ዝገሪም ኣወቓቒዓ ከበሮ ባህሊ ኢሮብ ብመስቀል✝️ ኣብ ሓረዘ ዓሲምባ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 15 ก.ย. 2024
- ዝገሪምን ፉሉይን ኣወቃቂዓ ከበሮ] ብ 2013 ኣብ ሓረዘ ዓሲምባ ዝሓለፈ ዝገሪም ባህሊ ኢሮብ
Hi ኣሕዋት! እንቋዕ ናብ Erob Ayda ብደሓን መጻእኹም።
ስሩዕ ሓድሽ ሓበሬታን መሳጢ ትሕዝቶን ንምርካብ ሳብስክራይብ ምግባርን ኣይትረስዑ።
@hopemusicethiopia@HDMONANEBARIT @BAHGNATV @EriTVEritreaOfficial
✅ ንተወሰኽቲ ቪድዮታት ኣብዚ 👇 #Subscribe ግበሩ
➲ [t.ly/_mkcd?sub...]
✅ 𝙒𝙖𝙩𝙘𝙝 𝙢𝙮 𝙥𝙧𝙚𝙫𝙞𝙤𝙪𝙨 𝙫𝙞𝙙𝙚𝙤𝙨 𝙤𝙣 𝙋𝙡𝙖𝙮𝙡𝙞𝙨𝙩𝙨
🛑➠ [Top Videos1] - [ln.run/EAVOC]
🛑➠ - [ባህሊ ኢሮብ 2] - [ln.run/-R-rp]
✅ 𝗦𝘁𝗮𝘆 𝗰𝗼𝗻𝗻𝗲𝗰𝘁𝗲𝗱 𝘄𝗶𝘁𝗵 𝗼𝗻 𝗼𝘂𝗿 𝘀𝗼𝗰𝗶𝗮𝗹 𝗺𝗲𝗱𝗶𝗮
➲TikTok: tiktok.com/@erobayda
➲ Instagram: ln.run/MQLF2
➲ Facebook:[ / amanuelasefa.melles ]
➲ Erob Ayda Fb [www.facebook.c...]
✅ Don't forget to:
➥ Like the video 👍
➥ Subscribe for more content 🔔
➥ Share with your friends 🌟
𝗧𝗵𝗮𝗻𝗸 𝘆𝗼𝘂 𝗳𝗼𝗿 𝘄𝗮𝘁𝗰𝗵𝗶𝗻𝗴!
hope music, hope music video, ኢሮብ ደርፊ መስቀል, ኢሮብ ሙዚቃ, ኢሮብ ደርፊ 2024, tigray music, tigray tv, tigray music 2024
#hopemusic #ኢሮብመስቀል #ኢሮብደርፊመስቀል #ኢሮብደርፊ #ኢሮብደርፊ2024 #tigraymusic #tigraytv #tigraymusic2024
እዚ ጥዑም ዘይሙነ ባህሊ ኢሮብ ባህላዊ ትሕዝትኡ ከይተበረዘ ክዕቀብን ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክሓልፍ ይግባእ(ፈታዊ ኢሮቦቶት እየ)
Thank you💝💚💟 ክቡር 💝ሓውና💚💝💚
መን ከም ኢሮብ ባህልና ክጥዕም❤❤❤❤❤
ኣነ ዓደይ ኣሮሞ ጥቃ ማይ ጻዕዳ ኢዩ ብንእሽተየይ ከለኩ ብዙሕ ኢሮብ ደርፊ ይፈልጥ ነረ በጃኹም እባ ጽሓፍሉና ምሕሰይ።
አረ ደቂ ኢሮብ ኢሮብ ቃንቃ ኣላምዱኒ🥺 ትምኒተይ እዩ ኢሮብ ዓዲ ነይ❤️
ምስማዕ ምስማዕ.......ብተደጋጋሚ እንተሰሚዕኻ ልክዕ ከምቲ ኣማርኛ እናሰማዕናን Video እናረኣናን እንለምዶ 💙🙏💚 እዚ እውን ከምኡ ይልመድ እዩ።
ድሌት ጥራሕ ይሃሉ።
Thank you Bro❤🙏🌺
ደስ ዝብል ፀወታ ባህሊ ኢሮብ ምስ ጉለምኻዳ❤❤❤
❤️❤️❤️❤️
❤❤❤💐💚💚💖
Ab hade kebabe terha zaykona ab getrat endawrdka scher gebrlna beflay an ab sedat nawhe selzgbarku nafkoto alane hante malet nab awida suda wardka eske laklna ❤❤❤❤❤❤❤
ትክክል እኻ ክቡር ሓዉ💚💖✔️። ሕጅ ግን ኣጋጣሚ ኣብ ትመህርቲ ስለዘለኹ ኣብዚ TH-cam post ዝገብረን ዘለኹ ኹለን እዃ እንተዘይኾና መብዛሕትአን ናይ ሓረዘን ኣራዕን እየን ግን ናብ ኹለን ዓዲታታ ኢሮብና ወሪደ ናይ ኹለን ዓይነታት ባህሊታት ዓዲና ናይ ብሓቒ ናይ ግዜ ጉዳይ እንተዘይኾይኑ ኣብ ትልመይ ሕዘዮ ኣለኹ። በዚ በለ በቲ ኻብ ባህሊ ኢሮብ ንድሕሪት ዝብለሉ ምክንያት የለን። ምስኡ ድማ ንሱኹም ዋላዃ ምስቲ ሕጅ ዘለናዮ ግዜ እንተዘይኸደ ብውሽጢ መስመር ናብ ቤተሰብኹም Share Subscribe ብምግባር ሓግዙኒ።
ርእቶኹምን ድሌታትኹምን ንምትግባር ፍቓደኛ እየ።
ብጣዕሚ የቐንየለይ💚💖✔️ Alema Adhanom
ርእቶኹምን ድሌታትኹምን ንምትግባር ፍቓደኛ እየ።
miss u deki erob❤❤❤ bihabera
subiye win ta.kabaro🥀
ጡዑም ዘይምኖ ባህሊ ኢሮፕ
🌺🙏❤🌺❤🌺❤
❤❤❤
Thank you 🙏🙏 Rawdish💚🌺💚🌺💚❤🌺
This traditional Irob song is the best with all its organic originality. Everyone please, post more of this kind if you have some.
Thank you
ኢሮብ ደስ ካብ ዝብለኒ ኣጸዋውታ በጃኹም ዓቅብዎ።ባህልኹም ዘይትገድፉ መንእሰያት ደስ ክትብሉ።
Thanks alot
Thank you so much Kidane hawna
I miss you irob adey
ኣቤት መዓርግ 👌ደቂ ትግራይ❤️💛❤️ ሽኮራት 😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
ዓንደዶ💋💋💋
🎉❤
thank you shishay
እዉይይይይይ አዋቃዓ ኮቦሮን ሪጋዕታኦምን እስይ ደስ ክትብሉ
Waw basak tam kitn
thankyou
የቀኒየልና🙏
Just waawwww 😘
ብጣዕም ሰነ ሰርዓት ዘሎዎ አፀዋዉታ ከትሽኩሩ👍❤👍❤
Amazing
ዋዉዉዉዉዉ እሮብ ሺኮር ሰበ ላይክ ❤❤
share nihataenimko gadah meam ❤💚🙏
ንኹላትና: ብፍላይ ክኣ ንዓኻትኩም ንናእሽቱ ወለዶ ዝኸውን ሰላም ይሃበና ፈታሪ::
ኣሜን
እንኳዕ ናትና ኮንኩም አቤት ርጋዕታ አቤቶ ካቦሮ አዋቃቃዓ ይበል ከምዚአ ጌረ እየ ዝምረዐ ብባህለይ🇻🇳❤
ወድ ኢሮብ ክትሙርዖው እንተደልክ ኣለኩ ባዕለይ ክክክ
እሺ ክክ
ባሳካ
💝💚💝💝
አሮበይ ሳኒሳን 💞💞💞💞💞💞
❤❤❤❤
ክንደይ ይጽቡቁ ደቂ ኢሮብ።
asuya basake yadehe telase porgrame enkho basake yadehe ale ekesle nho ayamsesoy
💝💚💞💝
ከዳ መኢ
♻️💚💚💖💚💚