እንዃዕ ንፆመ ፅጌ ብሰላም ኣብፀሓኩም ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 90

  • @ስላምጓልተምቤን
    @ስላምጓልተምቤን 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክበር ኣቦና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +3

    ፈጣሪ ኣዝዩ ይሃብኩም ኣቦዬ፣ ክቡር ኣቦና ገብረመድሕን ቃለ ሂወት የስመዐልና መንግስቲ ሰማይ የውርሰልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ኣዝዩ ይባርኸልኩም ኣቦይ እዝጊ ኣምላኽ፣፣፣፣ ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ሓጎስን ፍቅርን ሞገስን ፀጋን ሰናይን ክብርን ኩሉ መሊኡ ኣብዚሑ ይሃበልና ልዑል እግዚኣቢሔር ሥላሴ ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣፣ ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ኩሉ ኣዝዩ ይባርኸልኩም ኣቦይ ፣፣፣፣፣፣፣ ፡፡፡፡፡፡ኣዕፅምቲ ዘለምልም ማይ ሂወት ዘስቲ ግሩም ትምህርቲ እዩ ኣቦና ብጣዕሚ ወለላ ማዓር ዝኾነ ትምህርቲ እዩ ብሓቂ ፣፣፣

  • @borhanstesgay5641
    @borhanstesgay5641 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን 🌿ኣሜን🌿ኣሜን ኣሜን 🌿ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abebaa3801
    @abebaa3801 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሐና ክቡር ኣቦና ኣባ ገብረመድህን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፀጉኡን በረከቱን ኣብዚሑ ይዓድልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሰመዐልና ኣሜን።
    ኣንሕና ደቅኩም ድማ ሰማዕቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣተግበርቲ እውን ክንከውን ናይ እቲ ልዑልን ህያውን እግዚኣብሔር ኣምላክና ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን ኣሜን። ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጸሎታን በረከታን ፍቅራን የብዘሐልና ኣሜን፫።

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ ክንደይ ይጥዕም እዩ ብዝትርደኦ ብቋንቋኻ ምምሃር ክንደይ ሰለል ወለል ዝበለ ዝናብ ማዓር እዩ ማዓር ዝኾነ ትምህርቲ እዩ! እመቤትና እበይተና ኣዴና ማርያም ብርኽቲ ዘርኢ በረኸታ፣ ኣማላድነታ፥ ረዲኤታ፥ ጥዑም ፍቅራ፥ ሰላምዋ፥ ፀሎታ ኹሉ ኣይፈለየና ንሓዋሩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፣፣፣፣፣፡፡፡፡

  • @tekleweynitesfazg
    @tekleweynitesfazg 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣመን ኣመን ኣመን
    ኣመን ኣምውን ኣመን
    ኣመን ኣመን ኣመን

  • @amalali1984
    @amalali1984 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fiorytesfamariam7452
    @fiorytesfamariam7452 5 ปีที่แล้ว +1

    ⛪💒➕💒➕💒➕ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና

  • @hntsagirmay181
    @hntsagirmay181 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ የብዝሓልኩም ኣባ እመቤታችን ድንግል ማርያም ካብ ስደታ ጸጋኣ የካፍለና አሜን

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🔑✝️⛪✝️

  • @AAAA-dd4ni
    @AAAA-dd4ni 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐና

  • @ራህዋነኝየተዋህዶልጅየክር
    @ራህዋነኝየተዋህዶልጅየክር 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላሞም ይብዛሕ ሰላሞም ይብፀሐና ክቡር ኣቦና አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፀግኡ የብዝሐሎም

  • @smrettewelde2682
    @smrettewelde2682 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna Abona nay agelugulot zemenukum yenwehelna bereket nay adena qdsti dnigl Maryam yehdrelna

  • @እመብርሃንክብርትናትኣምላ
    @እመብርሃንክብርትናትኣምላ 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን አሜን አሜን አሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና
    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ኣባ ገብረመድህን 👏👏👏👏👏
    ንኣና ድማ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን
    ተመስገን ተመስገን ተመስገን🙏🙏🙏

  • @ansbdbbahhsbdb4304
    @ansbdbbahhsbdb4304 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ናይ አደና ቅድስት ድንግል ማርያም አማላድነታን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ፀሎትን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን አሜን፫

  • @ህያብ-ሰላማ
    @ህያብ-ሰላማ 5 ปีที่แล้ว +1

    amen amen amen

  • @danielgebreyesus2679
    @danielgebreyesus2679 5 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂውት የስመዓልና ኣቦና ካብ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከት ረድኤት የካፍለና::

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +1

    ብዝርደኦ ቋንቋይ ክማሃር ከለኹ፣ እናሓደረ ናይ ንእመቤተይ ፍቅሪ እናተወሰኸለይ እናበርተዐ ለውጢ እናምፃኹ ከምዝጓዓዝ ዘለኹ ተሰሚዕኒ፣፣፣ ናይ እመቤትና ማርያመ ፍቅራ ኣዝዩ ይሕደረና ይበርተዐልና ኣሜን ፫ :: ፣፣፣፣፣፣

  • @ابراهيم-ث6ب3ه
    @ابراهيم-ث6ب3ه ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ቃለ ህይወት የስመዐና ብሓቂ ክቡር ኣቦና
    ዕድሜን ጥዕናን ይሃበልና ኣምላክ✝️

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን 💌💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @አሰቴርየድንግልልጅእግዚአ
    @አሰቴርየድንግልልጅእግዚአ 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን። ቃል ህይወት። የሰመዓልና። አባና። አሜን አሜን

  • @ድንግለይምክንያትምድ-ሠ8ገ
    @ድንግለይምክንያትምድ-ሠ8ገ 5 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ክቡር ኣቦና ቃል ህይወት የስመዐልና ጽጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ዝተመስገነ ይኩን ንዓኩም ዝሃብና ኣባኩም ሓዲሩ ዝምሃርና ስሙ ዝተመስገነ ይኩን አሜን

  • @solomonselama8103
    @solomonselama8103 5 ปีที่แล้ว +1

    🌻🌿🌻🌿ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና። ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልና። እግዚኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልኩም። ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና። ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ""ጣዕማን"" ፥ ""ፍቕራን"" ፡ ""በረኸታን"" ይሕደረና ኣሜን።🌻🌿🌻🌿

  • @ዮርዲየድንግልማርያምልጅነ
    @ዮርዲየድንግልማርያምልጅነ 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ እሒቢሩ አብፀሐና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አቦዋይ ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ደስ ዝብል ትምህርቲ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከት ረዲኤት ምስ ከላትና ይኩን አሜን ፫!!

  • @YemaneAbraha
    @YemaneAbraha 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦና ቓለ ሂይወት የስመዓልና። እት ትግርኛኹም ጥራሕ ይኣክል፤ ቐጽሉሉ ።

  • @amleshamuruts6714
    @amleshamuruts6714 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ክብር አቦና ቃል ክፍት ስሚዕና

  • @የቅዳሰማከኤልልጅነኝ
    @የቅዳሰማከኤልልጅነኝ 5 ปีที่แล้ว +1

    amen.amen.amen
    kale.hewate.yasmalen
    enka.abere.abeshena.abaticen

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 5 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር አቦና🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹🕊🕊🕊🕊

  • @ያህዌቱዩብ
    @ያህዌቱዩብ 5 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን
    እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ክቡር ኣቦና
    ቃለ ሂወት ቃለ በረኸትን የስመዐልና
    ደስ ዝብል ኣዕፅምቲ ዘለምልም ትምህርቲ
    ፀግኡ የብዘሐልኩም ንበሩልና
    ኣንሕናም ዝሰማዕናዮ ኣብ ልቦናና የሕድረልና

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ኣቦና ፆምና ንሓጥያትና መደምሰሲ መንግስተ ኣምላክ መውረሲ ይኩነልና አሜን አሜን አሜን

  • @Slamh-kl6lj
    @Slamh-kl6lj 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +1

    እመቤትና ማርያም ኣደና ብሓቂ ርህርህቲ ሕለና እያ ናይ እመቤትና ፍቅሪ ንበይኑ ዓይነት እዩ ፈጣሪ ዝሃበና ፍሊቲ ተውህቦና እያ፣፣፣፣፣።።።

  • @mullerzegeye8872
    @mullerzegeye8872 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን አቦና ጸጋኩም የብዝሐልኩም ናይ አገልግሎትኩም ዘበን ይባርከልኩም

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +1

    ሎማዓንቲ እኮ ልደታ ማርያም እያ! ዝተባረኸ እና ደስ ዝብል ማዓልቲ ይኹነልኩም/ይኹነልና ኣሜን ፫ ::

  • @arsuselama5698
    @arsuselama5698 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና

  • @hlinatesfay5598
    @hlinatesfay5598 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን እንቋዕ አሕብሩ አብፀሐና ክብር አቦየ ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
    እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልና ክብር አቦናን መምህርናንን

  • @DawdDadf-ke4fy
    @DawdDadf-ke4fy 3 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ኣቦና

  • @teklutesfazghi3231
    @teklutesfazghi3231 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ኣቦና

  • @galgere2303
    @galgere2303 5 ปีที่แล้ว +1

    amen Amen Amen abona ናዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያድለልና ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ሉኡል እግዚኣብሄር

  • @hermejosi4534
    @hermejosi4534 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ቃለ ሂወት ያሰማልኝ አባዬ

  • @ትግኁጸልዩብእንተቤተክርስ
    @ትግኁጸልዩብእንተቤተክርስ 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ቃል,ሕይወት የስመዐልና አቦና እግዚአብሔር አምላኽ ብዕድመ ብጥዕና የነብረልና ኩቡር አቦና

  • @eduyeemebrhanlij58
    @eduyeemebrhanlij58 5 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣባ

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣባየ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ

  • @እግዚኣብሄርንኣቡነሰላማዝ
    @እግዚኣብሄርንኣቡነሰላማዝ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓልና

  • @ደስታጋልትግራይ-ጸ6ሰ
    @ደስታጋልትግራይ-ጸ6ሰ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ኣባና ቃለ ሂወት የስመዐና

  • @Smerh-eb5hm
    @Smerh-eb5hm 4 หลายเดือนก่อน

    አሜን//3//ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤

  • @solomonselama8103
    @solomonselama8103 5 ปีที่แล้ว +1

    🌻🌿🌺🌻🌿ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣባታችን ቃለ ሂወት ያሰማልን። የኣገልጉሎት ዘመናቹ ይባርክልን።
    🌻🌿🌾🌸

    • @solomonselama8103
      @solomonselama8103 5 ปีที่แล้ว

      🌻🌿🌻🌿ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና። ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልና። እግዚኣብሄር ኣምላኻ ጸግኡ የብዝሓልኩም። ኦድመን ጥዕናናን ይሃብኩም። ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና። ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን።🌻🌿🌻🌿

  • @ብርሃንጓልእመብርሃን
    @ብርሃንጓልእመብርሃን 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብጽሐና፡ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣሰይ ቀጽልሉ በታ ቋንቋና ፍቁራት

  • @ብሃፍታደስታ
    @ብሃፍታደስታ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ኣቦና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @tdf97
    @tdf97 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን

  • @serkalemwubet4942
    @serkalemwubet4942 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣቦና ቃለ ሂወት ቃለ በረኸትን የስመዐልና

  • @ትልቅህልምአለኝ-መ7ለ
    @ትልቅህልምአለኝ-መ7ለ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን ቃል እግዚአብሔር የሰመዐና 👏👏

  • @meazygaltigray2892
    @meazygaltigray2892 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ክብረ ኣቦና

  • @ትግራይ-ቀ3ቘ
    @ትግራይ-ቀ3ቘ 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen kale haiwot yesmealna

  • @eyerusalemeyerusalem83
    @eyerusalemeyerusalem83 5 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና አቦና አሜን

  • @የስላሴባርያየማፊቅርልጅ
    @የስላሴባርያየማፊቅርልጅ 4 ปีที่แล้ว +1

    አባታችን በእውነት ትምርቶት አጥንት ያለመልማል አባታችን ግን በአማርኛ ቢሆን ደስ ይለናል አባዬ

    • @danaandaseelal-rashidiqwer1340
      @danaandaseelal-rashidiqwer1340 4 ปีที่แล้ว

      በእውነት ትግርኛ ሀ ቢሉኝ ለ አልልም ግን የሚመሳሰል ነገር አለው ።

  • @NaTe-ep6be
    @NaTe-ep6be 5 ปีที่แล้ว +1

    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን::
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦይ ቀሺ!!! ኣቦና ቀሺ ገብረመድሕን፣፣፣፣፣፡፡፡፡

  • @የድንግልማርያምልጅንኝተመ
    @የድንግልማርያምልጅንኝተመ 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር አቦና ፀጉኡ የብዘሐሊክም አሜን አሜን አሜን አሜን

  • @eyerusalembisrat8944
    @eyerusalembisrat8944 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Enkae Ahbiru Abtsehana Abona Kal Hiwet Yesmealna

  • @moomoo650
    @moomoo650 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኩቡር ኣቦነ ቃል ሂወት የሰመዐነ

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏

  • @eeee7278
    @eeee7278 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና የቀንየልና

  • @eeee7278
    @eeee7278 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦና

  • @محمدمحمد-ث4ج3ض
    @محمدمحمد-ث4ج3ض 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen ቃል ሂወት የስመዐና

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 ปีที่แล้ว

    Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. 👏👏👏🌿❤️🌿🕊️🙍‍♀️

  • @ferewoinibiadglgne2103
    @ferewoinibiadglgne2103 5 ปีที่แล้ว +1

    Kale howet yesnelna Amen

  • @aamenal6101
    @aamenal6101 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qalehiwet yasemeln abona

  • @orthodoxtewahdo2023
    @orthodoxtewahdo2023 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ክቡር አቦና ቃል ህይወት የስምዓልና

  • @efremgetu-e6g
    @efremgetu-e6g 29 วันที่ผ่านมา

    amen

  • @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
    @ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ 5 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦ

  • @semereftwi7182
    @semereftwi7182 ปีที่แล้ว

    Amen3 qal hiwet yesmaalna egzabher xegu yebzahalkum

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kubur Aebona ❤

  • @fyridesta4224
    @fyridesta4224 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen abona bereketkum ayfeleyna

  • @nebyatkiros6293
    @nebyatkiros6293 5 ปีที่แล้ว +1

    kale hiwet ysmeglna abona

  • @ngstikidey5944
    @ngstikidey5944 2 ปีที่แล้ว

    🌾🌾🌾🙏

  • @leteyletey6529
    @leteyletey6529 3 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @thth3095
    @thth3095 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @hermejosi4534
    @hermejosi4534 5 ปีที่แล้ว +1

    አሜን እንኳን አብሮ አደረሰን አባዬ

  • @ZemuyHabte
    @ZemuyHabte ปีที่แล้ว

    🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot 5 ปีที่แล้ว +1

    Ne abona qalhwt yasmalen

  • @eeee7278
    @eeee7278 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏👏👏👏

  • @temesgenamlake1079
    @temesgenamlake1079 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen

  • @ZemuyHabte
    @ZemuyHabte ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤

  • @ksu-np4yo
    @ksu-np4yo 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen

  • @ሸዊ
    @ሸዊ 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @HappyBlackberries-hd8hb
    @HappyBlackberries-hd8hb 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤