ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡራት ኣቦታትናን መምሃራናን እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብታ ቅድስትን ኣጽናፋዊትን ዝኾነት ቅድስቲ ቤቱ ጸኒዕና ንኽነብር ብምሕረቱን ብጾሎት ቅድስት ወላዲቱ ድንግል ማርያምን ብጾሎት ቅዱሳኑን ይሓልናወና ።
ዕድመ ይሃብካ ዲ፣ ኣስመላሽ ። መጋቤ ኣዲስ ኣባ ቀሺ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም እግዚኣብሄር ይባርከልኩም እመብርሃን ተጽልለልኩም ክብሪ ሂብኩምና ክበሩ።
ተመስገን ኣምላክ ዲያቆን ሓውና ከምቲ ነዓና ኣብ መዕተብና ክንጸንዕ ዚገበርካ ኣምላክ ዕመ ይሃብካ
ዲያቆን ኣሽመላሽ ዕድመን ይሃብካ ሳላኻ መንገዲ ኣምላኽ ፈሊጥና
amennnnnnnnn❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ድያቆን ኣሽመላሽ ሓውናንን መምህርናን ቃልሂወት ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡራት ኣቦታትናን መምሃራንናን እግዚኣብሄር ናይ ዘበነ ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ምስ ወድስትን ቅድስትን ኣደ ኣምላክ በቲ ዘክበሮም ቅዱሳኑ መስቀሉ ኣሜን (3) ከም ፍቃድ ኣምላክ ግን ምስ ናይ ይቂረታ ዝኮነ ዘይ በርሃልና ምስ ዝህሉ ስብከት ወይ ትምህርቲ ነቲ ዝሰበከ ኣካል በይኑ ረኪብካ ምርድዳእ ዝበለጸ እዩ ኣብ ሕዝቢ ቂድሚ ምዝርጋሕ ምርድዳእ ዝበለጸ እዩ ምክንያቱ ኣብዚ ጊዘ ዘለናዮ ንሕማቅ ንባእሲ እምበር ንሰናይ ንጽቡቅ ዝደሊ ሰብ ዳርጋ ዉሑድ እዩ፡፡ እሞ ደጊመ ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ይኩኖ እንቋዕ ተሳማምዓኩም እንቋዕ ሓጎሰና
ብሓቂ ደስ ዘብል ምርድዳእ ኢዩ እግዚኣቢሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም
Nay Behaqi des zebil Qale hiwet yesmalin
ቃለ ሕይወት የስምዓልና!!
Qal hiwat yes males xegakm yebzhalkum❤❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏 gal hiwet yesmeana ❤❤❤❤
ኣቐዲምካ ክግበር ዝነበሮ ምርዳእ ካብ ኣብ fb ናብ ህዝቢ ኣውሪድካ ምፍልላይ ምፍጣር መርጌታ ኣማኑኤል ከኣ ካብ ጌግኦም ክመሃሩ ይግባእ።እግዚኣብሄር ሓድነትና የጽንዓልና።
ጽቡቕ እዪ ምርድዳእኩምን ይቕረ ምባልኩምን ደስ ይብል ኣብ እምነትና የጽንዓና ፈጣሪ
Haqiena snetegbar ወተናጸሩ ገጸ በገጽ
አአአአልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
እንቓእ ሓጎስና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Xebuq eyu❤❤❤❤❤
👏👏👏
Dyaqon asmlash xbuq mebrhi hibkayom the amanu kab ab masmedia wexika gega qalat tzareb nbetekrstyan texrfa bglu rekibka nab hzbi keywexaka ktrdadae nerka ndyaqon yqreta hteto bgbuea degimu ardieka alo
አስመላሽ ጋዓሪ
እንታይ ኢሉ እንታይ ይትንትን ዘይርድኦ ሞይታቶ እንዲያ፡አይይ ደካማ ዓቕምኻ ግዳይ ዘይትፈልጥ።
እንተ ኣብሪሁልካ ዳኣ እሞ እንታይ ደሊኻ እንዳበልካ ምጉጣጥ ምንሻው እንታይ ኣምጸኦ መሪሄታ ዘኣማኑኤል እኮ ምስቲ ቤተ ክርስትያን ትምህሮ ዝጋጮ ኰይኑ ስለ ዝረኸቦ እዩ ነቂፎ ስለዚ ዲያቆን ኣስመላሽ ከኣ ወታእታ እንዳበለ ሕጂ ከብርህ ፈቲኑ ቀደም ግን እታ ዘከራኸረቶም ኣርእስቲ ከምታ ዘላታ እዩ ገዲፍዋ ክንዲ እንኳዕ ተረዳድኡ ምባል ንመሪጌታ ኣማኑኤል ዘናሹ የብልካን ዋና እዛ ቻነል ጽድቂ እንተደሊኻ ርትዓዊ ኩን
ኣቱም መምለኽቲ ጣኦት አግዚኣቢሄር ኣምላክ ብዘይፈቀዶ መንገዲ ካብታ መንገዲ ሓቂ ውጺኹም ናብ መገዲ ጥፍእት መሪጽኩም ብፍላይ ንስካ አታ መምህር ሓሶት እንተዘይ ተነሲሕካ ፊፍርዲ ክትቅበል ኢካ ተነሳሕ። ንማሪያም ዝተውህበ ተስፋ ምድሓን የለን ንስካ ግና ብስም ማሪያም ከኣምኑ ትምህር ስሎካ ቀልጢፍካ ተነሳሕ። ማሪያም ድንግል ትኹን ኣይትክኹን ነእክኻን ነቶም ዝሰምዕኻ ዘለዉ ሰባትን እንታይ ይጠቕመኩም ንምንታይ ብፍቅሪ ኣምስላኽን ወዱ የሱስ ክርስቶስን ዘይትቃጸሉ እንታይ ይገብረልኩም ናይ ማርያም ጉዳይ።