እንታይ ክገብር 😱😭

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 485

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +114

    ናይ ፅባሕ ድንግል #ማርያም ናይ ልበኩም ሓሳብ ትፍፅምልኩም ኣጆኪ ዜዱዋይ😢

  • @HsanAhmad-o7m
    @HsanAhmad-o7m 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +45

    ናይ ፅባሕ ድንግል ማርያም ናይ ልበኩም ሓስሳብ ትፍፅምልኩም ኣጆኪ ዜዲዋይይ😢😢😢

  • @ናርዲ-c2d
    @ናርዲ-c2d 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +18

    ፅቡቅ ምግባር ንባዕልካ እዩ ዚዱየ ኣጆኪ ከፅቡቅ ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ ፈጣሪ ርከብዮ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ንኩሉ ጊዜ ኣለዎ ፅባሕ ትዝክረኪ እያ ።

  • @SeSw-zs7bx
    @SeSw-zs7bx 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ከይትሰድያ ልቕሓ ተይመለሰት 😢😢😢😢ዜድየይ ጅግና እመ ብርሂን ትሓልዉኺ ❤❤❤

  • @Flyonaግሬስ
    @Flyonaግሬስ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +50

    ብድንግላ😂ደምሩኒ ኣሕዋተይብሽም ድንግል ማርያም✝️🙏

    • @SahayYona
      @SahayYona 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ🙏

    • @ራኪ-ዩቱበ
      @ራኪ-ዩቱበ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Demirki❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@SahayYonaደምርኒ❤

    • @KndahaftiYouTube
      @KndahaftiYouTube 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እሺ መልሲ

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @KndahaftiTH-cam ደምርኒ❤🙏

  • @AluAlu-o5p
    @AluAlu-o5p 10 นาทีที่ผ่านมา

    እግዛአቢሔር ልቦና ይሃባ ታጋሩዋይ ብማርያም ደምሩኒ😢😢😢

  • @TAMASEGANFatlre
    @TAMASEGANFatlre ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ምቅርቲ ባዓልቲ ፅብቅ ታግባር ክደን ምሕፃብ ናዓኪ ይንእሰኪ ካልኤ ይግባአኪ አነ ግን ዝብለኪ እዛ መባይል ይሕድኪ ሰራሓ ከም ትአቱ ፈትኒ ለኳሽን ልእካ ብናይ ባዓላ ሰዋክ ገራ ክትወፅእ ትእል እያ ብወገነይ ከምዚ ዘሓይሽ ይመስለኒ 😳😳 ❤❤❤

  • @salamaas5943
    @salamaas5943 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ኢዚኩሉ ፅብቅ ገይረካ ዳሕረ አብ መጨርሸታ ሰበ ባዓሉ ጨኻን ከምቲኮን ይገብረካ ክንደይ ሞ ዘይሓረረና😢

  • @ሜዲዕቛር
    @ሜዲዕቛር 17 นาทีที่ผ่านมา +2

    ኣይዘኪ ዜዱየይ

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፈጣሪ ዓይነ ልቦነኣ ይክፈተላ ዛይድ ሓፍተይ ፅብቅ ግበር ልመን ንማንም ቆልዓ ስለ ዝኮነት እያ❤❤❤❤

  • @selammulubrhan3901
    @selammulubrhan3901 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣደይ ማርያም ትሓልኩም ዘድየ ኣጆኪ ፅቡቅ ዝገብር ፅቡቅ ኣይረክብን ካብ እግዛብሄር ክትረክብዮ ኢኪ ዝሓፍተይ

  • @AaAsa-ui3ve
    @AaAsa-ui3ve 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ፅብቅ ያዝገበረስ ፅብቅ ተዝፍደ ዳርጋ ካልእ ድዩ ዝተባሃለ ኣጀኪ ዜድየይ ፈጣሪ ይርአልኪ😢😢❤

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +14

    እቶም ክንወስዳ ዝብሉ ዘለዉ ሰባት ናይዝኸፈለቶ ከፊሎም ይውሰድዋ
    ግን ምናልባት ምስቲ ዝሓለፈቶ ብጭንቀት ዝተልዓለ ናይጥዕና ፀገም ከይህልዋ😢

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

    • @FjyFjgh
      @FjyFjgh 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ናተይ ሓሳብ እውን ንሳ እያ።

  • @ااا-ي7ع4و
    @ااا-ي7ع4و 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ጥዕና ፀገም እንየዋ ከይኮን ዜድየይ መዓረይ ❤እና ካብ እግዛብሄር ክትፍደይዮ ኢኪ ሓላለይ❤❤❤

  • @رانيراني-س9م
    @رانيراني-س9م ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ምግባር ንባዕልካ እዩ ዚዱየ ኣጆኪ ከፅቡቅ ካብ ሰብ ዘይኮነሰ ካብፈጣሪ ርከብዮ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ንኩሉ ጊዜ ኣለዎ ፅባሕ ትዝክረኪ አየ ረሲሕ አየ አዘኣ አጀከ 😢😢🙏🙏✌👏👌👌👌

  • @Hadu_8
    @Hadu_8 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ለዋህ ምካን ብጣዕሚ እዩ ዝገድእ እና ልውህነትኪ ካብ ፈጣሪ ዓስብኪ ክትረክቢ ኢኪ ዜዱየ ለባም ሰብ ሩጉም እዩ❤🙏😥

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
    @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ፅቡቅ ዝገበረ ፅቡቅ ተዝፍደ ብዕራይ ድቛ ምሰተየ ይብሉ ወለድና😢😢😢ኣየ ሰብ😢

  • @mdfkr-r6q
    @mdfkr-r6q 11 นาทีที่ผ่านมา

    ኣይይ ግዜ ፁቡቅ ዝገበረ ፁቡቅ ኣይረክብን ካብ ፈጣሪ ክተረክብዮ ኢኪ ናተይ ዕፃ ዶ በፂሕኪ ከይትሰድያ😢😢😢

  • @TitTit-m6v
    @TitTit-m6v 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ኣጀኪ ዘዱዋይ ማዓረይ ፅብቅ ምግበር ንባዕልካ እዩ ዋይ ፅጋበኛ እያ እዝኣስ ክኣ

    • @Flyonaግሬስ
      @Flyonaግሬስ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@TitTit-m6v ደረምርኒ♥️🙏♥️

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፅቡቅ ዝገበረ ፅቡቅ ዘይፍደ 😢😢ዜዱዋይ ፈጣሪ ቅንዕናክይ ይርአየልክይ❤❤❤❤❤❤

  • @HaymiYowhans
    @HaymiYowhans ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ጥዕና ፀገም ከይህልዋ ዜዱዋይ😢

  • @تتياات-ن1ب
    @تتياات-ن1ب 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፅቡቅ ዝገበር ፅቡቅ ዘይፍደ ኣጀኪ ዜዱዋይ ማዓርይ

  • @ZhraZz-l6i
    @ZhraZz-l6i 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ዕላማኣ ድጠፈአ 😢😢 ኣይዘኽ ዜድዋይ እመብርሃን ታሓልኽ ወለላይ

  • @GyiBeji
    @GyiBeji 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቱም ሰባት ፅቡቅ ዝገበረስ መኣዝ እዩ ፅቡቅ ዝፍደ 😢 እታ ዓባይ ጀዋላ ኣሕዲግኪ ከሻፍ ሂብኪ ናብ ስራሕ ስደድያ ልቃሓ ክሳብ ትከፍል እመብርሃን ትሓግዝኪ ዜደይ 🙏🙏🙏ኣጆኪ ጅግና ኢኪ ካብ እግዚአብሔር ርከብዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እህህህ ዜድ ሓፍተይ ማርያምን ገንዘብኪ ከይሓዝኺ ከይትሰድያ በጃኺ ቤተሰባ ንክትረኽብዮም ከኣ ፀዓሪ እምበር ናትና ነገር ንወግዒ ኣይምችን ፅቡቅ ንገብር እሞ ተመሊሱ ኣብ ክንዲ ፅቡቅ ሽግር ሒዝልና እዩ ዝመፅእ😢😢😢 ኣነ ኣለኹ ከማኺ ዘጋጠመኒ ማርያምን እየ ዝብለኪ ለለ ሲ ብ3ተ ሰብ ከምዚ ገጢምኒ ኣሎ😢

  • @Ytt-v5f
    @Ytt-v5f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዜድየይ ክብሪ ይብኬኪ ፈጣሪ እንተሳግን ልበና ይዓድላ

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ለዋህ ምካን ብጣዕሚ እዩ ዝገድእ እና ልውህነትኪ ካብ ፈጣረ ዓሰብኪ ክትረክቢ ኢኪ ዜዱየ ለባም ሰብ ሩጉም እዩ❤❤

  • @ኣዜብ
    @ኣዜብ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጽቡቕ ዝገብረስ ጽቡቕ ተዝፋዳ 😢😢😢 ዙነገር ዝፈለጡ ዪ ዝፈለጡ😢😢😢❤❤❤❤

  • @YrdgYedf
    @YrdgYedf ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ዝገበረ ፁቡ ዘይምሎሶ ግዜ😢❤

  • @ብሪጓልሰንዓፈ
    @ብሪጓልሰንዓፈ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ደምሩኒ ኣሕዋተይ ብሽም ድንግል ማርያም 🙏✝️👏

    • @NetsiHabeshawit
      @NetsiHabeshawit 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምርኒ ክብረተይ

    • @ሚዚትግራወይቲ
      @ሚዚትግራወይቲ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገይረልኪ መልስ

    • @NanaHabeshawit-s3z
      @NanaHabeshawit-s3z 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@NetsiHabeshawitደምርኒ ወለላይ ክምልስየ❤

    • @ናርዲ-c2d
      @ናርዲ-c2d 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

    • @NanaHabeshawit-s3z
      @NanaHabeshawit-s3z 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@ናርዲ-c2d ዘይደመርክኒስ

  • @FcFx-i3y
    @FcFx-i3y 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣጀኪ ዜዱዋይ ፅብቅ ዝገበረ ፅብቅ ኣይፍደን

  • @hdjf4
    @hdjf4 20 นาทีที่ผ่านมา

    የዋህ ምካን እካ ፀገም ካይኑ ኣቱም ሰባት😢

  • @ፍቅሪ
    @ፍቅሪ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እህ በለ ጣፍ ዝሃንኾተ ድዩ ዝባሃል ፅቡቅ ምግባር ቃርዩ 😢 ፈጣሪ የዋላውለልኪ ዘዱየይ 🙏😢😢😢

  • @Tich-o6t
    @Tich-o6t 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኣጀኺ ዜዱየይ ኩሉ እቲ ትገብርዮ ካብ ፈጣሪኺ ትረኽብዮ ኢኺ ዛምበተይ❤ ኩሉ ሰብ ማዕረ ኣይኮነይ ባህሪያቱ ቤት ካዋሊ እካ ዝባሃል

    • @YeshiChanal12
      @YeshiChanal12 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @FhgEgy
    @FhgEgy 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ናይ ገሊእን ባሕርኛታት በጣዕሚ እየን ዝግርማካ ወዲ በርቅን እዩ እዝግዮ መጨረሸእን ካኣ ሕማቅ እዩ

  • @Mms-p2v
    @Mms-p2v ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀዋላ ኣሕድግያ ምስ ባዕልካ ሓዝያ

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር ይሓግዘና እምበር ኣብ ኹልና እዩ ተመስገን ኢልና ሱቅ😢😢😢❤❤❤

    • @FreHalefom-d8x
      @FreHalefom-d8x 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @AaZz-y4e
    @AaZz-y4e 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    በስምኣም ሰብ ሎሚ 😢😢😢ኣጆኪ ዜዱዋይ ኣምላክ ይሓግዝኪ ፅቡቅ ምግባር ንባዕልካ እዩ እንተ ዛ ጋል ግን 😢😢😢

  • @navergiveup-f3d
    @navergiveup-f3d 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይ ኣጆኪ ዜድዋይ ማዓርይ ድንግል እመብርሃን ምሳካ ትኩና🫢🫢🫢🫢

  • @Salm-y6b
    @Salm-y6b 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ዜዱ ሓፍተይ ፅብቅ ዝገበረ ፅብቅይ ኣይፀነሐን እዩ ክንዱ ዘኮለሱኩ እዴይ ተነኩሱኩ ዛባህለ ከሙዙ እዩ😢😢😢😢😢ድንግል ማረያም ምሰኪ ቱኩን ዜዱይ የዋሃ❤❤❤❤

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፅቡቅ ዝገበረ ፅቡቅ ተዝፍደ ድቋ ምሰተየ ይብሉ ወለደት 😢😢😢 ኣየ ሰብ😢😢

  • @GooklGookl-c2l
    @GooklGookl-c2l ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀዋላ መንጥልያ ዜድየ❤❤❤😢😢😢😢

  • @GooklGookl-qx8yi
    @GooklGookl-qx8yi ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቕያ ዝገበረስ ፅቡቕ ተትፍደስ ብዕራይ ዱቃ ምሰተይ 😢😢ኣጆኺ ሓፍተይ ናተይ ልፅቡቕኪ እዩ ዋ😢😢

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይ ኣጆኪ ዜድዋይ ማዓርይ እመብርሃን ምሳካ ትኩን❤❤❤

  • @FjgCh-e1x
    @FjgCh-e1x ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀዋላ አሕድግያ ምስ ባዕልኪ ሓዝያ

  • @SlamaAlhhgf
    @SlamaAlhhgf 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኺ ዜዱ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ

  • @SelamAbreha-l5p
    @SelamAbreha-l5p 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አይይይይይ ስብ ዋላ አነ ክሙኡ ገጥመኒ እዩ ግን ፈጣሪ ይመሰገን ትማህር ኣጃኪዛሓፍተይ ሰብኮ ሩጉም እዩ😢

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩሉ ብፈጣሪ ትረክብዮ ኢኪ ኣጆኪ ዜዱየይ ሓደ ሓደ ዘሎ ሰብስ😢 ናብቲ ናሰላም ሓፍታ ስራሕ ስደድያ ምስታ ዓረብ ተነጋጊርኪ መባይል ዘይብላ ትኪድ እስካብ ልቅሓ ትምልስ ምስወደአት ከምደስተኣ ዋእእ በስመኣብ

  • @AbiYoutub-z3j
    @AbiYoutub-z3j 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናብተን ኣሕዋተይኸድየ ትብለኪ ዘላ ገዘበይ ኸፍለን ይዉሰዳኺ በልያ 😢😢😢ሰብሎሚ ከምኡ እዩ ኣጀኺ ❤❤❤

  • @SaraSedd-m8t
    @SaraSedd-m8t 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጆኽኒ ዎለላይ ኣብኩላትና እዩ ህያበይ

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤❤❤

  • @user-pz5dg8hw9d
    @user-pz5dg8hw9d 57 นาทีที่ผ่านมา

    ናየ ዕድል ገጢምኪ ዜዱዋይ ኣጆኺ ካብ ፈጣሪ እምበር ካብ ሰብካ ክንደየናይ ንጭክንዶ ሰብ ላነብዐ ናደወለልና 😢

  • @tahesgabra2015
    @tahesgabra2015 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤😢 ኣጀኪ ዜድየ 🙏🙏🙏

  • @SeniSeni-ne3gy
    @SeniSeni-ne3gy 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አጀኪ ዜዱዋይ ካብፈጣሪ ክትረክበዮ አኪ ፁበቁ ምግባር ንባዕለካ አዩ❤ ካብሰብ ዳኣ

  • @ናርዲ-c2d
    @ናርዲ-c2d 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እመብርሃነይ ኣይይይይ😢

  • @ጋልትግራይ-ቐ4ኰ
    @ጋልትግራይ-ቐ4ኰ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጀዋላ ኣሕድግያ ከይትመልቀኪ

  • @HxBx-wo5ki
    @HxBx-wo5ki 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣዘኪ ዜድ ሓፈተይ ከብ ሰብ ፅብቅ አይተርኽብ ግን ከብ አምላክ ከሕሳ ተርኽብ አኪ ዝያዳይ ❤❤❤

  • @سلامه-ط5ظ
    @سلامه-ط5ظ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ዜዱየ ፅቡቅ ገርኪ እኪ ንስኪ ጀግና እኪ ፈጣረ ኣሎ🙏🙏🙏

  • @Abigalmebi
    @Abigalmebi 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣጆኺ ዙዱየይ ፅቡቅ ዝገበረ ፅቡቅ ኣይፍደን

  • @AbeyAse
    @AbeyAse 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይ አታ ለይግነ የለይ ታአምር😢ዜድየ እስቲ ቀስ ኢልኪ አረድእያ አታ አምላክ አቦይ ዜድየ አምላክ ባዕሉ ይሓግዝኪ ዝሓፍተይ

    • @FreHalefom-d8x
      @FreHalefom-d8x 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አጀኪ ዜድይ ፍጣረ ረሃፅኪ ይርአየልኪ😢😢

  • @gjshsh1337
    @gjshsh1337 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጆኪ ዜድዋ እንኳዕ ንስኺ ፅብቕ ገበርኪ ውዕለታኺ ብዓብዩ ካብ እግዚአብሔር ትረኺብዮ እኺ ማዓረይ ሰብ ከንቱ😢

  • @AzmeruKalayu
    @AzmeruKalayu 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይ በስማኣም ፅቡቅ ዝገበረ ፅቡቅ ምፍዳይ ነውሪ ኮይኑ ኣጆኺ ዜዱየይ ኣምላክ ይሓግዝኪ

  • @DndjDjdj-u6f
    @DndjDjdj-u6f 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ዘድዋ ታይኡ ማዓቱ ወደይ😢😢ሰብ ሩጉም

  • @JonDesta-v1f
    @JonDesta-v1f 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ሓፍተይ ማዓረይ 😢 ፈጣሪ ረሃፅኪ ይርኣየልኪ ጋል እነይ ካብዙይ መሓሪና 😢😢

  • @NebyatZeru-q7y
    @NebyatZeru-q7y 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅብቅ ንባዕልካ እዩ ዜዱ ሓፈተይ አጃኪ🙏🙏🙏

  • @MariDesta
    @MariDesta 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዜድየ ድንግል ማርያም ግርህነትኪ ትርአየልኪ

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ከ4ሸ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ከ4ሸ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አጆኺ ዜዱ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኪ

    • @kindhaftigirmay2569
      @kindhaftigirmay2569 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አጀኪ ዜዱ ሐፋተይ

  • @محمد-ك6س5ع
    @محمد-ك6س5ع 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    😢😢😢

  • @AlganeshTekulu
    @AlganeshTekulu 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ግርህነትኪ እናራኣያ እባ ይፃወታልኪ ኣለዋ እዘን ኣጓላት መሳኪን እናመሰላ ኣጆኪ ግን ዜድየ

  • @Ahlam-k5g
    @Ahlam-k5g 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ውይ ውይ መሕዘን ግዜ❤❤❤❤😢😢

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅብቅ ምግባር ይጠቅመቂ እንበር ኣይጎደአክን ዜድዋይ ፅብቅ ግብሪ ፅብቅ ፍረ እዩ ዝወልድ🥹♥️

  • @ተስፋእዩስንቀይቲቲ
    @ተስፋእዩስንቀይቲቲ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ህያበይ ፅብቁ ንሩኡሱ ሕማቅ ንሩኡሱ እዩዋ ዛይደይ

  • @ማርያመይእያዋሕሰይ
    @ማርያመይእያዋሕሰይ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቅ ዝገበር ፅቡቅ ዘይፍደ ኣጀኪ ዜዱዋይ😢😢😢

  • @ንግስቲኣሰፋ-ኀ4ዸ
    @ንግስቲኣሰፋ-ኀ4ዸ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዘዱዋዩ ኣጀኪ ዛኣበዩተዩ እስኪ ክከ ናዩ ስደት ጅገና ለዋህ በህዝባ ዘዩተዳራደር አኪ አስኪ ደ ተበደሊ ኣብገነኪ አለና ❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰

  • @EyerusBerhan192
    @EyerusBerhan192 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ዜዲየ እንኳዕ ሰላም መፃኪ ዛናተይ ደሚረኪ ክብረተይ ጉድ ሰብ ዘይረክቦ የለን ታኣምር ዓላማ ዘይብለን ሕማሶ እዩ 🤭🤭🤭🤔🤔🤔

  • @CbGbh
    @CbGbh 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘዱ ሓፍተይ እግዝኣብሔር ምሳኪ ይኩን

  • @ТимофейАфиногенов-ч5б
    @ТимофейАфиногенов-ч5б ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ☦💒🍁Russia🇷🇺🕊🇪🇹🍁 Господи Помоги нам!🍀🍂🍀🍂🍀

  • @SndumoLaJghd
    @SndumoLaJghd 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ይገርም እዩ😢

  • @GhYt-f1y
    @GhYt-f1y 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይይይ ዜድዋይ የኔ ጅግና አይዘኹ😢😢😢😢😢

  • @MaKiGalMezgebe
    @MaKiGalMezgebe 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፁቡቅ ያ ዝገበረ ፁቡቅ ተዝፍደ ስ ብዕራይ ዱቃ ምሰተየ እና ዜዱየይ ኣየኪ ☝️

  • @selamrasom
    @selamrasom 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅብቅ ዝገብርስ ፅቡቅ ዘይፍደ

  • @FfFf-wg2dx
    @FfFf-wg2dx 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅብቅ ዝገበረ ፅቡቅ ተዝፍደ ብዕራይ ድቋ ምሰተየ ይብሉ ወለዲ ታይምዓቱ ወደይ😢😢😮

  • @GalHayelom
    @GalHayelom ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ጉዲ ፈጣሪ ባዕሉ ናብ ይመልሳ ዜዳዋ😢

  • @SelamGebrehiwet-n8z
    @SelamGebrehiwet-n8z 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣየ ዝሓፍተይ ኣይዞኪ ፅቡቅ ዝገበረ ፅቡቅ ኣይፍደይ

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኪዝሓፍተይማዓረይ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MebaleTeshale
    @MebaleTeshale 19 นาทีที่ผ่านมา

    መዋይልኪ የሕድግያ ዜዱየ ለባም ❤❤❤

  • @HiwiGerezhr
    @HiwiGerezhr 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አጀኪ ዛድየ😢😢😢

  • @ፅልልቲእየBDtf
    @ፅልልቲእየBDtf 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀኪ ዜደይ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን😢😢

  • @HappyBirthdayCake-py1wf
    @HappyBirthdayCake-py1wf 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @YunhF
    @YunhF 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዜዱዋይ ማዓረይ ኣጀኪ ፅቡቅ ዝገበረ ፅቡቅ ዘይፍደ😥😥😥😥

  • @waadalot3511
    @waadalot3511 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወይ ጉዱ😢😢😢 ዘዱዋይ ማዓረይ❤

  • @GhVj-y7f
    @GhVj-y7f 11 นาทีที่ผ่านมา

    ኣጆኪ ዜዱየይ

  • @amoolnajaai
    @amoolnajaai 29 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TigrayAdey-n3y
    @TigrayAdey-n3y 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይሓፍተይማዓረይፈጣሪረሃፅኪይርኣየልኪ😢😢

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ረሳዒት ፀገማ ኮይና እዩ 😢ኣጆኺ ዜዱየ መዓረይ 💚❤🌹
    ገንዘብኪ ዘይሃበትኪ ከይትሰድያ ላበዳናኣ እያ ትከድ ከ ድሮ ዶ ረሲዓቶ እቲ ፀገማ

  • @GjdtThg
    @GjdtThg ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢

  • @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ
    @ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዜዱ ልዉህነትኪ ይጎድአኪ አሎ ጠንቅቅ በሊ ❤

    • @MariChannel-h5o
      @MariChannel-h5o 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ❤

  • @SjEu-q3v
    @SjEu-q3v 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀወላ እውን እሕድግያ ዜድየ😢

  • @UfYd-g9c
    @UfYd-g9c 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ዜድየ ማዕረይ 😢😢 ፅቡቅ ዝገበረ ፅቡቅ ዘይፍደ😢

  • @ሊሊTube-j7z
    @ሊሊTube-j7z 46 นาทีที่ผ่านมา

    ፈጣሪ ሆይ አጆኪ ዛሓፍተይ❤😊