ዳህሳስ መድያ ኣብ ኣገደስቲ ዛዕባታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 71

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  2 วันที่ผ่านมา +11

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 2 วันที่ผ่านมา +4

    ፍናነይ ብረዕኻ ይሰስን ደሰ ትብል ግጥሚ ብሉፅ ብንኡሰ ብዓል በልሕ ኣእምሮ 🥰👌 ሰልጠነ ሓወይ በጃኻ ሓደ ማዕልት ዓድምኻ ኣምፀአልና ንፍናን ገፁ ንረአዮ ናፍቅናዮ 🥰💙🥰👌

  • @freweinimesfun2118
    @freweinimesfun2118 วันที่ผ่านมา

    Kematom Yemaslena Seltene Hawey 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @lllliyan
    @lllliyan วันที่ผ่านมา

    Winta you said right ❤❤❤❤

  • @selamnikulu-ol1ul
    @selamnikulu-ol1ul 2 วันที่ผ่านมา +2

    😂😂😂😂😂😂😂😂እዋይ፡ስሓቅሞይቲ❤ጭንቀት፡ስራሕ ምስ"ኣን፡ደይገብሮ የብሉን፡ኣጆኩም፡ጥራሕ፡ንቂድሚት❤ኩልኩም፡ደለይቲ፡ፍትሕን፡ብርጌድ፡ንሓመዱን❤❤

  • @FPJ1945
    @FPJ1945 วันที่ผ่านมา

    በረከት፡ ክንድዚ ርእሲ'ሲ ኣብ ስድርት!
    ዓሳውርታ ኣብ ጽንዓደግለ ኣለዉ።

  • @wediselyefkmera-sisco4198
    @wediselyefkmera-sisco4198 วันที่ผ่านมา

    ያ ሰልጠነ ግደፍ ናይ ሓንጎል ምብራሕ እዩ ትጸገመ

  • @temesgenasfaha5836
    @temesgenasfaha5836 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍💪💪💪💪

  • @Michael-Tekle
    @Michael-Tekle 2 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ፈሪሳዊ ቀሺ ናይ ህግደፍ ኢዩ፡ ናይ ብሓቂ ቀሺ ኣይኮነን።

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 2 วันที่ผ่านมา +1

    አንብሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @habtemariamgebremichael6280
    @habtemariamgebremichael6280 2 วันที่ผ่านมา

    Shalom seltene hawey aytehazela sekram nay lebu yezareb kes Elena ne teazeba dehri gezie ketmxae eye. It takes time ❤❤❤

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 2 วันที่ผ่านมา +2

    Ata nay wedi taba ba kexali amxeaya 😂😂😂 ata kestemu eyom 😂😂😂😂😂😂

  • @rutatsaedu5316
    @rutatsaedu5316 2 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙💙❤️💙

  • @temesgenasfaha5836
    @temesgenasfaha5836 วันที่ผ่านมา

    Birogram siynom abdemom atikumom

  • @simonhaile5777
    @simonhaile5777 2 วันที่ผ่านมา +1

    ግን ኣብዳ ሻዕብያ ብዙሓት ርእሲ ምራኽ ኣስማቶም ኣሎዉ 💙💙💙💙

  • @kiflemariamgebreslassetesf3816
    @kiflemariamgebreslassetesf3816 2 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙

  • @almaztsfaldet2554
    @almaztsfaldet2554 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 2 วันที่ผ่านมา +1

    አብ ዕድጋ ዕርቢ ግዝውቲ፡ ናይ ድብርቢዘን ነርዎም ኢዩ

  • @merry7267
    @merry7267 2 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙💙💪💪💪💪👍👍👍👍🙏

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 2 วันที่ผ่านมา +1

    Merhaba Seltene 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @godisgoodallthetime3681
    @godisgoodallthetime3681 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭እንቋዕ ሓጎሶም ሶርያውያን ንዓና ከኣ ኣብ ቀረባ እዋን 💙💙💙💪🏽

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 2 วันที่ผ่านมา

    winita aenibesa nay biheki GE einida beluka aeyitigage❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 2 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @kenarineguse675
    @kenarineguse675 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኩላትና ንፍትሂ ንዘምር ኣውት ንደልይቲ ፍትሂ ኣውትና ኣይግድን አዩ

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 2 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙🌿🌿🌿💙💙🌿🙏

  • @سارهالشهراني-ظ6ي
    @سارهالشهراني-ظ6ي 2 วันที่ผ่านมา +1

    💖💖💖💖💙💙💙💙💙

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 2 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ሰልጠነ ሓውን ከመይ ኣለኻ ንጎሆ ህራሰ ስዓት ናኾንና ጥፍእና 🥰👌💙👏👏

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 วันที่ผ่านมา

      ኤርትራዊ ፈታዊ ደቂ ራያ ፡ደቂ ራያ ከጥፍእኩም እዮም ኣቱም ውዒጊን ኣብ ክልልኩም ዘሎ ሽግር ከይትኣልዩ ኣብ ኤርትራና እንዳመጻኩም ሰብ ኣይትረብሹ ሕጂ ንስኪ ኣቦኪ ወይ ሓወቦኪ ወይ ሓውኺ እዮም ድንግልናኪ ወሲዶማ ጥዒቲትን ጻድቅን ክትመስሊ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ተቀርቂርኪ ትጽሕፊ ዘለኪ

  • @almazmehari4160
    @almazmehari4160 2 วันที่ผ่านมา +1

    Maebel hasawi

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari9968 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ሰልጠነ ካብ ዚ ዝኸፍእ ኣብ ኤረትራ ኣሎ ቅድሚ ናጽነት ዝተኣሰሩ ኣኣዉ መን እሞ ይርኣዮ

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 2 วันที่ผ่านมา

    👌👌👌👌👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙Des zbil gtmi gegna menisey ja hakika 😭😭😭😭way hzbina zrekebo

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 วันที่ผ่านมา

    እዚ ደኣ ሓንጎሉ እንደኣሉ ሰንኪሉ።😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😮😮❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ❤😮❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ZemenMerhawi-em4wj
    @ZemenMerhawi-em4wj 2 วันที่ผ่านมา +1

    Tdf ናብ ጋሃነቡ ሊኢካቶ ንርእሲ ምራክክ

    • @peaceforever8115
      @peaceforever8115 วันที่ผ่านมา

      ኣንታ ክሳብ መዓስ ኢኩም ክትሕስው tdf ልኹሱስ ፍትሕ ስረሲ ኣብ ቅድሚ ርእሲ ምራኽ ኣይኮነን ኣብ ቅድሚ ደቂ 20 ዓመት 34ዙር ደው ክብል ብቅዓት የብሉን ርእሲ ምራኽ😂😂😂😂😂 ሓሶት ተደሪርኩም ትሓድሩ ህዝቢ እንዳ ዜሮ ዜሮ😂😂😂 ናይ ኣብይ መዓኮር ንክትልሕሱ 1ሚልዮን ዓጋመ ኣጥፊኩም ናብ ኣብይ ሽኩዕ ካብዚ ከምዚ የድሕነና

  • @johnki8665
    @johnki8665 2 วันที่ผ่านมา

    ሶሎ ሚድያ ኣታ ሓሰማ ደምብያ ወዲ ጫሉቅ ጎንደር...

  • @tirhashailu619
    @tirhashailu619 2 วันที่ผ่านมา

    Fetari nibatom rieu naytom chukunat yitearekena

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 วันที่ผ่านมา

    Way ahwatey 😭😭😭😭😭😭😭

  • @selamnikulu-ol1ul
    @selamnikulu-ol1ul วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 2 วันที่ผ่านมา

    ብስማም ብወልድ መንፍስ ቁዱስ ካብጽ ወጺኡ ክምዚ ክዛርብ ይሕዝን ቦግ ይበል እዝኩሉ ትፍቲኑ መጹ ከምዚ መስ ስርውትና ሱሩ ትበንቆስ፡

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay วันที่ผ่านมา

    ቦዘናታት በጋቢዶ ህግደፍ ሙሉአ ግዘ ኣለዎም ሚልዮናት ዶላር ንኮሉሶም ስለዘለና፥ንስድራ ንምህጋዝ ብዝብል ካብ ወጻኢ ዝቅመጥ ኣሪትራዊ ክሳብ ፍርቂ ቢልዮን ህግደፍ ኣብ ኣመት አቶት ይረክቡ ፥ንጸላኢ ህዝብካ ቢልዮናት ዶላር አናሃብናዮ ፥አዚ ባርባሪክ ስርኣት ከልግስ ማለት ዘበት አዩ ፥

  • @Yordasis
    @Yordasis 2 วันที่ผ่านมา

    እዋይ😂😂😂

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 2 วันที่ผ่านมา

    አምልክ ይሕጽርልና ይክውን አብ ቀርባ ግዝይ ይርህውልና ይክውን ❤❤❤

  • @melay222
    @melay222 วันที่ผ่านมา

    ስልጡን ዘሐለፈ ሐሊፍ ምዝክካር እቲ ሰብ ካብ ጌጋኡ ከይምለስ ኢካ ትገብሮ።

  • @Hillary-u5o
    @Hillary-u5o 2 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭😭😭

  • @meni691
    @meni691 2 วันที่ผ่านมา

    Abe stage ziderfa eya ember akedum eyou derfewa

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 2 วันที่ผ่านมา

    ንፍሲት ኢይ

  • @furutunahabteab2812
    @furutunahabteab2812 วันที่ผ่านมา

    Seltene jgna teqalasay egzabiher aemroka memelisu ybark bruh eu mexaeka

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay วันที่ผ่านมา

    ከረው ይበል ወዲታ መበለት ርአሲ ምራክ ሰረኛ ብደም ኣሪትራውያን ዝህተት ቀንዲ ክርኩር ናርሲስት ኢሰያስ ኮይኑ፥ብዙሃት ተጋደልቲ ህግ ኣድቢዩ ዝቀትል ዝነበረ ኮይኑ፥ኣብ ትግራይ ሃደ ካብቶም ጆነሳይድ ዝፈጸመ ጉሂላ ሰብ አዩ ፥አንተኮነ ኣብ በትፍሪዲ ቀሪቡ ንሞት ክፍረድ ኢና አንደልዮ ፥

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 2 วันที่ผ่านมา

    ውውውውው አንታ ጎታይ አርህውልና

  • @YordanosTsehaye-e9d
    @YordanosTsehaye-e9d 2 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ሐጥያት እዋይ ሕስረት እዋይ ምህዞ😢 አብ ቃል ኣምላኽ ሐሶት ሐሶት እዩ።ብትያትር አምሲልኩም ካህናትን ፈለስትን ከንስኩም ከምዚ ዝኣመሰለ ትያትር ክትዋስኡስ አነ እኳ አይተገረምኩን። ካህናት ዶኒ አይኮኑን ኮነሬራትን ሐሰውትን ሸየጥቲ ሕልንኦምን ሞዮኦምን አብ ወጽዐ ህዝቢ ኤርትራ ብምልኡ ሕዋሳቶም ኢዶም ይኢቴሙን ጠሊሞምን ዘለዉ, ሐሴም ክአ ተሰዲዶም ምምንባር አብ ሀገርና መሪርና ኢሎም ሐስዮም ናይ ዕቁባ ይሐቱ😢ትካል ድአ ነተን ደቅኒስትዮ ብ10000 ብር ተዋሂበን ዝተሰናበታ ነቶም ደቂ ስዉአት እቶም ውጽዐት ስንኩላን እንድዩ ዝግባእ።
    አበይ ድአ ነይርኩም ተማህሮ ክእሰሩን ክርሸኑን, ስንኩላን ክጠምዩን ክቅተሉን, ጋዜጤናታትን መራሕቲ ክእሰሩ, እቶም አቦፍትሕን ሐቅን አቦና አንጦንዮስ ክእሰሩን ክጠፍኡን, መንእሰያትን ቆልዕትን ክእሰሩን ክጭወዩን, ህዝብና ክዕምጸጽን ክፈርሕን ክጠፍእን ክበርስን። ህዝቢ ትግራይ ክዕመጽን ክዝመትን ክጭወይን ክቅተልን ክጠምይን???
    እቲ ከም ደቂ ዛግራ ተበቲኑ ዝበልክሞ ህዝቢ እንታይ ኮይኑ እዩ ዝስደትን ዝጠፍእ ዘሎ እንተትብሉ እዋይ ክንደይ ምስገረመልኩም ነይሩ። ክርስቲያን ተስፋ አይቆርጽን እዩ ክአ ትብሉ ከይሐፈርኩም?? ንዐኩም አሚኑ ህዝቢ ክርስቲያን ኤርትራ ቀደምምም ተስፋ ቆሪጹ እዩ።።። ሕጂ ክአ ዐሻ ተመሲልካ ድራሮም ወድአሎም ኮይኑ ነገሩ ብ6000 ሽሕ ጀሚርካስ እዋእ ከምዚአ ገይርና ድኣ ንመንግስትና ዘይንእክበሉ ትካላት ብሽምና ዘይንገብረሉ ኢልኩም ካብ ፈለስቲ ናብ ተዋሳእቲ አብየት እዝግዮ ምሐረና ጌታየ🙏🏾
    እንድሕር ተገዲድኩም ከም አቦና አንጦንዮስ ክትስየፉ እዩ ዝግብአኩም። እዝግዮ ምሐረና አቦይ🙏🏾

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 2 วันที่ผ่านมา

    ewe

  • @ElianaGhezae
    @ElianaGhezae 2 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 2 วันที่ผ่านมา

    ኢዚ ሲርዓት 1982ሓሱ ኢሊኒ ወዲ ሓወቦኻ ኒሱዳን ይኸይዲ አቢ ኢንዲ አሞኻ መቀርኻ አሎ መጺኻ ኂገረና ዒጪ 1984ፈተነ ጪዋያ አቢ መሪዒዑ ዓራከይ ዓዲሚኒ መምህስ አቢርሃ አርአያ ተረሺኑ ።ተወለደ ቢርሃነ ን ሱዩም አልአዛር ተጨዊዮም ።ኒዓይ አምላኺ አዊጺኢካ ተቢሃይለ 2006።።ካልአይ ፈተነ ጪዊያ 2011አቢ ሱዳን 2023hivኢቻአይ ቭ።።።።

  • @habtemariamgebremichael6280
    @habtemariamgebremichael6280 2 วันที่ผ่านมา

    Ab nefasit eyu

  • @andechaay6071
    @andechaay6071 2 วันที่ผ่านมา

    Xubuq.tserhu.n.tedumqun.entede.a.halkum.edutn.xerfin.eyom.zebzuhu.berayu

  • @musseestifanos1664
    @musseestifanos1664 2 วันที่ผ่านมา

    Haaaa nay josi ttsbk haaaa

  • @negstitesfaslassie2584
    @negstitesfaslassie2584 2 วันที่ผ่านมา

    Anta seltene tegadalay entay kbel ilka thasb kulom hade eu xbuk aytxbe

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 2 วันที่ผ่านมา

    sélam eizihewe aenibesa nay biheki tubuk melisi nobona zikihedu aebona16 teaesirom tezaribom aeyifelitin eiyom bisenikom bigahi eiyom moyitom mesitiom yewiridelikum

  • @musseestifanos1664
    @musseestifanos1664 2 วันที่ผ่านมา

    Bakum ketri kserhu leyti kdksu aykealun beakumm haaaa

  • @konjithagos7591
    @konjithagos7591 2 วันที่ผ่านมา

    finaney eiza gitimi kisemiae kelekum kulu gize seb einite konika bitaeimi nebisika kem gele yigebireka nezom hesematati notom nieiom tigelit eiya finanen bitaeimi yemesigineka hekega tekalasay birieika yisasin

  • @Themaineventor
    @Themaineventor 2 วันที่ผ่านมา

    Tewesaki hto nezom abotat hzbi ab sdet yhred yshyet hzbka mdhan do gedamat kem gbxi mhnax hzbi gbxi eko khred kshyet aysemanan mehferti abotat

  • @Sesaaythaile
    @Sesaaythaile 2 วันที่ผ่านมา

    አቢ ኢስያስ አተምኖምን ኢካ ምክንይቱ አውዳት ጥርይ ኢዩ ሶጊጉ አቢ ከም ምልስ መስ ስድርብቶም ዝይስዶም ሕቂ ትሊዎ አነ አያምኖን ኢይ ኒኢስያስ ኢዩ ዝሕግዝ ዞሎ

  • @HagosSamuel
    @HagosSamuel 2 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙💙💙💙