Breaking ውዕሎ ዘተ መረሕቲ ኣስመራን ዑስማን ኣብ ቀጠር። ቢኒ መግለጺ ሂቡ july 8 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024
  • #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
    እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
    ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
    subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
    ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
    I am glad that you have joined your TH-cam channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
    Thank you for your continuous support.

ความคิดเห็น • 26

  • @ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ
    @ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ 2 หลายเดือนก่อน +16

    ሰላም ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን

  • @IsmaelSalih1996
    @IsmaelSalih1996 2 หลายเดือนก่อน +4

    أتمنا لأبناء الارتريا نصر من الله ❤

  • @MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz
    @MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz 2 หลายเดือนก่อน +3

    💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @awetkifleysusaraya9291
    @awetkifleysusaraya9291 2 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 2 หลายเดือนก่อน +8

    እወ ከም'ዚ ዳዊት ዝብሎ ዘሎ፡ ኤርትራዊ ማለት ፍልይይነት ዘለዎ ስለ ዝኾነን ግን ገለ ከዳዓት ካኣ የለዉን ማለት ኣይኮነን። ግን ዋላ'ኳ ኣዝዮም ድኹማትን ክንዲ ፍረ-ጣፍ ትኸውን ክገብሩ ዘይክእሉ፡ ከም ባዓል ኣማኒኢል ናይ ኣሰና ሓሳውን ከዳዕን፡ ሕጂ ካኣ ከም'ዚ ባዓል ብርጌድ ንሓመዱ ዝባሃሉ'ውን ቅልቅል-ውጥም ዝብሉ ዘለዉ እንድዮም፡ ግን ኣነስ ኣብ ጀርመን እየ ዝቕመጥ። እንተዳኣ ገለ ሰባት ካበይ ኢኻ መጺእካ፧ እንተ'ኢሎምንስ ካብ ኤርትራ ኢለ ክምልስ ከለኹስ፡ ኣዝዩ'ቲ ጀግንነት ናይ ኤርትራውነት ዝስማዓኒ። ምኽንያቱ ኣነ'ውን ስለ ዝፈልጦን ተሳትፎ ካኣ ስለ ዝነበረንን። ካብ ኤርትራ ኢለ ክምልስ ከለኹ ካኣ ኣዝዩ እዩ ሓበን ዝስማዓኒ። እዚ ከም'ዚ ጅግንነት ናይ ኤርትራውያን ካኣ ኣዝዩ ዘሐብን ስለ ዝኾነን።
    ጅግንነትና ካኣ ከምኡ ኢሉ እንዳተወራረሰ ክነብር እዩ።

    • @eriboy350
      @eriboy350 2 หลายเดือนก่อน

      ብዘይ ሃተፍተፍ ሪኢቶ ኣይትህቡን ኢኹም መቸም ባራዩ ኢሱ መን'ዩ ንሓመዱ ከድዓት ኢልካ ኣብ ቅድሚኦም ከምኡ በሎም ገጽካ ክትከድዕ ኢኻ😂

    • @senaitsenait5666
      @senaitsenait5666 2 หลายเดือนก่อน +2

      Anbesa Wedi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷

    • @eriboy350
      @eriboy350 2 หลายเดือนก่อน

      💙💙💙💙💙💙💪😁

  • @ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ
    @ሰላምንትግራይ-ሐ4ዀ 2 หลายเดือนก่อน +3

    welcome kb

  • @rusomamare6125
    @rusomamare6125 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዓወት ንኤረይ ❤❤❤

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 2 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome KB

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst1 2 หลายเดือนก่อน

    ተመሰገን አምላክ ዓደይ ዓዲ ሰላም
    ምሰዚ ኩሉ ተጻቦኦ ሰጊርኪ አብዚ ብምብጻሕኪ ብጣዕኪ ዝሕጉሰ ኢዩ

  • @rahewatesfay3003
    @rahewatesfay3003 2 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba kebari🇪🇷

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 2 หลายเดือนก่อน

    Thx bro

  • @abrhekesete7839
    @abrhekesete7839 2 หลายเดือนก่อน

    👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsegazeabzemichael3784
    @tsegazeabzemichael3784 2 หลายเดือนก่อน +2

    ብዛዕባ ሶማል ምናልባት እዚ ሕድሽ ወለዶ ኣይፈልጦን እዩ፡ ሶማል ንሰውራ ኤርትራ ዝገበሮ ኣበርክቶ ሓደ ቀንድን ኣገዳስን ላዕለዎት ሓለፍቲ ህ.ግ.ሓ.ኤን ኣባላቱን ካብ ሜዳ ኤአትራ ናብ ዝተፈላለየ ሃገራት ንምጋሽ ብናይ ሶማል ፓስፖርት እዩዝጥቀም ነይሩ። ካልእውን ይግብኦም እዩ።

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @woldegiorgistsige3629
    @woldegiorgistsige3629 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤💕💕💕👍🏻👍🏻👏👏👏

  • @IsmaelSalih1996
    @IsmaelSalih1996 2 หลายเดือนก่อน

    في المبيك

  • @teklehaimanot3136
    @teklehaimanot3136 2 หลายเดือนก่อน

    😅😅😅

  • @ዕባይጎልጎልሃዞሞ
    @ዕባይጎልጎልሃዞሞ 2 หลายเดือนก่อน +2

    እንታይ እሞ መራሕ እንዶ ሰእና ኤርትራ እንበር ውደድር ዳኣ መን ክውዳድርኩም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ😢

  • @yacobzerabruk2221
    @yacobzerabruk2221 2 หลายเดือนก่อน

    ዖማን በጺሑ ኣርእስቲ ግን ቀጠር ጌርካዮ ፡ የህሪፍካኒ ምኽንያቱ ቀጠርን ኤርትራን ዝምድነአ ጽቡቕ ስለዘይኮነ

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 2 หลายเดือนก่อน