I am bor again. Yes this is the true born again words. You guys God bless you. Jesus is the lord. Jesus is the only way the true. Thank you Jesus he sho me the truth.
When Apostle Peter was in prison they gathered together and went on prayer they didn’t ask the government for justice my dear brother wisdom is power ❤.
So you Very smart heneshm ? Those people is not smart? Oh my Jesus. Jesus is the only way the true. Thank you Jesus he show me the truth. Jesus is the lord.
ሻሎም ንኹልኹም። ኣነ ናይ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ( ኣነ እኳ መራኸቢ ሒደት ዕቡዳን እየ ዝብሎ)፡፡ እዚ ሕጂ ቅምነገር ከም ዘለዎ ዓብዪ መዛረቢ ጌርኮሞ ዘለኹም ጒዳይ ካብ መህጠሪ ጁባኹም ኣሊፉ ፋይዳ የብሉን። እቶም ጀጋኑ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ቅዱሳን ናትኩም ምኽሪ ወይ ጥብቅነት ዘድልዮም ኣይኮኑን። ንስኻትኩም ኣብ ኲናት ዘይወዓልኩም በላሕቲ ፡ እዚ ለባም ለባም ምጽዋት ሓዲግኩም፡፡ 1. እሱራት ብኽብሪ ኪወጹ ጸልዩ።
2. ብግዚኡን ብዘይግዚኡን ቃል ንገሩ፡፡ መሃሩ፡ ገስጹ፡ መዓዱ፡ ብሻራ ንክርስቶስ ኣይትስበክዎ፡
3. ዓበይቲ ንገራት ሕሰቡ ፡ ካብ ቆሎ ጥጥቆ ውጹ።
4. ኣስተውዕሉ ነቶም ጀጋኑ ክቡራት እሱራት ወንጌል ኣሕዋትና ኣብ ርእሲ ማእሰርቶም ጸብባ ኣይተምጽሎም።
5. ከመዮ ሃዋርያ ጳውሎስ ዝብሎ፡ "ገሊኦም ብቕንእን ባእስን፡ ገሊኦም ግና ብጽቡቕ ፍቓድ ንክርስቶስ ይሰብክዎ ኣለዉ" ፊል 1: 15-16.
6. ኩላትኩም ንስሓ የድልየኩም ኣሎ።
7. ጸጋን ምሕረት ምስ ኩላትኩም ይኹን።
ቃል ደልየ ስእነለካ መንፈሳዊ ቃል ክጥቀም ዘረበኻ ናይ ጽድቂ ኡዩ በርትዕ ሐዋርያት ናይ ሕይወት ዋጋ ኽፋሎም ሞኬ ሐወይ ክርስትና ዋጋ እንተዘየኽፋል ኩሉ ሰብ ምስዐቦ እቲ ናይ ሐቂ ክድስትና ሕይወት ይሐት ት እሞ ንክርስቶስ ትኽፍሎ ዘለኻ ጎይታ ጸጉን ሰላም ይብዝሐልካ ተባረኽ።
ብምታይ መዓንጡ ይቅረታ ክሓትት ሕነሽም ደኣ . ክርስቶስ ጋይታ ኣይኮነን ብሉ ዝብል መንግስቲ ኮነ ውልቀ ሰብ የለን
መሊሱ ኣብ ርእሲ ሽግሮም ጸበባ ክዉስኸሎም:❤
ባዓል ሃዋርያ ሕነሽም ብፍርሒ ናይ ህግደፍ ኢዩ ዓገብ ምባል ሲኢኑ ዘሎ።
Atta ezi neweram ageligali seyitan hasawe nebi heneshim
ቅዱሳን ንጉሳውያን ቤተሰብ ልዑል፡ ብፍቅሪ ክርስቶስ ግን ሓንቲ ርእይቶ ኣላትኒ፡- "ኣይትፍረድ ከይትፍረድ" ትብል ቃል ካብ ቅድሜና ኣይነርሕቃሞ ይላቦ ክንጥንቀቅ!!!
ንስምዒታትና ክንቆጻጸርን ኣብ ማዕዳን ተግሳጽን ምድሃብ ብክርስቶስ የሱስ ህያው ስም❤❤❤❤
እቲ ይቕረታ ዝሓተሉ ንመንፈሳውያን ሰባት ዲዩ ወላስ ንስጋውያን? መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል? ንስኻትኩም ብመንፈስ እንተ አሊኹም: ብመንፈስ እምበር ብስጋ አይኮንኩምን ዘለኹም ይብል:ሰለዚ ምስ አምላኽ ክንራኸብ እዩ ዝግባኣና ሰለምታይ ዩ ከምኡ ኢሉ? ናይ ፊደል ፈልጠት ግን ትርጉም የብሉን:
ሰለዚ ካሊእ እንዶ ግበሩ:ብዙሕ ዕዮ ዩ ዘለና ከም ህዝብን ሃገርን:አነ በቲ ዝተዛረቦ ቃል ዘይኮነ ዝሳማማዕ ምስኡ:እቲ ናቱ ዝነበረ motivation ሰለምታይ ከምኡ ከም ዝበለ የ ምሰ አምላኸ communication ገይረ ኣብቲ ግዜ እቲ:so leave him alone,
አነ ግን ብውልቀይ አብዚ social media የ ዝሪኦ እምበር ብኣካል አይፈልጦን የ:ናቱ ተኻታታሊ እውን አይኮንኩን::
Jesus Christ is Lord,
@@keletatecle8620
እምኒ ክድርብዩን ኣብ መንጎኦም ምፍልላይ ዝገበረን dictator ኢሳያስ ዩ:ኣቐዲመ ከኣ ኣብ ኩሉ channels ሓቢረ ኢየ ንህዝቢ ኤርትራ ብኮመንቲ።
Jesus Christ is Lord,
Tebareku goyta yhagizkum❤
እዙም አብሸግርን መከራን ዓቅሉም ጸቤዎም ዘሉዎ እግዝአብሔር ከሰምዕሞ ተሰፍ ከህቦም ጸሉት ንግበር እምበር ዘመኑ ዘመን ምትላልና አሸካዕላልን እዩ ብዙኩነ ተባረኩ። 🙏🏾🙏🏾💕
ሕነሺም ተጋጊኻ ዝብሎ ብምንም ታምር አይቅቦሎን እዩ በዞም ፊደል ዘይቆፅሮ ተማሃሮ ገሩ እዩ ዝዛረብ ስጋብ አብ አብሩሶም ዝመፆም እዩ።
@@adhanetdesale3516 ካብቶም ፊደል ዘይቖጸሩ ትብሎም ንስኻ ከም ዘይትበልጽ ርግጸኛ እየ ሰብ ንሰብ ክንዕቅ ከሎ ፍልጠት ከም ዘይብሉ ምልክት ዩ።
ኩልኹም አብ ትሕቲ ሐዋርያ ሕነሽም ኮፍ ኢልኩም እንተትመሀሩ ምሓሸኩም ተማሀሩ
God bless you
ሞጎስ ሃወይ ፡ካብ የሱስ ን ኢስይስ ተፈሪሁ። ይገርም ኢዩ
Kemzmesleni netom yehwat beteseb alewu bdihri’om slemntay yEseru emnetom kea ab libom eyu ❤
We need to repent like king David 🙏✝️❤️
God bless you❤
ነግርኩም እደይ ሕንሽም ተጋጊኻ ዝብሎ
።መን እዩ ተጋጊኻ ዝብለኒ ኢሉ ዝፍከር
Ewa yifikir diyu kia 🤣🤣🤣 mo ezi dia Cadir nay Hgdef eyu zeytibluna
Amel ale ይባሪኪ
ንስኻትኩም ንእሱራት ሐሊኹም ምዝራብኩም ጽቡቕ ዩ ፓስተር ካሕሰ ዝብሉኻ ግን ብሐቂ ነውራምን ነገር ትጽሕትር ኢኻ ሃዋርያ ሕነሽም ፈሪምኩም ውጹ ምባሉ ሐልዮት እምበር ክፍአት አይኮነን ግን ፓስተር ካሕሳይ ንነገራት ብጽሎትን ብካልእን ምፍታሕን እምበር ንነገራት ናብ ዘየድሊ ምውሳድ ካብ ሐደ ፓስተር ዘይጽበዮ እየ ።
God bless you Apostle Hineshimmmm wow wisdem is power. ❤
God bless 🙏🙏🙏
Amazing message God bless you
We are not expecting this message from Apostle
Link ስደዱሎም? ባኒ ማይ ዘይረኽቡስ internet ኣበይ ክረኽብዎ?
Goyta azizu ybarkum
ብአንጻሩ ኸማን ወንጌል ብሂወቶም ንህዝቦም ይምህሩ አለዉ ንሕና ዉን ኩላህና ካብ ዓዲ ክንወጽእ አይምተገብአናን ወንጌል ብሂወት
እዚ ከኽውን ናይ ግድን እይ
ክርስቶስ ደኣ ንዓና ከድ ሕን
ኣብቲ መስቀል ኣይተሳቐየን ድዩ
ምእንታና ክብል
ሳሚ. ናይ ዓድኻ ግበር እዚ ናይ ኤርትራውያን እዩ
Ajoka heneshim tetsebe amlaki kinue eyu telagets trayi firdika kitrekib eka nibetika merigem teitu aleka
ሓዳርኩምን ሓንጎልኩምን ዘይፈወስኩክ ቤትን ሃገር እንዳ አማትኩም ትሰብኩ፡ እቲ ጸገም ዘሎ ንኩሎኩም አይን'አምነኩን አይቅበለኩምን።
So right & brilliant great job 👏 keep it up 👍
1 John 2 ትግ - 1ይ ዮሃንስ
21: ነታ ሓቂ ትፈልጥዋ ስለ ዘሎኹም እየ ዝጸሐፍኩልኩም እምበር፡ ስለ ዘይትፈልጥዋስ ኣይኰንኩን፡ ኵሉ ሓሶትውን ካብ ሓቂ ኣይኰነን።
22: እቲ ንየሱስ፡ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ዚኽሕዶ እንተ ዘይኰይኑኸ፡ መን እዩ እቲ ሓሳዊ፧ እቲ ነቦን ወድን ዚኽሕዶም፡ ንሱ እዩ እቲ ጸረ ክርስቶስ።
.........................................................................................................................
28: ሕጂ ድማ፡ ደቀየ፡ ንሱ ኺግለጽ ከሎ፡ ትብዓት ምእንቲ ኽንረክብ፡ ብምጽኣቱውን ኣብ ቅድሚኡ ኸይንሓፍርስ፡ ብእኡ ንበሩ።
መጉየ፡ ሕነሽም ኣምሰሉነት ኢዩ ተጠቒሙ ኣየ ክነፍዕ ተዛሪቡሎም ክበሃል ኢዩ ሃለውለው ዝበለ። እንበር ንዕማጺ ደኣ ዘይግስጾ ክብሪ ሰብ ደልዩ ማሕበሩ ፋሕ ከይትብል ፈሪሑ ፡ስቕ ከ ዘይብል መን ከብዱ ረገጾ ባዕልኽኣ ሕስረት ዎይይይ ጉድ
😂😂😂
ኢሰያኤ ድሕሪ 1993 ብዛዕባ እዚ ሀይማኖታት አብ ዝታሐተተሉ ግዜ ዝሀቦ መልሲ እዚ ሀይማኖታት ናይ ምዕራባውያን ናይስለላ መሳርሕ ስለዝኮነ አይንፈቅድን ኢሉ ኔሩ ግን ባዕሉ እንዳሰልጠነ ስለዘዋፍሮም ዘሎ እዮም ከምዝ ዝብሉ ዘለዉ ጠፍእዋም አይብልን ታይዳአ ንአዘዝቶም ከሕጉሱ ብቀዳምነት ስለዝ ሰርዕዋ ኤዮም ግን አምላክ ፍርዱ ክህቦም ኤዩ ተተነሳሐሉ ፅቡቅ ኤዩ ድሕሪዚዝበሎ ቃል ክሕደት አዝዩ አዝዩ ዘሕዝን ኤዩ አምላክ ምሕረቱ የብዛሐልና እንበር ዋጉኡ አዝዩ ከቢድ እዩ
ሐቂ እዩአይተጋገኽን
ተባረኺ
እዚ ኣስ ዘይስንካ ሑጻ ቅርጥመሉ ኢያ ።
Ferhat namlak keglgluwo aykalomn eyu kab amlak nsbsltan nazamdri eyom zferhu manta yedli namlak kteglgl tebareku
አሜንን
💙💙💙💙💙
ተሚቢሪኾኾ አምላኽ ኸሐዶ ኢዮ ዚቢል ኒሐሻም
መስለይ እዩ ወንጌል ክሰብክ ኣምላከይ እዩ ሂብኒ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ንጹርን ተባዕን መርገጺ ኢኩም ወሲንኩም❤❤❤
ሓነሽም..ድሕሪ ከምዝ ምዝርቡ. ዝስዕቦ. ዓሻ ኢዩ
ን ሓንጎል ዝለዎ ሰብ. ሓንሽም.ሓንግል ከምዘይብሉ ኢዩ ገሉጹ!"
Eza pentecostal kitnxir alewa ezi hawariya zeykone cadr nay hgdef eyu
1 Peter 1 ትግ - 1ይ ጴጥሮስ
6-7: እቲ ምፍታን እምነትኩም ብምግሃድ የሱስ ክርስቶስ ንምስጋናን ስብሓትን ክብርን ብሓዊ ኻብ ዚዅላዕ ንሓላፊ ወርቂ ኣዝዩ ኸቢሩ ምእንቲ ኺርከብ፡ እንተ ኣድለየስ፡ ሕጂ ብብዙሕ ዝዓይነቱ ፈተና ምስ ጕሄኹም፡ ብእኡ ኽትሕጐሱ ኢኹም።
8-9: ነዚ ኸይርኤኩምዎ እተፍቅርዎ፡ ሕጂውን ከይርኤኹምዎ ብእኡ እትኣምኑ ዘሎኹም፡ ነቲ መደምደምታ እምነትኩም፡ ንሱ ድማ ምድሓን ነፍሳትኩም፡ ምስ ረኸብኩምዎ፡ ብዘይንገርን ክቡርን ሓጐስ ትሕጐሱ ኢኹም።
Ajekum Ajekum hzbi amlak❤❤❤
Bhaki mogie hawey keslooo
ዋውውውውው ክብሪ ንኣምላኽ ከመይ ዝበለ ትብዓትን ትሕትናን ሓቅን ዝመልኦ መግለጺ💙💙🥰🥰🥰💪🏿💪🏿
Good job ❤God bless
ሞጐስ ወደይ ፡ተባረኽ
አጇኻ ተባረኽ
I am bor again. Yes this is the true born again words. You guys God bless you. Jesus is the lord. Jesus is the only way the true. Thank you Jesus he sho me the truth.
Hineshim kemue felat delo Seb aymeslon,hade DEREKENA Seb EU
MARANATHA YESUS NEEEaaaa 🎺🎺🎺🎺🎺
Amlak misakum yikun Amen 🙏
Goyta azizu ybarka Moges
Nabti meskelka xeyrka seabeni zbl tmhrti nmeles
When Apostle Peter was in prison they gathered together and went on prayer they didn’t ask the government for justice my dear brother wisdom is power ❤.
James 1 ትግ - ያእቆብ
12: ተፈቲኑ ምስ ወጸ፡ ነቲ እግዚኣብሄር ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎም ኣኽሊል ህይወት ኪቕበል እዩ እሞ፡ እቲ ብፈተና ዚዕገስ ሰብኣይ ብጹእ እዩ።
Selam Selam brukat❤❤❤❤❤❤
ሞጋስ ተባረኽ ❤ አብ ቃል አምላኽ ከምዚ ዝብል ጽሑፍ አንበብኩ ግብ ሃወርያት 4 -18 -19 -20
እዚ ክኸውን ከኣ ናይ ግድን ኢልዎ እዩ።
Acts 5 ትግ - ግብሪ ሃዋ
40: ። ንሃዋርያት ጸዊዖም ገረፍዎም፡ ብስም የሱስ ከይዛረቡ ኣዚዞም ከኣ ሐደግዎም።
41: ንሳቶም ግና ምእንቲ ስሙ ኺሐስሩ ብቑዓት ኰይኖም ስለ እተቘጽሩ፡ ካብ ቅድሚ እቶም ዋዕላ እናተሐጐሱ ኸዱ።
42: ኣብ ቤት መቕደስ ኣብ በቤትን ብስራት የሱስ ክርስቶስ ምምሃርን ምስባኽን ኣየብኲሩን ነበሩ።
ሳሚ ማርዮ 2 ሐዳር ( 2 ኣንስቲ) ሒዝካ እንዳነበርካ ከመይ ጌርካ ንስኻ ብዛዕባ ቃል ኣምላክ ትዛረብ
መጀመርያ ንነብስኻ ዓገብ በል
አስተዉዕል ሳሚ ማርዬ እዚ ጉዳይ ንኤርትራውያን ግደፈሎም ጉዳይ ዓድኻ ግበር ሰነፍ ደፋር
ሓሳብ እንተ ኣለካ ተዛረብ ኣብ ዉልቃዊ ሂወት ሰብ ኣቲኻ ሰብ ከተጸልም፡ኣይትፈትን ሰነፍ
Hgzabiher yferd eiyu zemenatom ab bet mahserti zehlefwo Amenti yehwatna fthi knbl gdin eiyu.
Ewe tmelesu temelesu
Ohhh my God what is going on with my people pls we are losing our youths 😢.
Revelation 2 ትግ - ራእይ
......................................
ክሳዕ ሞት እሙን ኩን፡ ኣነውን ኣኽሊል ህይወት ክህበካ እየ።
💔💔Dehzin. eyu.Mogos. hawey
Goyta ybareka sile haki mizirabka Mogos hawey 🙏
ሳሚ ማርዮ ውን ብዛዕባ ኤርትራውያን እሱራት ንኤርትራውያን ግደፈሎም ንስኻ ናይ ትግራይካ ግበር ብጸሎትን ብልምናን ድጽልዮ አለው ኤርትራውያን አቦታትን አዴታትን።
Amennnn esu eu eti haki
@@keletatecle8620ባዕልናዮ ክትብል 30 ዓመት ሓሊፉ ንዓካ ክሰብ ተርክበካ ተጸብ በል ፡
ዶንቆሮ
@@keletatecle8620 ቲዕቢተኞ
እዚአቶም ላንግ ላንጓ እየዩም ዘለው
ሕጂ ዳኣ ኣግሂድዎ እምበር ደጋፊ ዓመጽ ካብ ዝኽውን ነዊሕ ኢዩ ታሓባበርቱ ካኣ ካድረታት ብዓል ኣማን ፥ ዳኒኤል በላይ ሃፍቶም ምራጭ …….
ዘረባ ከተጸብቅ አይትፈትን ለባም ለባም አየትጻት
ሕነሽም እታ ዝተርአየቶ መፍትሒ ትኸውን ኢያ ኢሉ ዝሓሰበ ን አሕዋቱ አካፊሉ አሎ።ግሃ 4፣18-20 ን ሃዋርያት ኢያ ንሳቶም ማዕረማዕረ መከርኦም ጎይታ ዓበይቲ ታምራታት ብ ኢዶም ይገብር ኔሩ፤ ክንዲ ናይ ሃዋርያት ጸጋ አይተገለጸን/የብልናን ሕጂ፤ ስለዚ እቲ ጥቕሲ አብ ዘይ ቦትኡ አይነእትዎ።
ንየማነ ትድግፍ ( ንጦንቃሊ) ሞጎስ መመሪጽካ ኣይትቃወም
ብዛዕባ ሕነሽም ኢዪ ዝዛረብ ዘሎ
Phrophet Yemane is man of God,please stopped
❤😅
ንፉዕ
Jeganu. ❤❤❤
ጎይታ ይባርኻ ሞጎስ ሓወይይ
So you Very smart heneshm ? Those people is not smart? Oh my Jesus. Jesus is the only way the true. Thank you Jesus he show me the truth. Jesus is the lord.
Abzi gaze zi Amani tebahilka enber teakibka aykonen kab office amenti pente tebahilom yom teasirom .
Ageb ageb
ሞጎስ ኣቦ ሓቂ ኣብቲ ቀደም ታናድደኒ ነይርካ ብዙሕ ግዘኻ ኣብ መልሲ ስለ ዝርእየካ ማለት እዩ፡ነገር ግን መስቶወዕሊ ዝኾንካ ወጣት እኻ❤❤❤ ሞጎሰይ ቀጽለሉ ❤፡በዚ ሕዚ ዝሃብካዮ ርእቶ ድማ እቲ ሓቂ ገሊጽካዮ ኣሎኻ እዚ ሓውና ድማ መስተውዕሊ ልቦና ይሃቦ ኣጁኹም ኣሕዋተይ ንቶም ዝተኣሰሩ ድማ ልዕሌኹም ዝሕልዎም ዝሓሰበሎም ዝከናኸኖም ዝጥንቀቆሎም ዝሕበኖሎም ምን ብየ ላውራ ኮታስ እየሱስ ዝባሃል ኣምላኽ ጅግና ማንም ዘይቅዶም ወዲ ኣምላኽ ምሳኣቶም ኣሎ፡ንሱ ንዝትኣመኑ ብሚኣኢቲ ዕጽፊ እሙን እዩ እዮሱስ ጎይታ እዩ፡ኣጀኩም እየሱስ ባደባባይ ክነግስ እዩ ከምቲ ኣብ ምድሪ እትዮፕያ ኣብ ኣኢርትራ ውን እየሱስ ክነግስ እዩ❤❤❤❤❤
WHY ? He doesn't apologize for what he did
Fithi nay egzabiher eyu slezi nfthi dleywa
Jeremiah 4 ትግ - ኤርምያስ
1: ኣታ እስራኤል፡ እንተ ተመለስካስ፡ ናባይ ደኣ ተመለስ። ነቲ ጽያፍካ ኻብ ቅድመይ እንተ ኣርሐቕካዮ፡ ቀባሕባሕ ኣይክትብልን ኢኻ፡
2: ሽዑ፡ እግዚኣብሄር ህያው እዩ፡ ኢልካ ብሓቅን ብቕንዕናን ብጽድቅን ክትምሕል ኢኻ፡ ኣህዛብ ከኣ ብእኡ ኺባረኹን ኪሕበኑሉን እዮም፡ ይብል እግዚኣብሄር።
❤
ሀደ ጉዳይ አነይ ዝገርመኒ ነምታይ ተአሲሮም ንምንታይ ከንድዚ ዝአክል ዋጋ ከፊሎም ምናልባት ናህና ዘይንፈልጦም አው ኮሎ ነፍሶም ነታ ዝተጸዋሉ ወንጌል ዘሀቡ ሱቅ ኢሎም ሞይቶም ማለት ድዩ።
ህጂ አብ እሱር ዘለዎ ወጺኦም ናይ ምድር ዞሎ መንግስት እንታይ ክገብሩ እዬም። ህራይ ፈሪሞም ምስ ወጹ እንታይ ክገብሩ እዮም።
ከሉ ሃላፊ እዮ ወንጌል ግን ንዘለዓለም ዝጸንህ ስለዝኮነ ደሀር ንዐፍረሉ ምንታን ከይከውን ብዛ ወንጌል አሚና ክንነብር ይገባና።
ለተጠራንበት ወንንጌል አምነን መኖር ከጌታ የተቀበልነው ስለሆነ የጠራንን ጌታ አምነን መቆም "ከሞትም ያድናል ከሞትም ያድናል ከሞትም ያድናል ኢየሱስ" ኢየሱስ ያድናል። እኔ በኤርትራ ሀልዋ ሳውራ ታስሬ ነበር። ስለዚህ ጭካኔአቸውን አውቃለሁ ግን ለአላማቸው ስለሆነ ችግር የለውም ነገር ግን ነጻ አወጣሁት ለሚለው ሕዝብ የፈለገውን እምነት መከተልና ማገልገል ካልቻለ ነጻነታቸው የት አለ። ካሳለፍኩት ብዙ የሕወት ተሞክሮ እ/ር አሁን ያለውን መንግስት ባለበት በመኝታው እያለ መቀየር ማስደንገጥ ይችላል።
እኔ የምለምነው / የምጸልየው ለዳንኤል ከአንበሳ መበላት ያዳነውና የእርሱ አምላክ አምላክ ይሁን እንደተባለ እንዲሁ ጆሮአችንን ጭው የሚያደርግ ነገር እ/ር በኤርትራ ያደርጋል። በኢትዮጵያ በዘመነ ደርግ ልክ አሁን እንደነበረው ነበር በሁሉም ቦታ ሙሉ በሙሉ እኩል የሆነ ነጻነት ባይኖርም ግን በብዙ ጸሎትና ጽናት አሁን ያለው ለውጥ መጣ አሁንም ለተጠራንበት ወንጌል ቆርጠን ልንቆም ይገባል እንጂ ከግዜው ጋር መቆም አያስፈልግም ም/ቱም የምድርን መንግስት አገልግሎት ለጊዜው ነው የእ/ር ግን ለዘላለም።
Selam bro
Www, Ich bin sehr stolz auf euch, Brüder und Schwestern, dass ihr euch nicht mit denen abfinden wollt, die gegen das Evangelium sind!
3, emo endhri mluuuuu qal Amlak tserhulu halikumsi abti etnebrulu adi kndey nebsat adhinkummmmm
ሐቂ እዩ
ከማኡ ዝገብር ከምኡ ይነግር!!
Eway bruk hawei enda belka derekecha tserfi bejakum nab Goita temelesu hadewdom ngdefo nhfer bejakum kea nbaelkum kea abgezaku hdie elkum enke smewo entay aynet melekti eu Yesus ymes alo 😢
Gzena nwengel nitekemelu ata bejakum plss😢😢😢
Zegerem eyu
Bariya Bariya eyu pastor yikun keshi Hneshim dima dik zibele Bariya eyu so what do you expect from him
ጥሩፍነት
2, ab Eritrea znebere hnfishifsh ab mengo amentn Mahberatn zeytizarebulu gda ab kndi nwlqiseb tzlfu.
Zelekum gna bqal amlak zeykone bi simiet ekum not good guys
Hineshim bzuh gega alewo
Besl asher wey beskue gega kihleom ykile eyu gin sykemhineshin
ኩብራት አሕዋት ብጎታናን መድሓኒናን አየሱስ ክርስቶስ ሰላምኩም ይብዛሕ!!!
አቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን ሲ ዘሕዝን አንዳበልካ ዘሕዝን ምዝራብ አዩ :::
መጀመሪያ ቤትክርስትያን ማለት አቲ ብክርስቶስ ኣሚኑ ዝደሓነ ሰብ አንበር ናይ ዝተወሰኑ ሰባት ግሩፕ ወይ ዓሌት ኣኾነትን ብግላዊ አምነት አትርከብ አንበር ብዉርሻ ናይ ኣቦታተይ ወይ ኣቦሓጎታተይ ኢልካ ትዉረስ ኣይኮነትን እየሱስ ብዉልቅና አንበር ብጉሩፕ ኣይፈልጠናን እዩ :: ካብ ቤተስብ ዝዉረስ ብዙሕ ነገር ኣሎ ንኣብነት ባህሊ ቃንቃ ወይ ድማ ህይማኖት አነ ናይ ቤተሰብይ ሃይማኖት ካቶሊክ ከም ኩሉ ሃይማኖት ዘኹርዕ ኔሩኒ ግና ናብቲ ብአየሱስ ክርስቶስ ወዲ ህያዉ አምላክ ብምአማን ጥራሕ ዝርከብናይ ዘለዓለም ሂወት /ድሕነት ክብጽሓኒ ስለዘይክኣለ ንሃይማኖት ገዲፈ ንክርስቶስ ብመማን ንክርስቶስ መሪጸ ሰዓቢ ክርስቶስ ክከዉን ናብ ክርስቶስ መጺኤ አንበር ካብ ሓደ ሃይማኖት ናብ ሓደ ሃይማኖት ኣይመጻአኩን ::
ነታ ሓቀኛ ቤተክርስቲያን ሰራቲኣን ዋንኣን ክርስቶስ አንበር ሓደ ዓሌት ሓደ ሃገር ሓደ ሰብ ወይ ሓደ ፓስተር ወንጌላዊ ነቢ ቀሺ ጳጳስ መምሀር ወዘተ ኣይኮነን!!!
ሓቅን:ጽድቅን:ፍትሕን: ዘይትሰብክን ዘይብላን ቤተ ክርስትያን ማሕበረኮም ወይ ከም ኩሉ ሃይማኖት: ሃይማኖት አንበር ቤተክርስትያን ኣይኮነትን ምክንያቱ አየሱስ ሓቅን ጽድቅን ፍትሕን ኢዩ ::
አወ ሓቂ አዩ መንፈሳዉያን ዝመስላ ምድያ ግን ቀንዲ ዕላምአን ገንዘብ ምአካብን ንመሳኪን ሰባት ምጥዋይን ዝኾና ክኾና ከለዋ ከምኡ ዉን ገንዘብ ንምካብ ፓስተራት ዝኾኑን ኖቶም ቤተክርስትያን ዘከፍቱን ኣለዉ ::
ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ናይ ወንጌል አሱራት ብርግጽ ዓስቦም ኣብ ላዕሊ ተዳልዩሎም ኣሎ!!!
ኣብ ላዕሊ ዓስቢ ከምዘለዎም ኣሚኖም ዝኸፍልዎ ዘለዉ ዋጋ ካብና ንላዕሊ ባዕሎም ስለዝፈጡ ናትና ምስክርነት ኣየድልዮምን ኢዩ ::
ንሕናስ አንተ ኪኢልናስ ናትና ድኣ ዓቅምና ንግበር ::
ንሶም ሲ ዓስብና ካብ ላዕሊ ኢዩ አሞ ኣብ ክንዳና ኣይትዛረቡ ኣይጣበቁ ኣይበሉን!!!
ወላ አንተዝብሉ አካ ናይ ሕልና ጉዳይ ሕልና ንዘለዎስ ስቅ ኣየብልን ኢዩ ::
ንዝኾነ ይኹን መራሒ: መራሒ ሃገር ይኹን ዳኛ መራሒ በትክርስትያን ነቢ ሃዋርያ ፓስተር ዎንገላዊ መምሀር ክጋገ ከሎ ትጋገ ኣለካ አሞ ተመለስ ምባልሲ አንታይ ሓጥያት ኣለዎ???
ስለምንታይ ኢየሱስ ንሓዋርያ ጳዉሎስ ሳኦል!!! ሳኦል!!! ተሳድደኒ ዘለኻ ክርስቶስ ኢየ ተመለስ ተመለስ በሊሕ አንተረገጽካ ዝበሎ ስለምንታይ
ነስካ ንዓይ ንኣገልግልትይ ስለ ዝቀተልካን: ዘሳደድካን: ዝኣሰርካን ወንገል ቃለይ ኣይክልከልን ኢዩ ኢሉ ስቅ ኢሉ ወንጌላዉን ክጻረር ዘይሓደጎ???
አሞ ከምኡ አንተኮይኑ ድኣ ንስኻትኩም ስለምንታይ ትዛረቡ ኣለኩም ስቅ ኢልኩም ዘትጽልዩ???
አረ በጃኩ ኩቡራት አሕዋት ናብቲ ሓቅን ጽድቅን ፍትሕን ዝኾነ አምላክ ንመለስ!!!!!!!!
Haqi tiser
ኣሕዋትና ንሕናን ስድራቤቶምን ሰብ ዝኾነን ንሓስበሎም ፡፡ከመይ ዓይነት ሂወት የሕልፉ'ለዉ?
#እዚ ዝተዛረቦ ሰለስተ እርእስቲ ሓጢኣት የዘኻኽረካ፡ክሕደት'ዪ፡
1ነዚ እምኒ እንጌራ ቀይሮ፡2 ካብዚ ጽደፍ፡3ስገደለይ !! #ስስዐ፡ትዕቢት፡ኣፍቅሮ ንዋይ!!
በዚኤን ዝወደቐ ሰብ ፡ኣብ ግዜ ጾምካን ጸሎትካንተጊሁ ዝቀላቐል ጸላኢ ሰናያት እዪ !!
# ኣብክንዲ ንባዓል ቂያፍን ሄረዶስን ነቶም ከዋኽብቲ ሰማይ ሰብ እኽሊል እሙናትን ፡ነዚ ቃል መንደልሓጺ ምውጹኡ ዉሽጡ ተበርበረ!!