"ተስፋ ቖሪፀ እየ ካብ ደርፊ ርሒቐ" ድምፃዊ ሓለፎም ባራንቶ / Wedi Baranto_ ጋሻ ሰጉደም ሚድያ 2016 ዓ፣ም

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 273

  • @lina.m14
    @lina.m14 6 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ባሬንቶ የምወደው ድምፃዊ ነው ትግርኛ በትክክል ባልማም የሀለፎም ድምፅና ዜማ ይማርክኛል!!!!

  • @ruiojj
    @ruiojj ปีที่แล้ว +21

    ኣጀኻ ሓሎፎም ባራንቶ ጅግና TDF ወዲ ህዝቢ ተስፋ ትቆረፅ የብልኻን ኣብ ጎንኻ ኣለና ተጋሩ ኣሕዋትኻ🙏🙏❤️❤️💛💛

  • @የዋህእያነብሰይ
    @የዋህእያነብሰይ 10 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ባራንቶ እንኳዕ ደሓን መፅእካ ናይ ሓልፎም ሙዚቃ ክስምዕ ከለኩስ ማሓዝተይ እዩ ትዝ ዝብልኒ ❤❤❤❤❤🎉

  • @thankgodforeverything6361
    @thankgodforeverything6361 ปีที่แล้ว +15

    ብሓቅ ደቅ ራያ ድናማትና የና ናሽቃብጥ ደኣም ድናባዕልና ኣይንኾንይ ያሕዝን😢😢

  • @teddy777
    @teddy777 ปีที่แล้ว +1

    ምረጥ የራያ ልጅ በጣም ነው ድምጡ የሚምረው

  • @sara-h4z1h
    @sara-h4z1h ปีที่แล้ว +1

    ወድ ባራንቱዋይ ላሰማዕኳ ድዓበኹ በይዛኻ ዳኣነ ኣይዘኻ

  • @ኣባይነሽየራያልጅየማርያም
    @ኣባይነሽየራያልጅየማርያም 4 หลายเดือนก่อน

    አይዞኻትኹም ደቂ ራያ❤ አየ ራያ ዓደይ 😢

  • @UffhmdBfye
    @UffhmdBfye 4 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ባራንቶ ኣዘኻ ራየታይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rayarayuma-q3i
    @rayarayuma-q3i ปีที่แล้ว +7

    ኣቦ ባህል ሓሎፎም ባራንቶ ብናኣትኻ ደርፍ የና ባፅሕና ሐዝለ ኣብ ጎንኻ የና ❤❤

  • @BirhanuAmbaye
    @BirhanuAmbaye ปีที่แล้ว +1

    ካሕሳይ መሰለ ምስ ወድ ባራንቶ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ይኡ ከምዚኦም ዝበሉ ብሉፃት ባህሎም ዛፋልጡ ምትብባዕ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ

  • @acknowledgment2490
    @acknowledgment2490 ปีที่แล้ว +15

    ካሕሳይ ጎበዝ ጋዜጠኛ ሀሪፍ ጥያቄ

  • @galrayagalraya3993
    @galrayagalraya3993 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @SelemunAbraha-us6eq
    @SelemunAbraha-us6eq ปีที่แล้ว +1

    ከይንሙኩር ብቢ ኽእለትና
    ናይ ቓዳሙን ዉጤት ላረአና
    ሃምዚ ድዎሎ ሓለፎም ሓውና
    ተስፋ ብሙቑራፅ ድድሓር ትመልስና
    ጋዜጠኛ ኻሕሳይ መሰለ ያቐንየልና
    ሓለፎም ባራንቶ አይዛኻ ዝሓውና

  • @mikialejr3514
    @mikialejr3514 ปีที่แล้ว +7

    ሓለፎም ኣቦ ድምፅን ባህልን ትግራይ ። በርትዕ ሓውና❤❤❤

  • @rayarayuma-q3i
    @rayarayuma-q3i ปีที่แล้ว +1

    ካሕሳይ ሓወይ ኣበ ደቅ ራያ ድነሀካ ኣራኣእያ
    ካልብ ናመስግን፡፡ ሐዝለ ኣብዛ ዳዳገ ናምዉፃእ ዕድል ድንሆዎም ኣራኣእያ ትስታኻኸል የአ ድብል

  • @selamabreha1361
    @selamabreha1361 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ሓሎፎም ባራንቱ ሙዝቃ ብጣዕም እዩ ዝፍትዮ♥️ አጀኻ ወድ ትግራይ♥️❤

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ባራንቶ ጀግና እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ❤️❤️🥰🥰

  • @mamehanan1955
    @mamehanan1955 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆካ ዝሓወይ ጅግና

  • @محمدياس-ع2ق
    @محمدياس-ع2ق ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፀእኻ ኣቦ ራያ🥰🥰🥰🥰🥰🌾🌾🌾🌾

  • @Wedihalalmeret
    @Wedihalalmeret ปีที่แล้ว +1

    ካብዞም ዝፈትዎምን ዘድነቖምን ራየቶት ሓደ ወዲ ባራንቱ አዩ መጀመርያ ራዩማ ልብል ኣርአሰቲ ልትጠቐመ አዩ ኣጆኻ ኣቦ ራዩማ

  • @davidehigh6113
    @davidehigh6113 ปีที่แล้ว +1

    He talk the critical point... ማንም ባህልኻ ክዓቢ ኣይደልይ እማ ኣያምበል ራየታይ 👌❤️

  • @MirutsHabe-gy1sh
    @MirutsHabe-gy1sh ปีที่แล้ว +2

    ካሕሳይ ምርጥ ሰብ ትግራይ ትበሃል ዓዲ ራያታይ ደይኾነስ መሬቱ ጥራሕ እዮም ዝደልዩዎ ከምቶም ኣምሓሩ ሕጂምጂ ድብል እምበይ ሃመየኹም ድብል ኣይደልዩዎን ሓለፎም ኣብ ፍሪደም ላሰርሐ ትነሆ ንጋነይ ነይራ ንምሽላም ከበራትዑዎ ኣይርእይይ ኣነ ግን እሱ ምስሓደጎ ኣፍታ ገዛ ኣይፈልጥይ ኣቃልዑ ኣሕዋት

  • @ራየታይሃረር
    @ራየታይሃረር ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብሰላም መፀእኹም ካሕሳይ ዋ እንካዕ ሓሳብና ሰምዕኻ ኣምፀእኻዮ ብጣዕም የና ድንፎትየኩም ፈጣሪ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ራየቶት🙏💚

    • @Tesfu708
      @Tesfu708 ปีที่แล้ว

      እሱኹምለ ትቓርቡ እንሀኩም activities

  • @maazakioros-tc8zz
    @maazakioros-tc8zz ปีที่แล้ว +1

    ቡብዚሑ ዳአኻ ብጣዕም የና ናመስግነካ ብስም ደቅ ራያ ሓለፈም ባራንቶ ወዱ መረባይ ጎብዘልና❤❤❤❤

  • @safieasofy-gc9nv
    @safieasofy-gc9nv ปีที่แล้ว +2

    የኔ ውድ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @RtGh-e9s
    @RtGh-e9s 8 หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉

  • @UffhmdBfye
    @UffhmdBfye 4 หลายเดือนก่อน

    ድምፅኻ ደይትቓየረ ድኣም እንሆ ሓሎፎም ባራንቶ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wedihaneyti6156
    @wedihaneyti6156 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ካሕሳይ መሰለ ቃፅለሉ❤

  • @DanielBerhe-rj6di
    @DanielBerhe-rj6di ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ

  • @ሰላምጓልትግራይ-የ5ረ
    @ሰላምጓልትግራይ-የ5ረ ปีที่แล้ว

    Vካሕሳይ መሰለ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብጣዕሚ ፅብቁ ሰራሕ እዩ ኣጀኻ ወዲ ባራንቱ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኻ ብሰላም ምፅአና❤❤❤❤❤

  • @SmilingChrysanthemumFlow-jy2wr
    @SmilingChrysanthemumFlow-jy2wr 5 หลายเดือนก่อน

    ብናይኻ ሙዝቃ ባፅሕና ጅግና ራየታይ ❤❤❤

  • @abebagebreegziabher4048
    @abebagebreegziabher4048 ปีที่แล้ว +14

    ራያ ተምቤን ኩናማ ኢሮብ ናብ ምድርኽ ዓልም ኣይዎጹን ሊሚንታይ ግን 😪😪😪

  • @maschf6577
    @maschf6577 ปีที่แล้ว +1

    ያዕስ ወዲ ራያ ኣጀኻ ኣለና ኣሕዋቲኻ ተስፋ ከትቆሪፂ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪

  • @ደቅንኤይፋናልበይክንራኸብ

    ኣየ #ትዝታ በእውነት ና ሓሎፎም ባራንቶ ሙዝቃ ላሰማዕና ድባፃሕና ደስስ ብሃል❤

  • @sabuyaetyebeyldvyy9255
    @sabuyaetyebeyldvyy9255 ปีที่แล้ว +1

    ካሕሳይ መሰለ ጅግና ራየታይ ብጣዕም የና ንፎትየካ❤❤❤❤❤

  • @meselelave-od8gi
    @meselelave-od8gi ปีที่แล้ว

    ወድ ባራንቶ ጥዕም ድምፃዊ እንኳዕ ብሰላም መፀእኻ ካሕሳይ መሰለ ጋዘጠኛ ናብዝ ብኽብሪ ምዕዳምኻ ብጣዕሚ ናመስግን

  • @Sas-ij2nl
    @Sas-ij2nl ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፀእኹም ሓሎፎም ባራንቶ ጀግና ኣይዘኻ❤ካሕሳይ መሰለ ብጣዕም ጎቦዝ ጋዜጠኛ የኽ ቃል የብለይ ብእወነት😘😘😘😊

  • @zahraa6082
    @zahraa6082 ปีที่แล้ว +2

    ራየቶት❤❤❤❤

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883 9 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 ปีที่แล้ว +1

    My favourite interesting artist ❤❤💛💛

  • @WerOkxs
    @WerOkxs ปีที่แล้ว

    አምሀራይ

  • @asli4933
    @asli4933 ปีที่แล้ว +1

    ካሕሳይ ድባሃል ቖልዓ ጅግና

  • @Titi-rc4pg
    @Titi-rc4pg ปีที่แล้ว +2

    ናተይ እውን ኹሉ ግዝየ ዝሓስበ ንምንታይ እየም ካብ ሃገር ወፅአም ዘይ ፈልጡ😢ኣየኹም ግን ጀጋንና እኹም❤

  • @barakihayelom4706
    @barakihayelom4706 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ደስ ውልኒ ሓለፎም ስለ ዳቕረብኻልና ያቐንየልና

  • @FgG-ry3xv
    @FgG-ry3xv ปีที่แล้ว +3

    ኣንኳዕ ብሳላም መፃኻ ሓሎፎም ባሮቶ ጡዑም ድምፂ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @dagnewbelete-sb8nw
    @dagnewbelete-sb8nw ปีที่แล้ว +1

    ሰጉዶም እስካለ ተራኻ ትፃወት ኣብዓለም ክፋለጡ ተማቻቹ ትክእሊካ

  • @abigaltigray-x5w
    @abigaltigray-x5w ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ባራንቱ ጅግና❤❤

  • @ወድራያራዪማያዉሙዓዘቦታይ
    @ወድራያራዪማያዉሙዓዘቦታይ ปีที่แล้ว +3

    ራዮቶት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ራዩማና

  • @QwAs-hm2kj
    @QwAs-hm2kj ปีที่แล้ว

    ካሕሳይ መሰለ ብጣዕሚ ቀፅለሉ ፅብቅ ስራሕ እካ አናሰርሕካ ትርከብ

  • @baisaj2698
    @baisaj2698 ปีที่แล้ว

    ውዲ ራያ ጅግና ❤️

  • @user-hb6qg1mm8qmulu
    @user-hb6qg1mm8qmulu ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፀኹም😘😘ብጣዕሚ ድፎትዮ ድምፃዊ ሓለፎም ባራንቶ💖😘 ኣይዘኻ በርትዕ🙏

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 ปีที่แล้ว

    ሓሎፎም ባራቶ ጡዑም ድምፅ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SamiraHabsh-dx7wk
    @SamiraHabsh-dx7wk ปีที่แล้ว +1

    ሓላፍ ጀግና❤❤🎉

  • @ኣነእየ-ቐ5ኰ
    @ኣነእየ-ቐ5ኰ ปีที่แล้ว +1

    Raya Tigray❤❤❤❤

  • @RHfsr
    @RHfsr ปีที่แล้ว +1

    ራያማ የሰናፍጭ ውድድድድ🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @miram-ed4dr
    @miram-ed4dr 6 หลายเดือนก่อน

    አብሽር ወዲ ባራንቶ

  • @ሄሩጓልራያኣላማጣ
    @ሄሩጓልራያኣላማጣ ปีที่แล้ว

    ወዲ ባራንቱየ ወለላ የቀንየልና ወዲ መለሰዋ❤❤

  • @Tigiray507
    @Tigiray507 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ሓለፎም ባራኑቱ🙏🎉🎉❤

  • @genetsyom723
    @genetsyom723 ปีที่แล้ว

    ትክክል ❤❤❤❤🙏🙏👍👍👍😭😭

  • @عبداللهسالم-ث3ه
    @عبداللهسالم-ث3ه ปีที่แล้ว

    ወድ ባራንቶ ጡዑም ድምፁ

  • @TegestHaily
    @TegestHaily ปีที่แล้ว

    Kahisay mesele exellent boy wedi raya keep up it

  • @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
    @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ ปีที่แล้ว

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ኣይዛኻ ወድ ባራንቶዋ

  • @azmerabirahnu1415
    @azmerabirahnu1415 ปีที่แล้ว

    አይዘካ ሓሎፎም ባራንቶ ጅግና ወዲ ህዝቢ እካ❤❤

  • @merykonejo
    @merykonejo ปีที่แล้ว

    ኣይዘኻ ሓለፎም ባራንቶ ብዓል ጥዑም ድምፅ❤❤❤❤

  • @ትግራይዓደይዓይነይ
    @ትግራይዓደይዓይነይ ปีที่แล้ว

    ኩሉኩም ልፎትወኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤

  • @redaemolla4430
    @redaemolla4430 8 หลายเดือนก่อน

    eza nay deki Raya keyenti concert issue betaemi chele tiyake eya, please keep going further. Admire to Segudem Media.

  • @ወይናይራያ
    @ወይናይራያ ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ባራንቶ በርትዕ

  • @mmpp7573
    @mmpp7573 ปีที่แล้ว

    ወድ ባራቶዋ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ

  • @TesfayTizazu
    @TesfayTizazu ปีที่แล้ว

    Thank you for the presence of this interesting artist keep it u[p kahsish

  • @gualhaylezgi9310
    @gualhaylezgi9310 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ባራንቱ ዝፈትዎ ደራፊ ❤❤❤❤❤❤

  • @GereMeskel
    @GereMeskel ปีที่แล้ว +8

    ሓቁ እዩ ወዲ ባራንቶ አይዘኻ በርትዕ ወዲራያ ጋዜጠኛ ካሕሳይ መሰለ ብሓቂ ካሕሳይ ኢኻ

  • @tsehaygalraya
    @tsehaygalraya ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ኳዕ ድምፅና ትሰምዐ ኣይዝኻኒ ኽዝለ ኣብጎንኻ የና ሓላፊየ👌😍😍

  • @brhanuaredom8613
    @brhanuaredom8613 ปีที่แล้ว

    ካሕሳይ ሐዚ ራየታይ መስልኻ ጅግና❤❤❤❤

  • @saraSweet-iy6fi
    @saraSweet-iy6fi ปีที่แล้ว

    እንካዕ ዳሕና መፃእኻ ወዲ ባራንቶዋ ብጣዕሚ ንፎትየካ ናኽብረካይ ጀግና ራየታይ ነዊሕ ዕዲመይ ጥዕናይ ይሃብካ ካሕሳይ መሰለ ብጣዕሚ ጎበዝ ሕቡን ራየታይ ብሰራሕኻ ብጣዕሚ ኮርዕና የና ቃፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @selamtigraweyti3202
    @selamtigraweyti3202 ปีที่แล้ว

    ሓለፎም ባራንቱ ደርፍኻ ሰምዐ ኣይሞኑዎይ ብሓድስ ስራሕ ሃምትመፅእ ብዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ተመስገንፈጣሪ-ጸ3ለ
    @ተመስገንፈጣሪ-ጸ3ለ ปีที่แล้ว +3

    ካሕሳይ መሰለ ቀፀለሉ❤❤❤❤❤

  • @abebagebreegziabher4048
    @abebagebreegziabher4048 ปีที่แล้ว +1

    He was my favorite singer

    • @tsegatsega1930
      @tsegatsega1930 3 หลายเดือนก่อน

      Segdem kiebret yhabeley kierati raya

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 ปีที่แล้ว

    ሓለፎም ብጣዕሚ ልፈትዎ ደራፊ ኩሉ ግዜ እየ ልዝክሮ ነይረ ራያ ጥዑማት ላዛ ኣዮኻ ንፈትወካ ኢና ❤😍❤😍❤ መዳለውቲ ኮንሰርት ብኣውራጃ ገይሮሙዎ ረሳሓት ቆንዳፋት ራያይ እንደርታይ ድሕሪት ክተርፍ እዮም ልደልዩ 😮😢😢 ጋዜጠኛ ስለ ለቅረብኻልና የቐንየልና ❤🙏

  • @-iw3xs
    @-iw3xs ปีที่แล้ว

    ወድ ቦራንቶ ጅግና ኣይዘኻ

  • @ebrahamethoppia3308
    @ebrahamethoppia3308 ปีที่แล้ว

    ወዲ ማርጌ አምፅእልና ወዲ መሰለ

  • @tigabushiferaw629
    @tigabushiferaw629 ปีที่แล้ว

    God bless you Kahsay mesele you are fantastic one that you are doing a good thing to our heroes

  • @Danait-h4c
    @Danait-h4c ปีที่แล้ว

    ብጣዕም ዝፈትዎን ዘኽብሮን ሓሎፎም በራንቶ እንኳዓ ብዳሕን መፃእኻ ካሕሳይ ሓወይ ክብረት ይሃበልና እቲ ዝፈትዎን ደርፍታቱ እንዳሰማዕኹ እየ ዓብየ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RooomMooor
    @RooomMooor ปีที่แล้ว +1

    ትክክል ሌላይ ጉለላይማ ማንም ድፈልጦ ዩኡ ቓፂለሉ ወዲ መሰለ ጎይታ ራያ

  • @Mihretab.MORO-ENTE1994
    @Mihretab.MORO-ENTE1994 ปีที่แล้ว

    ጠፊኡና ባራንቱ ድረፍ ድረፍ እባ በጃኻ ❤❤

  • @hhoo9277
    @hhoo9277 ปีที่แล้ว +6

    ካሕሳይ መሰለ ጀግና የኻ ኣይዝኻ ኣብ ሕቶኻ ቃፅለሉ ድስ ባሃል ብርትዕ ብሊ ኣይዝኻ

  • @CdszxrtgfGfatyhv
    @CdszxrtgfGfatyhv 11 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ

  • @አሴጋልራያአላማጣ
    @አሴጋልራያአላማጣ ปีที่แล้ว

    ሓላፍ ወድ መረባና አይዛኻ❤❤❤❤❤

  • @ggvh6956
    @ggvh6956 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤አንዃዕ ብስላም ምፀእኻ ሓሎፎመይ

  • @agramot
    @agramot ปีที่แล้ว +2

    መልኣኩ ንጉሰ ፎትዩ ኣይኾነይ ራያ ወሎ ነው ድበለ ራያታይ ሰብ ድብሎ የለይ ጥምቀት ማይጨውኳ ካትግራይ መፅኦም ይኦም ድሰርሕዎ ሓንቲ ጉማየ ትደረፍ ካልኡ እምበር ተጋዳላይ ይኡ ድድረፍ መሕዘኒ መሬት ራያ እውን ካብ ኻልእ ዓዲ መፅኦም ይሓርስዎ መሕዘኒ

  • @ffff8192
    @ffff8192 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @illill5904
    @illill5904 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ

  • @محمدعشان-ه1ب
    @محمدعشان-ه1ب ปีที่แล้ว

    ደቂ ራያ በርትዑ

  • @عليآلعلي-ق6ض1س
    @عليآلعلي-ق6ض1س ปีที่แล้ว

    ኣይዘኻ እዚ ዓሪከይ ❤❤❤❤😍😍

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923 ปีที่แล้ว +3

    ኣደይ እድኻ ንቦሎ ተጋሩዋ😥

  • @efffse4146
    @efffse4146 ปีที่แล้ว

    ወድ ባራንቱዋ ትዝታ ናትኻ ሙዚቃ ፍቕዕ ወለደይ እዪ ላዛኻኽረኒ 😢❤❤ግዜና ይመልሰልና ፈጣሪ😢🎉❤❤

  • @ufvgghfg1241
    @ufvgghfg1241 ปีที่แล้ว

    ካሕሳይ መሰለ ዕድመይ ይሃብካ ፈጣር ማኛ ራያ💋💋💋💋

  • @KuraKura-qo6cn
    @KuraKura-qo6cn ปีที่แล้ว

    ወዲ ባራንቱ ❤❤❤

  • @merykonejo
    @merykonejo ปีที่แล้ว

    ማሕበር ዳዕሮ ራያ ትግራይ ድኣኻ ጥራሕ ኣይኾንይ ሓግዞም ድኣነለ ብሓቅ ደይትፀበኹዎ ይኦም ኣሐግሶምን ና ብጣዕም ይአ ዳመስግኖም❤❤❤

  • @AaAa-nb2uc
    @AaAa-nb2uc ปีที่แล้ว

    አይዛኻ

  • @sarhgross3944
    @sarhgross3944 ปีที่แล้ว

    ወዲ ራያዋይ❤❤