Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 81 ክፋል | Tigrigna sitcom drama full Part --81- 2023

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 365

  • @lidu7571
    @lidu7571 ปีที่แล้ว +151

    ናዓል ሸክለክ ሓፀልፀል ከየበልክኩም Like 👍ግበሩ😜

  • @sarafalah5949
    @sarafalah5949 ปีที่แล้ว +13

    ክክክክክክክ ክም ንማዓቲ ስሕቅ ኣይፍልጥይ ተጋሩዋይ ሙሉእ ስላም ይግብርልና

  • @ረኘኘኘሠ
    @ረኘኘኘሠ ปีที่แล้ว +38

    ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና ንተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን

  • @meri.tigraweti
    @meri.tigraweti ปีที่แล้ว +14

    ተጋሩዊኒ💊💛 እንዃዕ ዳሓን መፅኩም እንዳ ትሕሽ ትፈትዉ👍ግበሩ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና!ትንሳኤ ትግራይና የረእየና ሰናይ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና

  • @ትግራይዓደይመዓረይ
    @ትግራይዓደይመዓረይ ปีที่แล้ว +26

    አሜን ብሐቂ ምሉእ ሰላምም ይግበረልና ኦ አምላክ በቃ በለና

  • @ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ
    @ሂዊጓልኣሕፈሮምማይስሩ ปีที่แล้ว +16

    ንኤሚ ዝፈቱ ላይክ ግጨዉኒ

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ ปีที่แล้ว +15

    ታክላክስ መዝሙር ተትገብርዋ ከመይ ድክም ደስ ክትብሉ ነይርኩም

    • @eduedu332
      @eduedu332 ปีที่แล้ว

      ከመይ ጌሮም መዝሙር ክገብርዎ ኦርቶዶክስ ጥራሕ ኮ ኣይኮነን ዝከታተል ኩሉ ዘማእኸለ እዮም ክገብርዎ ዝኽሉ

    • @አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
      @አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ ปีที่แล้ว +1

      @@eduedu332 ንሶም ኦርቶዶኩስ እዩም ስለ ካሊእ ኃይማኖት አይምልከተናን፡ሙዚቃ ክጠፍአና ጥራሕ ኢና ንደሊ

    • @tsegalove8199
      @tsegalove8199 ปีที่แล้ว +1

      ​@@eduedu332ንሳቶም ኦርቶዶክስ ተኮይኖም ሰለ ተመልካቲ እንታይ ፀገም ኣለዎ?

  • @hxhx1761
    @hxhx1761 ปีที่แล้ว +18

    ተጋሩዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም💛❤🙏

  • @Brhantgraweyti
    @Brhantgraweyti ปีที่แล้ว +7

    ንፉዓት 🌹
    ባህልናን ሐይማኖትናን ጓል ክተኸስትን አይፍቀድን ደስስ ዝበለትኒ መልእኽቲ 👌 ግዜ ተቐይሩ 'ናበልና እምነትናን ባህልናን ዘይምብልሻው!

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 ปีที่แล้ว +15

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ፅሩያተይ አቦይ አቡሽ ንቅድሚት

  • @ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ
    @ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ ปีที่แล้ว +3

    ኣፍቱይለ ሸፉ ኣብዝለ ሸፉ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤦‍♀️ omg ተጋሩዋይ ባህልናን እምነትናን ሓንቲ እያ👏👏👏ተመስገን ጌታዬ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @galaxygalaxy2879
    @galaxygalaxy2879 ปีที่แล้ว +6

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና እግዚአብሔር ፍፁም ሰላምን ምሕረቱን የውርደልና 🤲🤲🤲🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💋💋💋💋💋💋💋💋💋
    🌻🌻💐💐💐🌻🌻
    🌻🌺 እንኳን 🌺🌻
    🌻🌹አደረሳችሁ🌹🌻
    🌻🌻🌾🌾🌾🌻🌻

  • @akebrtgaletewhedogalesehul5135
    @akebrtgaletewhedogalesehul5135 ปีที่แล้ว +11

    አድዋይ ክመይ ገይረ እየ ሽቅጥ አብለ ዝወርድ ነወርኩ😔😔😔😓😓እንዳ ትሕሽ ሙቁራት ፅቡቅ አዉዳ አመት ይግበረልና

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ ปีที่แล้ว +4

    እዝጎ ዝዕዳጋ ከምኡ ድዩ ብሓቂ ዋይ ህዝበይ ከመይ ትኮን ትህሊ😓😓💔💓💛💊

  • @ፍቅሪለይኮነላ
    @ፍቅሪለይኮነላ ปีที่แล้ว +4

    መምህር መፃኢ ዝናፈቀ❤

  • @letslats9259
    @letslats9259 ปีที่แล้ว +16

    እንኳዕ ብሰላም መፃክም ፅርያት ፍጥረት 😘💊💖💖💖💖💖💖💖💛💛💛💛💛💛

  • @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ
    @ተመስገንኣምላኬ-ዸ9ሰ ปีที่แล้ว +15

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም እንዳ ትሐሸይ ተፈተውቲ እግዝኣቢሔር ኣምላክ ንሃገርናን ንህዝብናን ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ተጋሩዋኒ🙏🥰🥰🥰

    • @zaebakulu8553
      @zaebakulu8553 ปีที่แล้ว +1

      amennnnn amennnn amennnnn

  • @ኩሉከምፍቃድካይኩንኣምላኬ
    @ኩሉከምፍቃድካይኩንኣምላኬ ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ማይን ጨዉን መሊኣ ዛፀብሒ ኣይ ተጋሩዋይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ኣምላክ

  • @ዕባይዓጋመ
    @ዕባይዓጋመ ปีที่แล้ว +13

    እንቆዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋ♥️💛♥️💛💛💛💛💛💛♥️♥️♥️♥️♥️👑

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ እግዝኣብሔር ምሉእ ሰላም ይግበረልና ህዝበይ ሓላል ትሕሸይ ሸፈናይ ዝፈትወክን ኣዴታተይ🙏🙏💓💛💓💛💓😍👌👌
    ናዓለ ሽክልኩም ሓፀልፀል ከብለኩም እየ👍layk👈ግበሩ ተጋሩዋይ ይፈትወኩም እየ ካዓ💓💓💋💋💋

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 ปีที่แล้ว +8

    ሰላማት እንዃዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ💛❤

  • @sofiat3079
    @sofiat3079 ปีที่แล้ว +29

    እንዳ ትሕሸይ ሩሑስ በዓል ቅንያት ይግበረልኩም❤💛❤🙏🙏🙏🙏

  • @ትግዓደይምልባማ
    @ትግዓደይምልባማ ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ዳሕና መፃኢኩም ተጋሩዋይ ደመይ😍❣️

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว +13

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ትሕሽ ሽኳራት ተናፈቅቲ ❤️💛❤️💛❤️💛

  • @tdf1948
    @tdf1948 ปีที่แล้ว +5

    ገብሩ ዓለመይ ትሕሽይ ዶአ ከይትክሪ ዓለመይ ኢለዮ🤣🤣🤣 ዝደወለለይ ይከን ዝረከብኽዉ ሓፀልፀል ከብለኩም እዩ እዳበልኩ ወዲኢዮም እዩ ጀማዓይ
    አንዶ ትሕሽይ ሙቁራተይ ነበሩ ኽበሩ ❤️❤️❤️❤️

  • @adfeaffef1092
    @adfeaffef1092 ปีที่แล้ว +12

    ኣሰይይይ ፅሩያት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤

  • @ዕባይሃገረሰብ-መ2የ
    @ዕባይሃገረሰብ-መ2የ ปีที่แล้ว +13

    እንክዓ ብሰላም መፃእኽም ተጋሩዋይ ❤💥

  • @ጋልትግራይ-የ7ጠ
    @ጋልትግራይ-የ7ጠ ปีที่แล้ว +5

    ዋውውው

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- ปีที่แล้ว +7

    ተጋሩዋኒ❤💛

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +2

    ኣቡሸየይ ዝፍትዉ ግጨዉኒይ ❤️💊💊❤️💊❤️❤️

  • @tgg6888
    @tgg6888 ปีที่แล้ว +10

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ፍትዋተይ 🙏❤❤🥰😘

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih ปีที่แล้ว +12

    ትዕዳጋ ግን ከምኡ ድዩ ኣቱም ሓተይ ህዝበይ ከመይኮን ትነብርለካ ኢኻ😥😥😥😥

  • @makdaTigray
    @makdaTigray ปีที่แล้ว +4

    Kndey des ybluka enda thshey🥰😘

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว +17

    እንቃዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ደመይ ❤❤👏

  • @gjfh7318
    @gjfh7318 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ብዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ❤️💚

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 ปีที่แล้ว +5

    እካዕ ብሰላም መፀኩም ሙቁራተይ ደቂ ሐላላት ትግራይ እካዕ ንጥምቀት ባዓል አብፅሐኩም ።

  • @MaryamMaryam-xj7rb
    @MaryamMaryam-xj7rb ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ስሓቅ ሞይተ እንዳ ተሐሽ ሽኮራት።።ፍትሒ ንህዝቢና ዕደጋ ይቃንስ ዋይ

  • @nezw8150
    @nezw8150 ปีที่แล้ว +7

    ክክክክ ሞትኩ አትሳአኑ ተጋሩዋይ ፁሩያት ፍጥረት

  • @ሂውትጓልትግራይ
    @ሂውትጓልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    አይተሰኣኑ ሞይተ እየ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😌

  • @Aነኝየደንግልማርያምልጅነ
    @Aነኝየደንግልማርያምልጅነ ปีที่แล้ว +20

    አሰይ አንኳዕ ብሰላም መፅአኩም ፍትውትይ 💖💖💖💘💘

  • @mesigaltigray
    @mesigaltigray ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ትሐሽ ምቁራት❤️💛

  • @senayfutsum6176
    @senayfutsum6176 ปีที่แล้ว +10

    እንካዕ ደሓን መፃእኹም እንዳ ሓፀልፀል

    • @selamtube5095
      @selamtube5095 ปีที่แล้ว

      Senay ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ

  • @birtukan1145
    @birtukan1145 ปีที่แล้ว +5

    እንኻዕ ብዳሓና መፃኣኩም ተጋርዋይ

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih ปีที่แล้ว +5

    ንበሩለይ💛❤💛❤💛❤😍😍😍😍😍😍🕊🕊👏

  • @desbelemebrahtu9438
    @desbelemebrahtu9438 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ኣብፀሐና
    ደስ ዝብል ስራሕ

  • @ጓልሰብዓ
    @ጓልሰብዓ ปีที่แล้ว +10

    እዃእ ዳሓን መጻእኩም ሓላላተይ😘😘😘😘😘

  • @heran5269
    @heran5269 ปีที่แล้ว +4

    ኣስይይይ ሽኮራት ገዛ ደስ ክብሉ ወደይ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @ኣለምዕባይገጠር
    @ኣለምዕባይገጠር ปีที่แล้ว +9

    ሸፈና ከመይ ድየ ዝፈትዋ ሳዓት ኣለኒ እኮ ኢላ

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ መዓረይ🙏❤🥰

  • @ትግራይዓደይደመይንበርለይ
    @ትግራይዓደይደመይንበርለይ ปีที่แล้ว +1

    አንስ ፍተውሪ አጀዊኒ ላመስለኒ ተሓጋስ ንቅዕ እየልብል በተለይ አዊናዝፋ ጋቢ ምስሊ አቦይ ዕደመየሰጥዕናይ ያሃበለይ🙏👌💑💑💔

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +7

    አቡሸይ ተፈታዊ ዓብዬ ሰብ

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣ
    @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣ ปีที่แล้ว +5

    _እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም እንዳ ትሐሸይ💛❤️ኣቡሸይ🥰🥰🥰_

  • @ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ
    @ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ ปีที่แล้ว +5

    ሙቁራተይ🥰🥰💥💥💥💥💥

  • @titi2854
    @titi2854 ปีที่แล้ว +5

    እንኮዕ ብስላም መፅኣኩም ተጋሩዋኒ 🙌🥰

  • @sarafalah5949
    @sarafalah5949 ปีที่แล้ว +5

    እንኮዕ ብስላም መፃእኹም

  • @selam801
    @selam801 ปีที่แล้ว +6

    ኧረ ዛሬ በሳቅ መትኩ😋😁

  • @LundkhwarLundkhwar-gq2lb
    @LundkhwarLundkhwar-gq2lb ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተናፍቅቲ😍😍

  • @SaraSara-yh6me
    @SaraSara-yh6me ปีที่แล้ว +3

    ጀጋናይይይይይ

  • @ፍረዩቱብfreyoutube
    @ፍረዩቱብfreyoutube ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ምሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ ፍቱዋተይ አጆኩም በርትዑ🌸👏

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih ปีที่แล้ว +4

    መክሰባተይ💛❤💛❤💛❤

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay8956 ปีที่แล้ว +3

    Enkae bselam metsakum enda Tehsh👌🏽💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤❤💛

  • @ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ
    @ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ ปีที่แล้ว +6

    ቶሐሸይ🥰🥰💥💥💥💥💙❤❤

  • @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ
    @ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ እንዳ ትሕሽ ሙቁራት እንኳዓ በሰለም መፅኩም ሙሉኡ ሰላም ይግበረልና ንህዝቢና ንዓድና ፈጣሪ ሰላም

  • @milt4531
    @milt4531 ปีที่แล้ว +2

    ተጋርዋይ ፅሩያትትትትት❤❤❤❤

  • @edendawit3126
    @edendawit3126 ปีที่แล้ว +4

    Wooow l love it keep it up

  • @brhanunegese1626
    @brhanunegese1626 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፀኹም እንዳ ትሐሽ ተናፈቅት🙏🙏🙏❤❤❤

  • @meareythegay1548
    @meareythegay1548 ปีที่แล้ว +2

    ተመሰገን ሰላም ዝሃበካና ኣምላኬ 💟💟💟💟ኣሰይ ሰላም ፀብቅ

  • @alexisgaltigray2849
    @alexisgaltigray2849 ปีที่แล้ว +5

    Ere ጨዉ😄😄😄😄😄

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 ปีที่แล้ว +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰tegarway maarey🥰🥰🤩🤩🤩

  • @Nazrawit964
    @Nazrawit964 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ ምቁራት♥️💛💋💥

  • @Senbte_Chidan
    @Senbte_Chidan ปีที่แล้ว +3

    A very very good

  • @ሚሊጋልተዋህዶትግራወቲ
    @ሚሊጋልተዋህዶትግራወቲ ปีที่แล้ว

    💘💘💒እንካዓ አብፀሐኩም💞💘ዋይ ጨው😅😅😅😅

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr ปีที่แล้ว +6

    ፍትሒ ንጨው

  • @selammahari1477
    @selammahari1477 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ቡርካት ዘርኢ💞💞

  • @MaryamMaryam-xj7rb
    @MaryamMaryam-xj7rb ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ደርሆ ሓፍተይ ዕልምልም ቀርያ ክክክክክክ

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ትሕሽ❤❤♥♥♥💛💛💛💛💛💊💊💊💊💪💪💪

  • @ጓልስሑልሽረ
    @ጓልስሑልሽረ ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብስላም መፃኩም እንዳ ትሕሽይ ሙቁራት💛❤️

  • @ርሻንጓልሸራሮ
    @ርሻንጓልሸራሮ ปีที่แล้ว +17

    ኣሰይይይ ሙሉእ ሰላም እስከ ይግበረልና
    ኹቡራተይ🙏💗💕❤💛

  • @ሂውትጓልትግራይ
    @ሂውትጓልትግራይ ปีที่แล้ว

    ላይክክክክክ በለዎም👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤

  • @pjsksnphalanx1563
    @pjsksnphalanx1563 ปีที่แล้ว +1

    Enke bdhne methkume dkezome jgen ❤

  • @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ

    ጎበዛት ብእምነትና ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ኣንሽቲ ክንሓርድ ኣይግበአናይ እዩ እንኳዕ ኣብፅሓና ንጥምቀት ጎይታናን ኣምላክና እየሱስ ክርስቶስ ዝኣመንን ዝተጠመቀን ክድሕን እዩ ። 💝

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ኩለን ዝበለፀትን መምሃሪትን ወርቂ ስራሕ 👌✍️✊🤝💪✌️

  • @ጋልትግራይ-ጰ2ቸ
    @ጋልትግራይ-ጰ2ቸ ปีที่แล้ว

    ፅርያት

  • @AAAA-rp8lu
    @AAAA-rp8lu ปีที่แล้ว +4

    Asey des kitibilu tegaruway 1000 amet niberu

  • @genetsyom723
    @genetsyom723 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰላም😍❤🙏🙏🙏🙏

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk ปีที่แล้ว +1

    አሰየይ ምቅረተይ እንካዕ ብሰለም መፅእኩም ብሓቃ ዓብይ ተምህርቲ እየ ቀፅልል

  • @salamasa3794
    @salamasa3794 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ተሐሽ ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዓድና ለ ምሉእ ሰላም ይግበሮ ኣምላክ😘😘😘😘😘💊💊💊💊💝💝💝💝💞💞💞💞💞💘💘💘💘💙💙💙💜💜💜💛💛💛💚💚💚💚

  • @kudusann8413
    @kudusann8413 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቕ መልእኽቲ እዩ ሰብ ኣኣብ ዝምልከቶ ስራሕ ክሰርሕ ከሎ ኩሉ ነገር እዩ ዝስተኻኸል ነቶም ኣብዘይምልከቶም ጦብሎቕ ጦብሎቕ ዝብሊ ትምህርቲ ትኾኖም እያ

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ

    ተጋሩዋኒ ምንጪ 🦹‍♂️ሓቅና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምና ይመልሰልና 🙏🙏🙏

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen ปีที่แล้ว +3

    ተጋሩዋይ ምንጪ ሳሓቀይ❤️🥰

  • @ddg8911
    @ddg8911 ปีที่แล้ว

    ኣይትሰኣኑ😂🥰

  • @medhinkido2170
    @medhinkido2170 ปีที่แล้ว +1

    Temesgen.geyta.mulue.ygberelna❤💚🙏

  • @Eritrealifey
    @Eritrealifey ปีที่แล้ว +2

    ትሕሽ ሽኮር የኣኽ ከፍ ኣለኪ ❤👏👏👏👏

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 ปีที่แล้ว +5

    ዓድና ሰላም ፍቅሪ ኣይፍለየና 😍😍😍😍😍

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg4542 ปีที่แล้ว

    እንዳ ትሕሸይ እንኳዕ አብፀሐኩም ፅሩያተይ አብሸይ

  • @نورهنوره-غ9غ
    @نورهنوره-غ9غ ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ፅሩያት ተጋሩዋኒ

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom3287 ปีที่แล้ว +1

    ኤሚ ሽኮርርር😘😘

  • @ffgtdg8194
    @ffgtdg8194 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ እንኳዕ ብዳሓን መፃኣኩም ሙቁራተይ❤🥀🥀🥀😘🥀🥀🥀❤

  • @xdggg9171
    @xdggg9171 ปีที่แล้ว

    እንካዓ ኣብፀሐና ተጋርዋያ🙏🙏🙏