ከመይ ገይሪና ፌሰቡክ ናብ ፎለወሪሰ ንቅይሮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 787

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe 11 หลายเดือนก่อน +74

    የክብረልና በረከተይ ብሩክ❤ ሓውና ነባራታተዐዮ ክቡራት ኣሕዋተይ ተጋሩ አበይ እንየና ናይባዕልትና ነዕቢ ሃየ ብስም ኪዳነ ምሕረት 100 ሽሕ ነብፀሐዮ ሓውና ይግበኦ እዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @GoAsd-u9p
      @GoAsd-u9p 11 หลายเดือนก่อน +1

      ትክክል

    • @HermelaAraya-y2j
      @HermelaAraya-y2j 11 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ትሓባቦርን🥺

    • @NihnaNewegena
      @NihnaNewegena 10 หลายเดือนก่อน +2

      እወ ብሓቂ ❤❤❤ኩላትና ሓብርና ንዕበይ ኣይኽፈሎን።

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs 10 หลายเดือนก่อน

      ስለ ምትብባዕስ እሺ ግንሲ አብዩኒ አይሰረሐለይን ዘሎ ሰለዚ ተዘይ ሰሪሑለይ ዝሰረሐልኩም ንገሪኒ አብዩኒ እዩ ናአየይ❤

    • @LovelyMythicalBird-ko3mo
      @LovelyMythicalBird-ko3mo 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@selamSelam33-ll1bsNayle abini zserhelkum telyu tehababeruna

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam หลายเดือนก่อน +63

    ዛኣበየኩም እሰከ ኣበይ ኣለኩም ኣነስ ኣቢኒ ታይ ዩ ፀገሙ

    • @merhawitmengs5520
      @merhawitmengs5520 หลายเดือนก่อน

      Abyatni naay

    • @gogotot9249
      @gogotot9249 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ኣለኹ ኣቢኒ ፀገሙ ኣይፈለጥኩን

    • @khabshekfa6426
      @khabshekfa6426 หลายเดือนก่อน

      አነ አብኒይ

    • @slamaa3277
      @slamaa3277 หลายเดือนก่อน +1

      ንዓይ እዉን ኣብዩኒ 🤳🤳ንገሩኒ በጃኹም

    • @Hanigualhagretigray
      @Hanigualhagretigray หลายเดือนก่อน

      Ewe abina eyu

  • @አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ
    @አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ 11 หลายเดือนก่อน +33

    ግን አሕዋተይ ካብዚ ዝልብም ሓውና የለይ በይዛኩም ናባራታታዓዮ አብ ፀገምና ኩሉ ግዜ ድምፂ ዝኮነና እዚ ክብር ሓውና እዩ ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ናገበርና ናባራታተዐዮ😢❤

    • @abraha21
      @abraha21  11 หลายเดือนก่อน

      Thanks maery❤

    • @MraMra-mr9fe
      @MraMra-mr9fe 11 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ እዩ እሺ 100 ነብፀሐዮ ይግበኦ እዩ❤

    • @አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ
      @አብረሀትገብረኪዳንአብራሃ 11 หลายเดือนก่อน +1

      @@MraMra-mr9fe ብሓቂ ህያበይ

    • @FreTube12
      @FreTube12 หลายเดือนก่อน

      ​@@አብረሀትገብረኪዳንአብራሃደምርኒ ማዓረይ

    • @zewduzewduzewduzewdu-k2q
      @zewduzewduzewduzewdu-k2q หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ኽምልስ የ ኽቡራተይ🎉

  • @brtukanmebrahtu9539
    @brtukanmebrahtu9539 11 หลายเดือนก่อน +4

    ታማ ናተይ ኣቢይኒ😢😅ኣይከፍተለይ ኢሉ😊

  • @ሄሩየማራናታቻናል
    @ሄሩየማራናታቻናል 11 หลายเดือนก่อน +11

    በረከተይ መኣረይ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ቡሩከይ❤🎉

    • @mar-o1k
      @mar-o1k หลายเดือนก่อน

      ደምርኝ❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @Lima-mj6ie
    @Lima-mj6ie หลายเดือนก่อน +11

    ሰላም ግን ከምኡ ገርና ዘይቸቀየረከ እታይ ፀገሙ ስርሓልና እባ 🎉🎉🎉❤

  • @ጋልትግራይእልክምፀውዕኒ
    @ጋልትግራይእልክምፀውዕኒ 11 หลายเดือนก่อน +5

    በረከተይ ናተይ ምቅያር ኣብኒ ታይ ከይኑ እና ብጣዕሚ ዘክብረካን ዘንቀካን ሓፍትካ እየ ካብ ስዕዲ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🎉❤

  • @Miligaltigray-u4i
    @Miligaltigray-u4i 11 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዓሚ ደስ በሃሊ እዩ ትምህርትካ ግና ሓንቲ ክሓተካ በረከት ሓወይ እተን ናይ ካልኤትን ሳልሴትን ኣቡኒ public ምባል ሉክ ፕሮፋይል እሉኒ

    • @tigreweyti
      @tigreweyti 11 หลายเดือนก่อน +1

      ናዓይ ለ ከምኡ ኢሉኒ

    • @ifuyfifg369
      @ifuyfifg369 11 หลายเดือนก่อน +4

      ዋላ ንዓየ ከምዚ ኢሉኒ ተገደስካ መልሰልና ቤኪ ሓወይ ተካተተልቲካ እየ

    • @mebrattadese6383
      @mebrattadese6383 11 หลายเดือนก่อน +1

      ዋላ አነ

    • @ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ
      @ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ 11 หลายเดือนก่อน

      ኣነለ ክጥይቆ እለ ነይረ እንተ ኽእልኻ መልሰልና እዝሓወይ🙏🙏

    • @Meri-n8d
      @Meri-n8d 11 หลายเดือนก่อน

      Facebook ተጠቀማ

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg 11 หลายเดือนก่อน +10

    ኣብይኒ ናተይሲ

  • @khalfeyukulu1221
    @khalfeyukulu1221 11 หลายเดือนก่อน +5

    ኣነስ ኩሉ እስቴብ ተጠቂመ ምቅያር ኣብዩኒ ቤኪ ሓወይ

    • @selamtesfay1193
      @selamtesfay1193 11 หลายเดือนก่อน +1

      ዎላ ኣነ መልሰልና በረከት ሓወይ🙏

    • @MulleMan-h1h
      @MulleMan-h1h 11 หลายเดือนก่อน

      Wala natey eyu

    • @rahelrahel6194
      @rahelrahel6194 4 หลายเดือนก่อน

      ዋላ ናዓይ

  • @ብሪሂንይብራ
    @ብሪሂንይብራ 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሳብስክራይብ ግበረለይ ደቂ ዓደይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dfghgfvfaydh3201
    @dfghgfvfaydh3201 11 หลายเดือนก่อน +4

    ታማ ናተይ ኣቡኒ ዋኝኝ🧐🧐

    • @ZaydAbadi
      @ZaydAbadi หลายเดือนก่อน

      ዋላ ናተይ😢

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw 11 หลายเดือนก่อน +3

    በረከተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ጀግና❤❤❤❤

  • @wedihawebey
    @wedihawebey 11 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዓማ የቀንየልና በረኸት ሓዉና ቀፅለ ሉ ተኪው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቲቲነኝየትግራይልጅ-ኘ8ፈ
    @ቲቲነኝየትግራይልጅ-ኘ8ፈ 11 หลายเดือนก่อน +3

    ናተይሰ ምቅያር ኣቢኒ ታይ ሰለ ዝኮነ እዩ🥺

    • @TomasBerehe-p3m
      @TomasBerehe-p3m 11 หลายเดือนก่อน

      ዋላ ናተይ

    • @SlamFesh-my4ki
      @SlamFesh-my4ki หลายเดือนก่อน

      ዋላ ናተይ ምቅያር ኣብዩኒ​@@TomasBerehe-p3m

  • @የቅዱስ
    @የቅዱስ 11 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ፈስቡክ ፓስወርድ ዝጠፍአና በረከት ሐወይ ፈስቡከይ ንዮ ዩ ግን ፓስወርድ ክሕ ዞ ደልዬ ጠፍእኒ ❤️ብሩከይ ❤️

    • @abraha21
      @abraha21  11 หลายเดือนก่อน

      Ab TH-cam nhatey aleki

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ምዓረይ

  • @seni-x9s
    @seni-x9s 11 หลายเดือนก่อน +4

    ዋላ ንእሽተይ ፍረድ ዘለና ድዩ ዝቅየር አብኒ

  • @UfjHg-j8x
    @UfjHg-j8x 9 วันที่ผ่านมา

    ሰላም በረከት ሐወይ አነ ደካማ ሓፍትኻ ኩሉ ብድየታትኻ ይካታተሎ እየ አብዝሓተትናካ ብግቡእ እኻ ትምልሰና ኸዚግን አነ ክሓተካ አነመንፈሳዊ እየ ዝምሃር አብ ማሕበር አትየ መጽሓፍ ካብመባይላ ናብ ማሕበር አንብበ ርከርዲ ክገብር ተደልየ ቅልፊ ይቅለፎ እናብስም እግዚአብሔር መፍትሒ ትሂበኒ ተስፋ ይገብር ምስ ሰናይ ይቅርታ❤❤❤

  • @AAa-g4n2c
    @AAa-g4n2c หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ናዓኻ በረኸት ሓው ኩላና ናብ ፈለወር ቀይረዬ ግን ካብ 5000 ሽሕ ምሕላፍ አብኒ❤❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ🎉❤

  • @حبيشحبشه
    @حبيشحبشه หลายเดือนก่อน

    በረከት ጅግና የቅንየልና❤❤❤❤

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 11 หลายเดือนก่อน +4

    _የቀንየልና በኪዋይ♥️_

    • @mar-o1k
      @mar-o1k หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ❤❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw 11 หลายเดือนก่อน +4

    በረከተይ የቅንየልና ❤❤❤❤❤

    • @mar-o1k
      @mar-o1k หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ክምልስ❤

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 11 หลายเดือนก่อน +3

    ታማ ናተይ ኣቢኒ

    • @madhinhayila437
      @madhinhayila437 11 หลายเดือนก่อน

      ናተይ እውን ኣብዩኒ

    • @GhTf-l6v
      @GhTf-l6v 2 หลายเดือนก่อน

      ናተይስ አብይን😢

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara502 หลายเดือนก่อน

    ተባረክ ዘሓወ ኣይፈልጦን ነይረ
    ኣከፋፍታ ዩቱብ ኣርእየና ወድነይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Rgbi-f2q
    @Rgbi-f2q 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቤኪየ ናተይ ግን ኣቢኒ

  • @ፀጋገሃንስ
    @ፀጋገሃንስ 11 หลายเดือนก่อน +3

    የቀንየልና በረከተይ ዘይምፍላጥ እዩ ከዚ ግን ኩሉ ገይረዮ ኮ ❤❤❤❤

  • @ArmeeAtib
    @ArmeeAtib 11 หลายเดือนก่อน +3

    የቀንየልና ታንክስ ፍሬንድ ዝነበረኸ ይቅየርዶ ኣባኡ እናሃለወ ቤክየ

  • @Zayd-u2j
    @Zayd-u2j 11 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ነመስግን በረከተይ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HermelaAraya-y2j
    @HermelaAraya-y2j 11 หลายเดือนก่อน +2

    በረከት ሓወይ ሰላምካ ይብዛሕ ፈስቡከይስ of ኮይኑ ከመይ ኣብለ on ክገይሮባ ችሓባበረን😢

    • @ከከከወወዘ
      @ከከከወወዘ 11 หลายเดือนก่อน

      Onlineክትካፍትዮ ድዩ ደሊኪ

    • @HermelaAraya-y2j
      @HermelaAraya-y2j 11 หลายเดือนก่อน

      @@ከከከወወዘ እወ

  • @nahomjebye1786
    @nahomjebye1786 11 หลายเดือนก่อน +2

    አዋይ ተሸዊድር ስጋብ ሕጂ ሳብስክራይብ ዘይገበርኩካ በሪያ ሓወይ ❤ ሶሪ ወዲ ነይ

  • @birtukan1145
    @birtukan1145 11 หลายเดือนก่อน +2

    የቅኔልና በረከት ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @mar-o1k
      @mar-o1k หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ክምልስ❤❤

  • @YordiLove-fz5lx
    @YordiLove-fz5lx 11 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና በረከተይ ናይ ባሓቂ ቁኑዕ ሰብ❤❤❤❤❤

  • @ConfusedBamboo-vx7dw
    @ConfusedBamboo-vx7dw 11 หลายเดือนก่อน +4

    ናተይ ግን ኣብኒ ምቅያር

    • @swswits3292
      @swswits3292 หลายเดือนก่อน

      ናተይለ

  • @ነቢላንድ
    @ነቢላንድ 11 หลายเดือนก่อน +4

    መጀመርያ የቀንየልና ቀፂለ ደሞ ዛ ሳልሰይቲ stories tbl ከም ናትካ ኣይመፀለይን ኣርባዕተ መስመር ካሊእ ፅሑፍ እዩ ዝመፀለይ ዘሎ እንታይ ኮይኑ ይኮን??

  • @robieladhanom2022
    @robieladhanom2022 11 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ የቀንየልና ሓወይ
    FB ወይ ድማ messenger nab gmail bekmey neqyero tegdiseka melseley hawey beruk

  • @NgstMulu
    @NgstMulu หลายเดือนก่อน +1

    የቅንይልና ዛሓወይ ብጣዕሚ ንፁር ትምህርቲ

  • @SalamIbrahim-c6d
    @SalamIbrahim-c6d 11 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዓሚ የቅንየልና በረከትይ ባዓል ሙሉኡ ሕልና❤❤❤

  • @Asaand1112aanad
    @Asaand1112aanad 11 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ያቀንየልና በረከተይ ልባመይይ

  • @EssEss-y8p
    @EssEss-y8p หลายเดือนก่อน +5

    በረከት ሓውይ ናዓይ ኣብዩን
    ታይኾዩን ትገድሰኻ መልሰለይ 👏💛💝

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs หลายเดือนก่อน

      ናተይውን አይሰረሐን ግን ክንደይ ሰባት ተልዩካ ድዩ ዝቅየር ምላልባሽ ውሒዶም ከይኮኑ

  • @mebrhitgaldestalovetgray5665
    @mebrhitgaldestalovetgray5665 11 หลายเดือนก่อน +3

    በረከት ሓወይ ቃላት የብለይን ዝገልጽ እግዚአብሔር የክብረልና ❤

  • @ጓልገጠርዘ_ትግራይ
    @ጓልገጠርዘ_ትግራይ 11 หลายเดือนก่อน +3

    በረኸት በዓል ንፁህሕልና

  • @ሶሊና
    @ሶሊና 11 หลายเดือนก่อน +2

    ናተይ ብዝተወስነ ተከፊቱ ብዝተወስነ አብዩኒ እና ተገዲስካ ብመስንጀር መልስለይ ❤

  • @Kdsan-r2m
    @Kdsan-r2m 11 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውው የቕንየልና በረከት ሓውና ብጣሚ ነመስግን ብሓቂ ሰብ ኣኽባሪ ኣቦ ቕኑዕ ሕሊና የኽብረልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mariyamey555
    @mariyamey555 11 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ዳሓና መፃእካ በረከት ሓውና የቀኒየልና❤❤❤ አሕዋተይ እንኳዕ ንነና ኪዳነምሕረት ዓመታዊ ባዓል አብፃሓኩም ኪዳነ ምሕረት ተሓሊኩም❤❤
    ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤❤❤

    • @abraha21
      @abraha21  11 หลายเดือนก่อน

      Amen zhafty nhatey

  • @MbrakGirmayGebremeskel
    @MbrakGirmayGebremeskel 11 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና ዝሓወይ❤ ኣነግነሲ ክሳብ መጨረሻ ምሳካ ተካታቲለ መጨረሻ ባዕሉ ፍሎው ምቅያር ኣቢኒ😌

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube27 11 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና በረከት ሓወይ🙏❤❤🥀🥀

  • @Rgbi-f2q
    @Rgbi-f2q 11 หลายเดือนก่อน +2

    የቀኒየና ቤክየ ❤❤

  • @Sjf-ul9rp
    @Sjf-ul9rp 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዩቱብ ኣከፋፍታባ ኣሪአና በረከተይ❤❤❤

  • @እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
    @እዚኣብሔርጓሳይየይእዩ 11 หลายเดือนก่อน +2

    ክብረት ይሃበልና በረኸተይ❤

  • @salama6338
    @salama6338 6 หลายเดือนก่อน +1

    በረከት ሓወይ ብጣዓሚ ደስ በሂሊ እዩ ግን ናይ ሸር ምክፈት እባ ንገረና🙏🙏🙏 ❤❤💝💜

  • @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ
    @እመቤቴማርያምሩፍታልበይ 11 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና ክቡር ሓወይ❤

  • @DemekeHagos
    @DemekeHagos หลายเดือนก่อน +1

    ቀፅለሉ በረከት ሓወይ
    ናይ መሰንጀር መጥለፊ ሓበሬታ ደሌ ነረ

  • @Yemanekiros-c3k
    @Yemanekiros-c3k 25 วันที่ผ่านมา

    በረከተይ ብጣሚ ተጫናኒቀ ኣለኩ ባስወርድ እዪ ተኣጺኒ

  • @ArmeeAtib
    @ArmeeAtib 11 หลายเดือนก่อน +2

    ቤክየ ተመሊሱ ኣብዩኒ ፎሎው ኮይኑስ ተመሊሱ

  • @ዙፋን-ወ1ዘ
    @ዙፋን-ወ1ዘ หลายเดือนก่อน

    በረከት ሓወይ ኣነስ ኣቢኒ 😢

  • @ተመስገንአምላኬስራኤል
    @ተመስገንአምላኬስራኤል 2 หลายเดือนก่อน +2

    በረከት ሓወይ ብመስንጀር እባ ክረክበካ ደልየ ነይረ

  • @ሄርመላጋልተዋህዶ
    @ሄርመላጋልተዋህዶ 11 หลายเดือนก่อน +3

    የቀንየልና ዝሓወይ😊

    • @mar-o1k
      @mar-o1k หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤❤❤

  • @GooklGookl-gg3fb
    @GooklGookl-gg3fb หลายเดือนก่อน

    Kexlelu ወዲ ትግራይ 💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ConfusedMap-cf1yh
    @ConfusedMap-cf1yh 19 วันที่ผ่านมา

    በረከት ሓወይ ኣነስ ሸር ክብል ዎ እንተደልዮም ሰባት ኣብናተይ ኣትዮም እቲ ናይ ሸር ምልክት ጠፍኡ መሞላስ ኣቡዩኒ😢❤

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ หลายเดือนก่อน +1

    በኪየይ ለባም ሰብ ግን ተጋሩዋይ 100.ነብፀሓዮ ንዘይረብሕኳ ንገብር ዘለና 🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Frey-d9u
    @Frey-d9u หลายเดือนก่อน +2

    Berekety Gen Naey Kelet Zken Abnny Bgeke Mlesley❤❤❤❤❤❤

  • @Beryeyey
    @Beryeyey หลายเดือนก่อน

    በረከተይ ኣብይኒ ኣነሲ ቱ ቃይረዎ ዝብሎ Noማድሪ ይብሎ❤❤❤

  • @ababatasfay3036
    @ababatasfay3036 11 หลายเดือนก่อน +2

    አነስ አቡዩን ዝሰርሐሉኹሙ ሰባት እንአኹሙ ዶ😊

  • @Grmi-wr5lu7do5x
    @Grmi-wr5lu7do5x 11 หลายเดือนก่อน +3

    ሸር ምክፈቲ እባ ንገረና በረከት ሓወይ❤

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 11 หลายเดือนก่อน +1

    በረከተይ ለባም ዓብይ ሰብ❤❤❤❤

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 11 หลายเดือนก่อน +2

    የቅንየና ቢክዬ ኣቲና ነበራታትዕዬ የሕዋት❤❤

  • @daddvadf289
    @daddvadf289 11 หลายเดือนก่อน +2

    በኪየ ኩሉ ከምኡ ገይረዮ ፍርቁ እንበር ፍርቁስ ተዓርዩ እዩ ፀኒሑኒ ግን ኣይተቀየረን ደጋጊመ መኪረዮ ናብ ናትካ እናተመለስኩ

  • @Kdsan-r2m
    @Kdsan-r2m 11 หลายเดือนก่อน +3

    በረከት ሓወይ ምስ ይቅርታ ባ ዝጠፈአና ወይ ፎርማት ዝኾነና ቴሌግም ከመይ ገይርና ደጊምና ክንፍቶ ከምንኽል ሓበረታኻ ኣካፍለኒ ዝሓወይ ብዙሕ ደኩሜንቲታት ሒዙለይ ጠፊኡ ቴሌግራመይ መለሰ በቲ ዝነበረ ቑፅሪ ስልከይ ከፊተዮ ግን ኣቢኒ ትዝነበረ ምምፃእ እና ከመይ ገይረ ከዕርዮ ይኽል ብቕንዕና ክትምልሰለይ ተረፍ ይገብር ክቡር ሓወይ ❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ በርክተይ

  • @selamyoutube-s9e
    @selamyoutube-s9e หลายเดือนก่อน +1

    ኣይሰሪሕይዋ ኣጢዕኻ ፂወየና ማዓረይ

  • @MesiKoll
    @MesiKoll 3 หลายเดือนก่อน

    ታማ ኣብይኒ በረከት ሓወይ

  • @Agg-v7d
    @Agg-v7d 10 หลายเดือนก่อน +2

    በረከተይ ኩሉ ከምኡ ገይረና ወድእና ግን ፍለው ኣይኮነን በቲ ኣትና ርእናዮ ፍረንዲ እዩ ዝብሎ

  • @AaerAaWr
    @AaerAaWr หลายเดือนก่อน

    ኣቢኒ እዩ ፈለው ምካን በረከት ሓወይ ካሙቱ ልገበርካዮ ገይረዮስ

  • @yeargalemgalem1863
    @yeargalemgalem1863 หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና በረከተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EshetuBrneh
    @EshetuBrneh หลายเดือนก่อน +1

    የቀንየልና በረኸት ሓወይ
    ሕቶና ተመሊሱልና

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 หลายเดือนก่อน

    ዋው ዋው ብረዕካ ይሰሲን

  • @melatKidane-u2u
    @melatKidane-u2u หลายเดือนก่อน

    ደምርኒ ተጋሩዋይ ብስም በረከት

  • @ሰኒሓበሻዊት
    @ሰኒሓበሻዊት หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና በረከተይ🎉❤

  • @AdDf-u5
    @AdDf-u5 หลายเดือนก่อน

    በረከተይ ናተይስ ኣብዩኒ😢❤🎉

  • @brijap5171
    @brijap5171 11 หลายเดือนก่อน +1

    በረከተይ ናተይ ምቅያር ኣዊ እንታይ ኮይኑ🤲❤❤❤❤❤❤ቀፅለሉ ጎበዝ❤

  • @سلامةتكراي
    @سلامةتكراي 20 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ነመሰግን በረከተይ🥰🥰🥰🥰

  • @MebiTube-m5k
    @MebiTube-m5k หลายเดือนก่อน

    ♥️♥️♥️♥️ደሙሩኒ ኣሕዎተይ

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q หลายเดือนก่อน

    የቀንየልና በረከተይ

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha 11 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ለደና ኪዳናምህረት ዓመታዊ ክብረ ባዓል ኣብፀሐና ካብ ኩፍእ ለበለ ትሓልወና❤❤❤ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ላኣይለ🎉

  • @meronmeron2806
    @meronmeron2806 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HailuTebeje
    @HailuTebeje หลายเดือนก่อน +2

    በረከት አብይኒ

  • @ksanettesfay6906
    @ksanettesfay6906 11 หลายเดือนก่อน +2

    Eshi yekeniyelna hawey natey kamey gerna video post nbl kea areyena zugoytaway♥️🙏

  • @sadf1238
    @sadf1238 หลายเดือนก่อน +1

    Berkt hawey ene mkyar ebiney entay iyu konu jgana aze eye zftweka 💕

  • @TgYtfg
    @TgYtfg หลายเดือนก่อน

    የቐንየና በረከት ሓወይ ናትና ጅግና❤❤❤

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 11 หลายเดือนก่อน +3

    እስክ ከምዛ ዝበላ ገይርኹም ዝኣበየኩም ኣለኹም ዶ🤔

  • @ggcf1371
    @ggcf1371 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም በረከት ሓወይ ወይ ዝትፈልጡ ኣሕዋተይ ኣነስ ኣብይኒ የቅየርን እሉ ታይ ኡዩ ምኽንያቱ😢😢😢😊

  • @user-ur8xq1vf7y
    @user-ur8xq1vf7y หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ኣቢኒ በረከተይ ናዓይ ጥራይ ድዩ

  • @AronBrihane-k8d
    @AronBrihane-k8d หลายเดือนก่อน

    Bera hawey mearey ♥️🙏🫶 tnx Kebretey

  • @ራያራዪሟዓደይ
    @ራያራዪሟዓደይ หลายเดือนก่อน +1

    ያቀንየለይ ለባመይ🙏🙏🙏

  • @MdHridoy-u5x1w
    @MdHridoy-u5x1w 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤ ናተይ ፌስቡክ አይፀሕፉ አይቡስትይ

  • @GenetTeame-k8f
    @GenetTeame-k8f หลายเดือนก่อน

    በረከት ሓወይ በጃካ መሊእካ ፅደቅ ኣርእየኒ እንድሕር ዛይመላስክልም ባዕሉ ላብ ፎሎዉ ኣይኣትይ😊

  • @qebaxNeqax
    @qebaxNeqax 20 วันที่ผ่านมา

    ገለ በለና እስኩ ዋላ ሓደ ኣይጉደልኩሉኑ እቲ ዝበልካኒ ኩሉ ገረዮ እዩ።

  • @HagusheWelegbrial
    @HagusheWelegbrial หลายเดือนก่อน +1

    ክንፅበ ኢና በረኸት ሓወይ🎉❤❤😊 ከመይ ጌርካ ቅርሺ ከም ትረክብ ተርእየና ዳመዳም ደኺሙና ለለ ስራሕ ጠፊኡና ዋ ተሓለፈና ብምድያ😂

  • @MahletHagos-n9j
    @MahletHagos-n9j หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ኣቡኒ ታይ ዩ ፀገሙ ብኩሉቲኡ ጀሙረዮ ኣቡየኒ 😢😢

  • @SaraSedd-m8t
    @SaraSedd-m8t หลายเดือนก่อน

    በረከተይ ፅሩይ ስብ❤❤❤❤