ
ግምጀ ከልብስ ልብሱ ገፈፍዎ😰😥
ገመድ ሓሶቶም አይሁድ ፈሒሶም
ንጎይታይ ሓዙ ብድፍን ልቦም
ኩሎም ገዓሩ ከም ገበነኛ
ንዓይ ግን ኮነ ናይ ምድሓነይ ባና /2/
ክሃርሙ ን ጎይታይ ምራቅ ክተፍኡ 😢
ነቲ ዘይድፈር ምሒር ደፈሩ
ኣብ ቅድሚ ኩሉም ቃሉ ከልከለ
ኣነ ክዛረብ ንሱ ስቅ በለ /2/
ጕድኑ ተወግአ ሕይወት ከፈልፍል 😢
ን ከስስቱ ኮ ኮይኑ ንዲዪ መድሕን
ብ መሰማር ፍቅረ ኢዲ ተሽንከረ
ናይ ሞተይ ኢሾኽ ካባይ ተነቐለ /2/
ዕርቃኑ ወጸአ ንዓይ ከልብስ
ሰለ ዘፍቀረ ሰተየ ሓሞት
ብ ምሕረት ጠለ ነፍሰይ ኣተርኪሱ
ንዓይ ከጥልል ንሱ ጸሚኡ /2/
ተሰቂሉ ሰለይ ኢየሱስ መድሕነይ 😢
ተሰቂሉ ሰለይ ክርስቶስ መድሕነይ 😢
ተሰቂሉ ሰለይ ዕብኖዲ መድሕነይ 😢
ተሰቂሉ ሰለይ ታኦሰ መድሕነይ 😢
ተሰቂሉ ሰለይ ማስያስ መድሕነይ 😢
ተሰቂሉ ሰለይ ትሰቡጣ መድሕነይ 😢
ተሰቂሉ ሰለይ ኣማኑኤል መድሕነይ/2/ 😢