ምንጽጻር ተዋህዶን ካቶሊክን Tewahdo VS Catholic

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 66

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 9 หลายเดือนก่อน +2

    ብምፍጣረይ ❤ዝረከብክዋ❤ ዝካሰብክዋ❤ኦርቶዶክስ❤ተዋህዶ❤ሃይማኖት❤ብምካነይ❤እዪ❤❤❤❤❤ተመስገን❤ቅድስት❤ስላሴ❤ተመስገንያ❤ዓቅመይ❤ኣምላከይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Niyetnatu
    @Niyetnatu ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ወሰናይ የሕዋት፥ንምንታይ ኣብ ፍልልያት ትዛረቡ ኣለኹም ብዛዕባ ሃይማኖትኩም ዘይትዛረቡ መን ነውኒውኩም ከምዚ ትመሃሩ?ባዕልኹም ሓተቲ ባዕልኹም መለስቲ ።ኣብ ካቶሊክ ከምዚ ንፍልልይ ዝገልጽ ምህሮ ፍጹም የለን።እን

    • @dejengebrhiwet4280
      @dejengebrhiwet4280 7 หลายเดือนก่อน

      Felalyom meftot aslam kigebruna wedey denakur endyom .

  • @zeruberaki2831
    @zeruberaki2831 3 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ወልደኣብ ሓውና ቃለ ሂወት የስመኣልና እዝግኣብሄር ናይ ኣግልግሎት ዘመንካ ይባርክ

  • @tesfittesfit2699
    @tesfittesfit2699 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኻ ሰመዕቲ ጥራይ ዘይኮናስ ኣስተግበርቲ ኽንከውን ሰናይ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነልና

  • @lit7961
    @lit7961 ปีที่แล้ว

    Thanks kale hiwet yesmalna

  • @aloniab69
    @aloniab69 ปีที่แล้ว +6

    Ewayyy etom hzbis enber do ke testewelu ekum qal hiwet yesmalna tray tblu besmam kulu christn ab hade amlak ena namn entay ayent tmhrti eyu zeytblu tray nmfllay

    • @kebronmussie-d1g
      @kebronmussie-d1g 9 หลายเดือนก่อน +1

      just because he believes in one God does not mean he is Christian there is a religion called Mormon that believes in god and concedes themself as Christian but they are not Christian

  • @venireichert161
    @venireichert161 ปีที่แล้ว

    መምሀር ሃዉና ደስ ድብል ስብከት ቃል ሂወት የስማልና አብ ቁዱስ ሃይማኖትና የንብረና ኩቡር አምላና አሜን 🙏

  • @efremkesete6305
    @efremkesete6305 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ብሃቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ዝሰማዕናዮ ኣብልብና ይጽሓፈልና

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 ปีที่แล้ว

    Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak ab ezne libonana yehdrelna, Amen.

  • @haki7036
    @haki7036 ปีที่แล้ว +1

    መወከሲ ጽሑፋት ኣብ ገለ ገለ ነጥብታት ምጥቃስ የድሊ እዩ። ከመሲ መወከሲ ጽሑፍ ዘይብሉ ዘረባ ናይቲ ተዛራባይ ድርሰት እዩ።
    Please give references for the story in some points. If there is no reference it is the speakers story.

  • @duredure8588
    @duredure8588 ปีที่แล้ว +7

    Natka gedifka nay endamatka kkkkkkkk. Dufunat resi mejemerta hade neger alo zgermeni abti zmaebele zemen emo kea nzey mhr mhro kab zmote tzareb. Hluf mut u. Nay hji zelekayo tezareb. Bzaeba klte zbelkayo khateka slemntay medhanina yesus kurustom kemseb kglex tedelyu abza mdri. Kalay kab amen tblu kulukum anbubu

  • @bereketaraya9454
    @bereketaraya9454 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabiher amlak xega yebzehalkum Memhr Weldeab hawna behaki des zbl tmhrti eu

  • @susumoke9286
    @susumoke9286 ปีที่แล้ว

    Bro gega timrti aytihab tarik nab rebhaka tewika aytimhar.bnay kulu gega timrtika Kem tihitet aytizenigie.

  • @tzighetzehie7411
    @tzighetzehie7411 2 ปีที่แล้ว +2

    ናተይ ናተይ ካብ ማለት እቲ ፍርዲ ንእግዚ አብሔር ንግደፎ ።ተኻባቢርና ንኺድ።

  • @nuranura5953
    @nuranura5953 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርይ🎚🌿🎚♥🌿🎚♥🌿🎚♥🌿

  • @kbromhabtemariam5426
    @kbromhabtemariam5426 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስማዕልና መምህረይይ

  • @egzetneegzetne6186
    @egzetneegzetne6186 3 ปีที่แล้ว

    Amen qale hiwet yesmealna xegau yebzhalka memhrna weldeab.

  • @tekleghebrehiwet9846
    @tekleghebrehiwet9846 ปีที่แล้ว +1

    ብሕልናን ጽቡቅ ክርስቶሳዊ ፍልጠትን ክህልወኩምን ንመንፈስ ሓቂ ክትፈልጡን ጸሎት ጻዕሪ የድልየኩም: ካብ ኣጎል እምነት ውጹ ክቡር ሓው ንሓቀኛ ታሪኽ ኣይተቅንን

  • @4Tminkah
    @4Tminkah ปีที่แล้ว

    Kab mexihaf kidus tikis amitsi kem ztewehahade

  • @habtomtsegu9278
    @habtomtsegu9278 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna.

  • @SalamSalam-fg6tg
    @SalamSalam-fg6tg ปีที่แล้ว

    ስላም እግዚኣብሔር አምላኽ የብዝሓልኩም
    ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ

  • @hagostsegay1120
    @hagostsegay1120 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን መምህረይ ብሓቂ ደስ ዝብል ት/ቲ

  • @selamtesfay1909
    @selamtesfay1909 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቓል ሂወት የስመዓልና

  • @amutube4686
    @amutube4686 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት ይስመዕና

  • @senaytesfaldet9404
    @senaytesfaldet9404 11 หลายเดือนก่อน

    Amen kal hiwet yesmalana weldeab hawena

  • @Amanuelkidane-g6m
    @Amanuelkidane-g6m 3 ปีที่แล้ว

    Amen qale hiwet yesmalna

  • @elsaestifanos5807
    @elsaestifanos5807 2 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmeana Memhrey nay aglglot zmenka ybarko Goyta

  • @mulyearsema5475
    @mulyearsema5475 2 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet ysmalna m weldeab hawey tseg yebzhalkum fetari

  • @semereykealo4178
    @semereykealo4178 3 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህር ወልደኣብ ሓወይ

  • @sirakdaniel7102
    @sirakdaniel7102 2 ปีที่แล้ว +5

    Entay aynet tmrti ekum tesmuna zelekhum ezi hji tmrti eyu malet dyu.... Amlakh yqre ybelelkum

    • @shewitaamine
      @shewitaamine ปีที่แล้ว

      mhret yewrdelka mukan kea entay ktgebr nsa endiya aqmka ata bzaeba fqri mehar amlak tefaqeru ember tefelaleyu aybelen dmsus

  • @rahwaabraha4282
    @rahwaabraha4282 ปีที่แล้ว

    Tsgeu yebzhalka❤

  • @gebriela9902
    @gebriela9902 ปีที่แล้ว

    ክርስቶስ ናይ’ታ ሓዳስ ሕጊ ምሥጢራት ሠሪዑ። ሾብዓተ ምሥጢራት ኣለዉ፥ ጥምቀት፤ ሜሮን (ቅብኣት)፤ ቅዱስ ቍርባን፤ ንስሓ፤ ቅብኣተ-ሕሙማን (ቀንዴል)፤ ክህነት፤ ተክሊል እያቶም። እዞም ሾብዓተ ምሥጢራት ንዅሉ ኣገዳሲ (ደረጃታት) ስጕምታት ሕይወት-ክርስትና ዚትንክፉ እዮም።1 ናይ ሓደ ክርስትያን ሕይወት-እምነቱ ከምትውለድን ከምተዓብን ከምትፍወስን፣ ከምትለኣኽን (ተልእኮት) ይገብሩ። ምእንት’ዚ ኸኣ ኣብ መንጎ’ቲ ባሕርያዊ ናይ ጕዕዞ-ሕይወት ስጕምትን፤ መንፈሳዊ ኮነ ባሕርያዊ ምዕባሌታትን ገለ ዓይነት ተመሳሳልነት ኣሎ።

  • @saraestifanos1262
    @saraestifanos1262 ปีที่แล้ว +1

    Ata men kebdka regixuka bzaeba Catholic wela hade endika zeytfelt nsu diu koynuwo aqmka.

    • @gebriela9902
      @gebriela9902 ปีที่แล้ว

      ክክክክክክ ኣቅሙዩ ተዛሪቡ ኢንታይ ኢሞ ክንብሎ ።

  • @kidanetekle4757
    @kidanetekle4757 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen Qal Hiwet yesmealna memhr weldeab hawey Egziabihier amlak tsegeu yebzh 🙏🙏🙏.

  • @febenmehari7208
    @febenmehari7208 ปีที่แล้ว +1

    Eway anta nezi hezebi mexhafe quduse endo meharuwo kabzi xunxuway awxuwo atum hezebi aytstwulun endikum

  • @wediseb993
    @wediseb993 11 หลายเดือนก่อน

    ቤት ክርስትያን ቅድሚ 451ካትለክቶስ ካቶሊክ ትብሃል ነይራ ካብ 2ይ ክፍለዘበን ትብል ነይርካ ሓደ ግዜ ይጋጨወካ ኣሎ ብሮ ካቶሊክ ነቲ እንጥርዮስ ዝበሎ ነጽገምዎ እዮም ብሓቂ ጌጋ ትዛረብ ኣለካ ታሪክ ቤትክርስትያን ሕጂ ዳርጋ ኩሉ ፈልጥዎ እዩ ፕልስ ጸጽካ ኣምጽዮ

  • @tedmekonnen5977
    @tedmekonnen5977 ปีที่แล้ว

    451 ጉባኤ ቃልቆዶንያ ቀንዲ ዘይምርድዳዕ ኣብ መንጎ አሌክሳንድርያን ( ተዋሕዶ ) ን ኣንጾኪያን ( ምብራቃዊ ኦርቶዶክስ) እዩ ኔሩ፤ ንጹር ኣምህር

  • @yordaethan652
    @yordaethan652 ปีที่แล้ว

    Ajewjew aytibel
    Bism Abin weldin menfes kdusin ztimek hade iyu. Nsika ghin zeyhatit hebreteseb rekibka tedenkiro aloka. Ita menber petros hakegna mikana tifelt aloka nsika. So speak for you archbishop who died in prison. Btami yhazin kemka Eriawiyan mihitawom iyu

    • @gebriela9902
      @gebriela9902 ปีที่แล้ว

      Kmelseki aqmi yeblun 😢suq elomyom gdefo tray kliflif

    • @merhawifirzun3477
      @merhawifirzun3477 ปีที่แล้ว

      ጴጥሮስ ከ ብኸመይ ኮን መይቱ ይኸውን፧

  • @samuelberhane121
    @samuelberhane121 ปีที่แล้ว

    እቲ ሓቂ መጽሓፍ ቅዱሳዊ እካ ኢየሱስ ክርስቶስ ፍጹም ኣምላኽ፡ፍጹም ሰብ እዩ ስለዚ እቲ ናብ ንስሓ ክትመልስ ዘለዎ እቲ ተውሓጠ ዝብል እዩ፡
    እቲ ንኣባ እስቲፋኖስ ብእምነቱ ዝቀተለን ዝሰደድን ናይ ምንታይ እምነት ተኸታሊ ድዩ እዚኣ እባ ኣብርሃያ።

  • @YosiefHabtemariam
    @YosiefHabtemariam 7 หลายเดือนก่อน

    betkrsyen Catholic eya tebhal neyra orthodox aykonune ezi dema etom ney gebxi merhtkum keyterf yeamnlu eyom neskum dema deki awtaki ekum selzi ekum tewgzkum

  • @brhanemichael4131
    @brhanemichael4131 ปีที่แล้ว

    Seb aytegagi entekiela temahar

  • @zayednegashe7681
    @zayednegashe7681 ปีที่แล้ว +2

    Mejemerya Catholic malet alem Leke Catholicn tewahdon eyesus krstos sebeyte yeblun keshi tewahdo gen sebeyte alewo Catholicawyan akeshti tmherte master abelom eyom keshi zkono hade bahre aynblen ena Mestre slase malet ab weld menfeskudos Alo malet eyu . Keshi tmherti yeblomen kalay kfle koynom keshi yoonu naka thso aleka Catholic bthmerte kab koluo jemero tmherte krstos Kone kudos kurban zfelet eyu ab tewahdo gen Ms aregu kudos kurban ykorbu ab Catholic Kal kidan hanti eya ab tewahdo gen senbet temereyom soney yfathu awaled tewahdo nab Catholic ymrawa slementay thtenan snesraten slezelewo nska hade bulok ab gobo zabeka donkoro tmherte sle zeyblka hasawi adi Eka naka gbr Seb zehme m zshkr eyu katolk gnk Kanye katolk abo dkatt dangl Ade dkatt anta hasawi imrka yhxera

  • @AdonayEyob-gd6ml
    @AdonayEyob-gd6ml ปีที่แล้ว

    Hasawi nibalika qunue aykonen mibalka quntaro filtet hiska zegerim iu kab bimas naxinet seb gefifa tifelit betekirstiyan Catholic nibalika abi gerka miray kem tibitena setan tihti meret kit shimem ika ata gubuz

  • @tesfaymichael1754
    @tesfaymichael1754 ปีที่แล้ว

    ሓወይ፡እስከ ክሓተካ ብሓቂ ትምህርቲ ሃውርያት ትፈልጦ ተኮይንካ ,
    ኣየናይ ሃውርያ ብዛዕባ ድንግል ማርያም ምሂሩ ፡ኣብ ሓዲሽ ኪዳን እስከ ኣምጽኣለይ?
    ዋላ ዉን ኣብ ብሉይ ኪዳን ኣየናይ ነቢ ብዛዕባ ማሪያም ተኒብዩ
    መጽሓፍቅዱስ ኩሉ ብዛዕባ ምውላዱን ስቅለቱን ሞቱን ትንሳኤኡን ዕርገቱን ምምላሱን እንበር፡ካልእ ኣይዛረብን እዩ

    • @bestfans
      @bestfans 9 หลายเดือนก่อน

      ድንግል ክትጸንስ ወዲ ከኣ ክትወልድያ ዝብልከ፧ ብጽዕቲ ክብሉንዮም ዝበሎቶከ፡ ኣብቲ ጸጋ ዘይነበሮ ዘመን ምልእተ ጸጋ (FULL of Grace) ዝተባህለቶኸ፧ For your knowledge no one worship her we venerate her we say saint as she said in Luke! What's wrong with this??

    • @tesfaymichael1754
      @tesfaymichael1754 9 หลายเดือนก่อน

      በቃ፡እሞ እቲ ጸጋ መን እዩ፡ የሱስ ኣብ ማሕጸና ማሪያም ስለ ዝነበረ ዶ ኣይኮነን፡ ዕላማ ቃል ኣምላኽ ንየሱስ ከርእየና እንበር ፡ንማሪያማ ከርእየና ኣይኮነን፡ እታ ጽዓብ ኣድጊ ዉን የሱስ ምስ ተወጣሓ ዉን ከቢራ እኮ፡ እቲ የሱስ ዝተለወጠሉ ከረን ዉን እኩ፡ኣብቲ ቕዱስ ከረን ምስኡ ከለና እሉ ኣሎ ሃውርያ ጴጥሮስ ፡ስለዚ ጴጥሮስ ቅዱስ ስለ ዝበሎ፡ሒጂ ነቲ ጎባ ክንዝምረሉ ክንሰግደሉ ማለት ዲዩ፡በጃኹም ተመለሱ፡ሰብ ኣይትለክሙ

    • @bestfans
      @bestfans 9 หลายเดือนก่อน

      @@tesfaymichael1754 መንዩኸ ኣምላኽያ ንሳ ወይ መሎኮታዊት ፍጥረትያ ኢልካ፧ ኣብ ርእስኻ ትሓስቦ ሓሳብ ኢኻ ንዓይ ትነግረኒ ዘለኻ! ጎይታ ኣምላኽ ስለ ዝጾረትን በነባብርኣ ከኣ ቅድስቲ ስለ ዝኾነትን በቲ እግዚኣብሔር ዝሃባ ክብሪ ነኽብራን ነዕብያን ደስ ይበልኪ ንብላን! ቅዱስ ገብርኤል ዝወደሳ ፡ኤልሳቤጥ ውን ደጊማ ዝወደሰታ፡ ድምጻ ምስ ሰምዐትውን ኣብ ከርሳ ዝነበረ ሕጻን ዝተሰራሰረ...... ኣበዩባ ዘሎ እቲ ጉድለት ንገረኒ፧ እንተ ዘይኣመንካሉ እኮ ጸገም የለን ቅኑዕ ከም ዘለኻ ጌርካ "ኣይትለክሙ" ምባልካ ግን ገሪምኒ። ሓደ መድሓኒ ጎይታዩ ንዕኡ ዝወለደት ከኣ ነኽብራ፡ ነዕብያ፡ ንውድሳ። ዝሓተትኩካ ሕቶ ውን ኣይመለስካለይን- ኣብቲ ጸጋ ዘይነበሮ ዘመን ምልእተ ጸጋ ተባሂላ! እዚ ኣይተስተውዕልን ክቡር ሓው፧

    • @tesfaymichael1754
      @tesfaymichael1754 9 หลายเดือนก่อน

      @@bestfansሓወይ፡ ማሪያም ሲ፡ጸጋ ኣብ ዘይነበረሉ ዘመን ምልእተ ጸጋ ዝተባህለት ኣበይ እያ፡
      ዝብለካ ዘለኩ ኣተኩሮ መጽሓፍ ቅዱስ፡የሱስ እዩ
      ንስኹም ንኹሉ ጽዮን ዝብል ንማሪያም እናሃብኩማ ኣብ ጸገም ኣቲኹም፡ኣምላኽ ዓይኒ ኦርቶዶክስ ዪኽፈት፡ከመይ ዝበለ ስም ሒዝኩም ጊና መንገዲ ስሒትኩም፡ ዝነበርናዮ ስለ ዝኮነ ፡ከተብርሃልይ ኣይትክእልና እካ፡ ኩሉኩም ኦርቶድክስ ብንስሓ ተመለሱ

    • @bestfans
      @bestfans 9 หลายเดือนก่อน

      @@tesfaymichael1754 ከረድኣካ፡ ብመጀመርታ ዝኾነ ሰብ ማእከል መጽሓፍ ቅዱስ ድንግል ማርያምያ ክብለካ ኣይክእልንዩ! እንተ ድኣ ኢልካ ወይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣየንብብንዩ ወይ ከኣ ሕጽረት ትምህርቲ ኣለዎ ማለትዩ። ክብሪ ንስሙ ይኹን ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ ጀማርን ፈጻምን፡ ኣልፋን ኦሜጋን ማእከል መጽሓፍ ቅዱስዩ። ነብያት ዝተነበዩ ብዛዕብኡ እዩ፡ ሓዋርያት ዝሰበኹዎውን ንሱዩ! ኩሉ ክርስትያን ዝኣምኖን ዝስዕቦንዩ! ቤተ ክርስትያን (ተዋህዶ) ውን ንሱዩ ትምህርታ። ዝነበርክዎዩ ኢልካኒ ስለዚ ኣእማደ ምስጢር ትፈልጦ ኢኻ- ምስጢረ ስላሴ፥ ምስጢረ ስጋዌ፥ ምስጢረ ጥምቀት፥ ምስጢረ ቁርባንን ምስጢረ ትንሳኤ ሙታንንዩ። ኩሉ ከኣ ወላ ንስካ ትፈልጦ መጽሓፍ ቅዱሳዊዩ። እዚዩ Orthodox ማለት። ንቅዱሳን ዝምልከት ከኣ ንኹሎም ከምቲ እግዚኣብሔር ዘኽበሮም ክብሪ ነኽብሮም፡ ብፍላይ ከኣ ቅድስት ድንግል ማርያም። ብጽእቲ፡ ቅድስቲ፡ ወላዲት ኣምላኽ፡ ኣደ ጎይታ፡ ኣደ መድሕን ኢልና እንተ ወደስናያ እንታዩ እቲ ጸገም፧ ኣበዩ እቲ ጉድለት፧ ምናልባት ንድንግል ማርያም ከም ኣምላኽ ዝሪእዋ ኣጋጢሞኻ እንተ ኮይኖም እዚ ጌጋን ስሕተትንዩ። ካብዚ ዝተረፈ ግን ዝኾነ ኣበር የለን!

  • @whaki9540
    @whaki9540 ปีที่แล้ว

    ድያቆን ተጋጊኻ፡ ብ325 ንኣርዮ ኪውግዙ ከለዉ፡ ብሓንቲ ቅድስቲ ካቶሊካዊት ሓዋርያዊት ቤተክርስትያን ንኣምን እዮም ዝበሉ፡፡ ዕለት ዕለት ኣብ ቅዳሴኹም ትደግምዎ ውን ንሱ እዩ፡ ንኣምን በኣሃቲ ቅድስቲ እንተላእለ ኩሉ ቤተክርስትያን ኢኹም ትብሉ፡፡

  • @shewitsimon8441
    @shewitsimon8441 ปีที่แล้ว

    Amlak xegu yebzhalka bruk

  • @gebriela9902
    @gebriela9902 ปีที่แล้ว

    Orthodox zbehal shm neru mejemerta do elka besmeam nay hasot tmhirti aqarex 😢 nay Vatican tarik fleto mo qdim dehar tezareb!!!!!!

  • @SelamTsegay-d2l
    @SelamTsegay-d2l ปีที่แล้ว

    Denkoro ayefelten eu beli bezeba catholic 😂😂😂😂😂

    • @gebriela9902
      @gebriela9902 ปีที่แล้ว

      Etom suq elom amen qal hiwet yesmeana zbluyom yhznuni😢 bshuf ksedo delyes coppy abini